Author: amanuel
ሩስያ፣ ካልኣይ ዋዕላ ሩስያን ሃገራት ኣፍሪቃን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምክያዱ ምድላዋት ጀሚራ
Radio Erena: 09 February 2022
ሩስያ፣ ካልኣይ ዋዕላ ሩስያን ሃገራት ኣፍሪቃን፣ ኣብ ወርሓት ጥቅምቲን ሕዳርን 2022፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምክያዱ ምድላዋት ጀሚራ።
ፍሉይ ወኪል ፕረዚደንት ሩስያ ኣብ ማእከላ [...]
መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ናይዛ ኣህጉር ዝተነብረ እገዳታት ክልዓል ጸዊዑ
Radio Erena: 09 February 2022
ብቀዳም 5ን ሰንበት 6ን ዝተኻየደ፣ መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ናይዛ ኣህጉር ኣንቢረሞ ዘ [...]
ኣብ መዝርዓታት ሊብያ ሓተቲ ዑቕባ ጨፍጪፍኩም ተባሂሎም ኣብ ኢጣልያ ዝተኸሰሱ ክልተ ሰባት ን20 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም
Radio Erena: 09 February 2022
ኣብ መዝርዓታት ሊብያ፣ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ጨፍጪፍኩም ተባሂሎም፣ ኣብ ኢጣልያ ዝተኸሰሱ ክልተ ሰባት፣ ነፍሲ ወከፎም ን20 ዓመታት ክእሰሩ ከምዝተፈርዱ፣ ኣገልግሎት ዜና ኢጣ [...]
መራሕቲ ጂቡቲን ግብጽን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተመይይጦም
Radio Erena: 08 Febraury 2022
ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ።
ፕረዚደንት ገለ፣ ብ6 ለካቲት ናብ ካይሮ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ [...]
ኣብ ጋንታታት ዎርልድ ቱር ቲም ናይ ዝተሓቑፉ ብዝሒ ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ካብ 5 ናብ 3 ወሪዱ
Radio Erena: 08 Febraury 2022
ኣብዚ ዓመት'ዚ፣ ምስ ዓበይቲ ጋንታታት ዎርልድ ቱር ቲም ናይ ዝተሓቑፉ ብዝሒ ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ካብ ሓሙሽተ ናብ ሰለስተ ወሪዱ።
ብዝሒ ናይቶም ምስ ጋንታታት [...]
ልዕሊ ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል ዝተኻየደ ዘተ ተስፋ ዝህብ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 08 Febraury 2022
ካብ 2017 ኣትሒዛ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ብዘይዋና ተንሳፍፍ ዘላ መርከብ፣ ዝጸዓነቶ ኣስታት ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ናብ ካልእ መርከብ ንምግዓዙ፣ ምስ ሑቲን መንግስቲ የመ [...]
ፈረንሳ፣ ክሊ ኣየር ሕቡራት ኢማራት ካብ መጥቃዕቲ ውሑስ ንምግባሩ ክትተሓጋገዝ ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 07 Febraury 2022
ፈረንሳ፣ ካብ ሑቲ ናይ የመን ንዝፍኖ መጥቃዕታት ንምክልኻል፣ ንክሊ ኣየር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ከተውሕስ ምዃና ኣፍሊጣ።
ሚኒስትሪ ምክልኻል ፈረንሳ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዘ [...]
ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ልዕሊ ሰበ ስልጣን ህወሓት ዝተመስረተ ክሲ ብሃንደበት ዝሰረዘሉ ምኽንያት መብርሂ ክህብ ሓቲቱ
Radio Erena: 07 Febraury 2022
ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ልዕሊ ሰበ ስልጣን ህወሓት ዝተመስረተ ክሲ ዝተሰረዘሉን ኣብ ማእሰርቲ ዝነበሩ ድማ ብሃንደበት ዝተፈትሕሉን ምኽንያት [...]
ኣንጎላ፣ ብምጥፍፋእ 244 ኩንታል ዕፉን ዝተጠርጠሩ፣ ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ሓሙሸተ ሰባት ተኸሲሶም
Radio Erena: 07 Febraury 2022
ኣብ ኣንጎላ፣ 27 ቶን ወይ ድማ ኣስታት 244 ኩንታል ዕፉን ብምጥፍፍኡ ሓደ ኤርትርዊ ዝርከቦም ሓሙሽተ ጥርጡራት ብፖሊስ ከምዝተታሕዙ ተሓቢሩ።
እቲ ዕፉን፣ መንግስቲ ኣንጎላ [...]
‘ኣብዚ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ምሕረት ተገይሩሎም ዝተባህሉ ሰበስልጣን ህወሓት፣ ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ክሳተፉ እዮም’: ሚኒስትሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ
Radio Erena: 06 February 2022
ኣብዚ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ምሕረት ተገይሩሎም ዝተባህሉ ሰበስልጣን ህወሓት፣ ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ክሳተፉ እዮም፣ ክብል ሚኒስትሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ ገሊጹ።
እቲ ሚኒስትሪ ነዚ መግለጺ ዝሃበ፣ ባይ [...]