Author: amanuel
أسمرا والقاهرة تؤكدان دعمهما لوحدة الصومال وسيادة أراضيه
إذاعة إرينا الدولية : 16.09.2024
أكدت الحكومة الارترية والمصرية دعمهما لوحدة الصومال وسيادة أراضيه ، جاء ذلك خلال الزيار التي قام بها وزي [...]
ኤስራኤል፣ ናብ ኵናት ቓዛ ንዝወፍሩ ሓተቲ ዑቕባ ኣምሳያኡ ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ ክትህቦም ከምእትኽእል ምምዳባ ተሓቢሩ
RADIO ERENA - Monday, 16 September 2024
ሚኒስትሪ ምክልኻል እስራኤል፣ ናብ ኵናት ቓዛ ንዝወፍሩ ሓተቲ ዑቕባ፣ ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ ክወሃቦም ዘኽእል መደብ ሓንጺጹ ከምዘሎ ሃረጽ ዝተባህለት መርበብ ዜና ሓቢራ። [...]
ኤርትራን ግብጺን፣ ንሓድነት ሶማል ከምዝድግፉ ኣረጋጊጸን
RADIO ERENA - Monday, 16 September 2024
መንግስታት ኤርትራን ግብጽን፣ ንሓድነት ሶማል ከምዝድግፉ ኣረጋጊጾም።
እቶም መንግስታት ነዚ ዘረጋገጹ፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ፣ ባድር ዓብደልዓጢ ዝምራሕ ልኡ [...]

ዕውት ማሕበረሰበ ንኽህልወና እንታይ ክንገብር የድሊ?
RADIO ERENA - Monday, 16 September 2024
https://www.youtube.com/watch?v=WocPfY4p7DA [...]

ኣካይዳ ቃልሲ ንፍትሒ ዝፈሽለሉ ዘሎ ቀንዲ ምኽንያታት እንታይ’ዩ?
RADIO ERENA - Friday, 13 September 2024
https://www.youtube.com/watch?v=fGgFuYw06rQ&t=1s [...]
ኤርትራዊት ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ፣ ብክሲ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት ን20 ኣዋርሕ ተኣጊዳ
RADIO ERENA - Thursday, 12 September 2024
ወናኒት ክብረወሰን ማራቶን ኤርትራ ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ፣ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት ወሲዳ ከይትኸውን፣ መርመራ ንምክያድ ካብ ዝተሰርዓላ ቆጸራታት ብተደጋጋሚ እዋን ብምብኳ [...]
الخطوط الجوية الإثيوبية توسع نطاقها بخدمة جديدة إلى بورتسودان
إذاعة إرينا الدولية :12.09.2024
أعلنت الخطوط الجوية الإثيوبية عن إطلاق خدمة رحلات يومية إلى مدينة بورتسودان اعتبارًا من الأول من أكتوبر القادم 2 [...]
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ካብ ባሕቲ ጥቅምቲ ኣትሒዙ ናብ ፖርት ሱዳን መዓልታዊ በረራታት ከካይድ ምዃኑ ኣፍሊጡ
RADIO ERENA - Thursday, 12 September 2024
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ካብ ባሕቲ ጥቅምቲ ኣትሒዙ፣ ናብ ፖርት ሱዳን መዓልታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክካይድ ምዃኑ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ኣብ መጀመ [...]
ንመራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማልን ብኣካል ንምርኻቦም ዝተኻየደ ፈተነ ፈሺሉ
RADIO ERENA - Thursday, 12 September 2024
ንመራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማልን ብኣኣል ብምርኻብ፣ ኣብ ዘሰሓሕቦም ዘሎ ጉዳያት ንኽመያየጡ ዝተኻየደ ፈተነታት ከምዝፈሸለ ዲፕሎማስያዊ ምንጭታት ሶማል ሓቢሮም።
ጎኒ ጎኒ' [...]