Author: amanuel

1 285 286 287 288 289 536 2870 / 5354
ኣብ ፈረንሳ፣ ክሕከም ዝቐነየ ፕረዚደንት ጂቡቲ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ

ኣብ ፈረንሳ፣ ክሕከም ዝቐነየ ፕረዚደንት ጂቡቲ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ

Radio Erena: 21 September 2021 ኣብ ፈረንሳ፣ ከተማ ፓሪስ ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል፣ ኣብ ሕክምና ዝቐነየ ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ብ19 መስከረም ናብ ሃገሩ ተመሊሱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ናብ ሃገ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፈትሕ ኣመሪካ ተማሕጺና

መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፈትሕ ኣመሪካ ተማሕጺና

Radio Erena: 20 September 2021 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንኩሎም ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፈትሕ ቤት ጽሕፈት ተሓጋጋዚ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ተማሕጺኑ። እቲ ቤት ጽሕፈት፣ ብምኽንያት ዝኽሪ ፍጻሜ ጸሊም [...]
ጂቡቲ ንላዕለዋይ ሓላፊ ስለያ ሶማል ኣሲራ ክብል ፕረዚደንት ሶማል ወቒሱ

ጂቡቲ ንላዕለዋይ ሓላፊ ስለያ ሶማል ኣሲራ ክብል ፕረዚደንት ሶማል ወቒሱ

Radio Erena: 20 September 2021 መንግስቲ ጂቡቲ፣ ንላዕለዋይ ሓላፊ ስለያ ሶማል ኣሲሩ ኣሎ ክብል ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ፋርማጆ ወቒሱ። ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ሶማል፣ ብ17 መስከረም ኣብ ዝዘርግሖ መግ [...]
ሑቱ፣ ብስለያን ቅትለት ላዕለዎት ሓለፍቲ ‘ቲ ውድብን ንዝኸሰሶም ትሽዓተ ሰባት ብሞት ቀጺዑ

ሑቱ፣ ብስለያን ቅትለት ላዕለዎት ሓለፍቲ ‘ቲ ውድብን ንዝኸሰሶም ትሽዓተ ሰባት ብሞት ቀጺዑ

Radio Erena: 20 September 2021 ሓይልታት ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ቅትለት ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ 'ቲ ውድብ ንምትሕብባር ኣብ ስለያ ተዋፊሮም ንዝበልዎም ትሽዓተ ሰባት ብሞት ቀጺዖም። እቶም ብቀዳም 18 መ [...]
18 መስከረም 2001 ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያንን ፈተውቲ ኤርትራን ትዝከር

18 መስከረም 2001 ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያንን ፈተውቲ ኤርትራን ትዝከር

Radio Erena: 19 September 2021 18 መስከረም ምእሳር ጋዜጠኛታትን ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስትን፣ ብኤትራውያን፣ ፈተውቲ ኤርትራን ዝተፈላለዩ ኣህጉራውያን በርጌሳውያን ማሕበራትን ተዘኪራ። እዞም ዝኾነ ፍርዲ ይኹን ናብ [...]
ፕ. ጆ ባይደን፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኲናት ብዝተኣሳሰር፣ ተወሳኺ ማዕቀብ ክንበር ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ

ፕ. ጆ ባይደን፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኲናት ብዝተኣሳሰር፣ ተወሳኺ ማዕቀብ ክንበር ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ

Radio Erena: 19 September 2021 ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኲናትን ኣስዒቡዎ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ብዝተኣሳሰር፣ ተወሳኺ ማዕቀብ ክንበር ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ። እዚ ዲፕሎማስያዊን ቁጠባዊ [...]
ኣማል ክሉኒ (በዓልቲ ቤት ጆርጅ ክሉኒ) ኣብ ዘ ሄግ፣ ኣማኻሪት ኣኽባር ሕጊ ንጉዳይ ዳርፉር ኮይና

ኣማል ክሉኒ (በዓልቲ ቤት ጆርጅ ክሉኒ) ኣብ ዘ ሄግ፣ ኣማኻሪት ኣኽባር ሕጊ ንጉዳይ ዳርፉር ኮይና

Radio Erena: 19 September 2021 ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት፣ ንጉዳይ ዳርፉር ክርእይ ዝተመዘዘ ኣኽባር ሕጊ፣ ንኣማል ክሉኒ ከም ላዕለወይቲ ኣማኻሪት መዚዙዋ። በዓልቲ ቤት ንህቡብ ኣመሪካዊ ተዋሳኣይ ጆርጅ ክ [...]
Two Decades of Silencing the Conscience of the Nation

Two Decades of Silencing the Conscience of the Nation

Radio Erena: 18 September 2021 Reporting on the blitzkrieg arrest of the free press journalists in Eritrea on the 18th of September 2001, Repor [...]
Eritrea, 20 years of a silent press

Eritrea, 20 years of a silent press

Radio Erena: 17 September 2021 September 18, 2021, will mark the 20th anniversary of an unprecedented wave of arrests and the shutdown of all i [...]
ውድብ መግብን ሕርሻን፣ ኣብ ኤርትራ፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተጸልዋ ልዕሊ 9 ሽሕ ስድራቤታት ሓገዝ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ

ውድብ መግብን ሕርሻን፣ ኣብ ኤርትራ፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተጸልዋ ልዕሊ 9 ሽሕ ስድራቤታት ሓገዝ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 17 September 2021 ውድብ መግብን ሕርሻን- FAO፣ ኣብ ኤርትራ፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተጸልዉ ሓረስቶት፣ መግቢ እንስሳ፣ መድሃኒት ጸረ-ኣንበጣን መንጸጊ መድሃኒታትን ከምዘበርከተ ኣፍሊጡ። [...]
1 285 286 287 288 289 536 2870 / 5354