Author: amanuel

1 302 303 304 305 306 565 3040 / 5648
መንግስቲ ሶማል ንሓደ ካብ ወከልቲ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ሰጒጉ

መንግስቲ ሶማል ንሓደ ካብ ወከልቲ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ሰጒጉ

Radio Erena: 07 November 2021 መንግስቲ ሶማል ንሓደ ካብ ወከልቲ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ከምዝሰጎገ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ሳይመን ሙሎንጎ ዝተባህለ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ዓቃብ ሰላም፣ [...]
ትዊተር፣ ንኩነታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝመሓላለፍ መልእኽታት ጽጽያ ክገብር ጀሚሩ

ትዊተር፣ ንኩነታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝመሓላለፍ መልእኽታት ጽጽያ ክገብር ጀሚሩ

Radio Erena: 07 November 2021 ሓደ ካብ ዓበይቲ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝኾነ ‘ትዊተር’፣ ንኩነታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝመሓላለፍ መልእኽታት ጽጽያ ክገብር ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ኣካየድቲ’ቲ ትካል ኣብ ዝዘርግሑዎ ሓበሬ [...]
ፈረንሳ፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ብባቡር ተረጊጾም

ፈረንሳ፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ብባቡር ተረጊጾም

Radio Erena: 06 November 2021 ኣብ ሰሜናዊ ፈረንሳ፣ ከባቢ ወደባዊት ከተማ ካሌ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝተኣኻኸቡ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ብባቡር ተረጊጾም። በቲ ብ4 ሕዳር ዘጋጠመ ናይ ባቡር ሓደጋ፣ ሓ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኩሎም ዜጋታት ብዝቐልጠፈ ክወጹ ጸዊዓ

ኣመሪካ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኩሎም ዜጋታት ብዝቐልጠፈ ክወጹ ጸዊዓ

Radio Erena: 06 November 2021 ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዓርቢ 05 ሕዳር ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ጸጥታዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ተኣፋፊ ከምዘሎ ብምዝኽኻር፣ ኩሎም ዜጋታቱ ብዝቐልጠፈ ካብ [...]
ውድብ መግቢ ዓለም፣ ኣብ ትግራይ ንዝርከቡ ኣስታት 20 ሽሕ ስደተኛታት ወርሓዊ ናይ መግቢ መቑነን ዓዲሉ

ውድብ መግቢ ዓለም፣ ኣብ ትግራይ ንዝርከቡ ኣስታት 20 ሽሕ ስደተኛታት ወርሓዊ ናይ መግቢ መቑነን ዓዲሉ

Radio Erena: 05 November 2021 ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርከብ መዓስከራት ማይ ዓይኒን ዓዲሓሩሽን ዝርከቡ ኣስታት 20 ሽሕ ዝኾኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ብ20 ጥቅምቲ ወርሓዊ ናይ መግቢ መቝነን ከምዝተዓደሎም ድሒሩ [...]
ኣመሪካን ሕቡራት ሃገራትን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይዘራረቡ

ኣመሪካን ሕቡራት ሃገራትን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይዘራረቡ

Radio Erena: 04 November 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ብቅልጡፍ ናህሪ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝግስግስሉ ዘለዉ እዋን፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን ናብታ ሃገር ብምእታው ብ [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያ ንምዝታይ ህጹጽ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ጸዊዑ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያ ንምዝታይ ህጹጽ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ጸዊዑ

Radio Erena: 04 November 2021 ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያ ንምዝታይ፣ ህጹጽ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ከምዝጸውዐ መግለጺ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣ [...]
ኣብ ትግራይ፣ ኩሎም ሓይልታት ገበናት ኵናት ፈጺሞም ክብል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

ኣብ ትግራይ፣ ኩሎም ሓይልታት ገበናት ኵናት ፈጺሞም ክብል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 04 November 2021 ኣብ ትግራይ ኵናት ዝተሳተፉ ኩሎም ሓይልታት፣ ገበናት ኵናት ፈጺሞም ዝብል እምነት ከምዘለዎ፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ብኮሚሽነር ሚቸል ባቸለት ተመሪሑ ብ3 ሕዳር ኣብ ዘቕረ [...]
አመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ናይ ቁጠባ እገዳ ኣንቢራ

አመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ናይ ቁጠባ እገዳ ኣንቢራ

Radio Erena: 04 November 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣመሪካ ምስ ኵናት ትግራይ ብዝተሓሓዝ ንዘቕረበቶ ቅድመ ኩነታት ክቕበል ፍቓደኛ ብዘይምዃኑ፣ ምምሕዳር ባይደን ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ተወሳኺ ናይ ቁጠባ እገዳ ኣንቢሩ። [...]
ሱዳን፣ ዝተበተነ ናይ ሲቪል መሰጋገሪ መንግስቲ ንምምላስ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ክዕወት ዝልዓለ ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

ሱዳን፣ ዝተበተነ ናይ ሲቪል መሰጋገሪ መንግስቲ ንምምላስ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ክዕወት ዝልዓለ ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 04 November 2021 ኣብ ሱዳን፣ ንሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ብምብታን፣ ወትሃደራዊ ዕልዋ ዘካየደ ጀነራል ኣልቡርሃን ዝመርሖ ጉጅለን ካብ ስልጣኑ ዝተኣልየ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክን፣ መሰጋገሪ [...]
1 302 303 304 305 306 565 3040 / 5648