Author: amanuel

1 319 320 321 322 323 536 3210 / 5355
ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ንሓምሻይ እዋን ኣብ ስልጣን ንምቕጻል፣ መራሕቲ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ዝተረኽብሉ፣ ቃለ መሓላ ፈጺሙ

ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ንሓምሻይ እዋን ኣብ ስልጣን ንምቕጻል፣ መራሕቲ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ዝተረኽብሉ፣ ቃለ መሓላ ፈጺሙ

Radio Erena: 16 May 20201 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ንሓምሻይ እዋን ኣብ ስልጣን ንምቕጻል፣ መራሕቲ ኢትዮጵያን ኬንያን ዝርከብዎም ብርክት ዝበሉ ሰበ ስልጣን ዝተፈላለያ ሃገራትን ማሕበራትን ኣብ ዝተረ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወርሒ ሰነ ከተካዪዶ ዝወጠነት ምርጫ፣ ሕጂ’ውን ተናዊሑ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወርሒ ሰነ ከተካዪዶ ዝወጠነት ምርጫ፣ ሕጂ’ውን ተናዊሑ

Radio Erena: 16 May 2021 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወርሒ ሰነ ከተካዪዶ ዝወጠነት ምርጫ፣ ሕጂ’ውን ተናዊሑ። ኮሚሽን ምርጫ’ታ ሃገር ብቀዳም 15 ግንቦት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ‘ብሰንኪ ተክኒካዊ ጸገማት ኢሉ ዝጠቐሶ’ ምኽንያት፣ [...]
ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዑደት ዘካየደ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ጸብጻብ ውጽኢት ዑደቱ ኣቕሪቡ

ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዑደት ዘካየደ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ጸብጻብ ውጽኢት ዑደቱ ኣቕሪቡ

Radio Erena: 16 May 2021 ካብ 4 ክሳብ 13 ግንቦት ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዑደት ዘካየደ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ጸብጻብ ውጽኢት ዑደቱ ኣቕሪቡ። ጀፍሪ ፈልትማን ኣብ ጸብጻቡ፣ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ተኣፋፊ ኩነታት ም [...]
”ሱዳን ንህወሓት ብምድጋፍ ጸጥታ ሃገር ትዘርግ ኣላ” ሰበስልጣን ኢትዮጵያ

”ሱዳን ንህወሓት ብምድጋፍ ጸጥታ ሃገር ትዘርግ ኣላ” ሰበስልጣን ኢትዮጵያ

Radio Erena: 16 May 2021 ሱዳን ንህወሓት ብምድጋፍ ጸጥታ ሃገር ትዘርግ ኣላ፣ ክብል ሓደ ካብ ላዕለዎት ወተሃደራውያን ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ከሲሱ። ጀነራል ተስፋየ ኣያሌው ንጋዜጠኛታት ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ልዕሊ ሰ [...]
” ኩሎም ሓሙሽተ ጳጳሳት ሕጹያት ኮይኖም ክቐርቡ ኮነ ክምረጹ ፍቓደኛታት ኣይነበሩን።” መግለጺ ሲኖዶስ ኤርትራ

” ኩሎም ሓሙሽተ ጳጳሳት ሕጹያት ኮይኖም ክቐርቡ ኮነ ክምረጹ ፍቓደኛታት ኣይነበሩን።” መግለጺ ሲኖዶስ ኤርትራ

Radio Erena: 14 May 2021 ብህግደፍ ዝመሓደር ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፣ ሓምሻይ ፓትርያርክ መሪጹ። እቲ መሳርሒ ፖለቲካ ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ስርዓት ምዃኑ ዝንገረሉ ሲነዶስ፣ ብ13 [...]
ምስ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝተመሳሰለ ሰራዊት ኤርትራ፣ ናብ ትግራይ ረዲኤት ከይኣቱ ይዓግት ከምዘሎ CNN ኣቃሊሑ

ምስ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝተመሳሰለ ሰራዊት ኤርትራ፣ ናብ ትግራይ ረዲኤት ከይኣቱ ይዓግት ከምዘሎ CNN ኣቃሊሑ

Radio Erena: 13 May 2021 ምስ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝተመሳሰለ ሰራዊት ኤርትራ፣ ናብ ትግራይ ህጹጽ ረዲኤት ከይባጻሕ ይዓግት ከምዘሎ CNN ኣቃሊሑ። እቲ ሓደ ካብ ዓበይቲ መደበራት ቴሌዢዥን ዓለም፣ ኣብ 21 ሚያዝ [...]
ሰራዊት መንግስታት ኡጋንዳን ኮንጎን፣ ኣብ ዞባ ኪቩ ናይ ኮንጎ ንዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ብሓባር ከጥቅዑ’ዮም

ሰራዊት መንግስታት ኡጋንዳን ኮንጎን፣ ኣብ ዞባ ኪቩ ናይ ኮንጎ ንዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ብሓባር ከጥቅዑ’ዮም

Radio Erena: 13 May 2021 ኡጋንዳ፣ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ብምስላፍ፣ ኣብ ምብራቕ እታ ሃገር፣ ሰሜን ኪቩ ንዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ንምጥቃዕ ሰራዊታ ክትልእኽ ምዃና መንግስቲ ኮንጎ ኣፍሊጡ። [...]
ሱዳን፣ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ናዕቢ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ፍትሒ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰልፊ ኣብ ዝተኻየደሉ ክልተ መንእሰያት ተቐቲሎም

ሱዳን፣ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ናዕቢ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ፍትሒ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰልፊ ኣብ ዝተኻየደሉ ክልተ መንእሰያት ተቐቲሎም

Radio Erena: 13 May 2021 ኣብ ሱዳን፣ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ፍትሒ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብቲ ብ12 ግንቦት፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ዝተኻየደ ሰለ [...]
ስዊዘርላንድ፡ ኣብ ሽዱሽተ ግዝያዊ መጽንሒ ማእከላት ዝርከቡ ልዕሊ 1500 ሓተትቲ ዑቕባ ዓመጽ ከምዝተኻየደ ተቓሊዑ

ስዊዘርላንድ፡ ኣብ ሽዱሽተ ግዝያዊ መጽንሒ ማእከላት ዝርከቡ ልዕሊ 1500 ሓተትቲ ዑቕባ ዓመጽ ከምዝተኻየደ ተቓሊዑ

Radio Erena: 13 May 2021 ኣብ ስዊዘርላንድ፡ ዑቕባ ንምሕታት፣ ኣብ ግዝያዊ መጽንሒታት ዝርከቡ ስደተኛታት፣ ኣብ ልዕሊኦም ሓይሊ ዝተሃወሶ ዓመጽን ኣካላዊ ጎነጽን ዝርከቦ ዝተፈላለየ ምግሃስ መሰላት ክካየድ ከምዝጸንሐ [...]
1 319 320 321 322 323 536 3210 / 5355