Author: amanuel
ኣዲስ ኣበባ፣ ጉዳይ ስደተኛታት ኤርትራ ዝከታተል ኣብያተ ጽሕፈት ካብ 3 መጋቢት ዳግም ስርሑ ከምዝጀመረ እኳ እንተተገለጸ፣ ዛጊት ዘሳለጦ ነገር የለን ተባሂሉ
Radio Erena: 14 March 2022
ብሰንኪ 'ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ቅልውላው፣ ንኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ ደስኪሉ ዝጸንሐ፣ ጉዳይ ስደተኛታት ኤርትራ ዝከታተል ኣብያተ ጽሕፈት UNHCR ን RRS ብ3 መጋቢት ዳግም ስ [...]
UNICEF፣ 1.7 ዶዝ ሚልዮን ክታበታት ቆልዑ ናብ ኤርትራ ኣእትዩ
Radio Erena: 14 March 2022
ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ- ዩኑሴፍ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዘካይዶ ዘሎ፣ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግብታት ንዝተጠዑ ኤርትራውያን ህጻናት ናይ ምእላይን መሰረታዊ ክታበታት ናይ ምቕራብን [...]
ኣስመራ፣ ብሞባይል ስእልታት ከተልዕሉ ጸኒሕኩም ዝተባህሉ ተወሰኽቲ መንእሰያት ተኣሲሮም
Radio Erena: 14 March 2022
ኣብ ኣስመራ፣ ብሞባይል ኣሳእል ከተልዕሉ ጸኒሕኩም ዝተባህሉ ተወሰኽቲ መንእሰያት ከምዝተኣስሩ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም።
እቶም ኣብ ከባቢ መደብር ዝተታሕዙ ሰለስተ መንእሰያ [...]
ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣካዪደን
Radio Erena: 13 March 2022
ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣካዪደን።
ወሃብ ቃል ሰራዊት ግብጺ ጋሪብ ዓብደል-ሓፊዝ ብዕለት 10 መጋቢት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሓይሊ ባሕሪ ፈረንሳን ግ [...]
ብሕቡእ ዝወጸ ሃብቲ ወርቂ ሱዳን፣ ኣብ ሩስያ ተኸዚኑ ከምዘሎ ንዝገልጽ ሓበሬታ፣ መንግስቲ ሱዳን ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ
Radio Erena: 13 March 2022
ንዓመታት ዝኣክል ብሕቡእ ዝወጸ ሃብቲ ወርቂ ሱዳን፣ ኣብ ሩስያ ተኸዚኑ ከምዘሎ ዝገልጽ ዝተዘርገሐ ሓበሬታ፣ መንግስቲ ሱዳን ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ።
ሚኒስተር ማዕድን ሱዳን መሓመድ በሺር [...]
ክታበት ጸረ ኮቪድ19 መሰል ኩሉ ዜጋ ወዲሰብ ክኸውን ዝጠልብ እማመ ቀሪቡ
Radio Erena: 13 March 2022
ክታበት ጸረ ኮቪድ19 ኣብ መንጎ ሃብታማትን ድኻታትን ሃገራት ምዕሩይ ምቕረሐ ብዘይምህላዉ፣ ነቲ ለበዳ ንምግታእ ኣሸጋሪ ኮይኑ ከምዘሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
እቲ ውድብ ብ10 መጋ [...]
‘ፈጸምቲ’ዚ ጭካነ ዝመልኦ ዘስካሕክሕ ኣቀታትላ ሰባት፣ መንነቶም ብዘየገድስ፣ ግቡእ ስጉምቲ ክውሰደሎም’ዩ’ መ.ኢትዮጵያ
Radio Erena: 12 March 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ’ቶም ንሰላማውያን ሰባት ብሓዊ ኣቃጺሎም ዝቐተሉ ወተሃደራትን ዕጡቓት ምልሻታትን ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ገሊጹ።
ቤት ጽሕፈት መራኸቢታት እቲ መንግስቲ ኣብ ዘው [...]
ኣብ ዕረፍቲ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ዘጽቀጠ ሲነዶስ ኤርትራ፣ ብሞት ፓትሪያርክ ኢትዮጵያ ናይ ሓዘን መልእኽቲ ሰዲዱ
Radio Erena: 10 March 2022
ንኣስታት 16 ዓመታት ኣብ ማሕዩር ዝነበሩ፣ ፓትሪያርክ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣብነ እንጠንዮስ ምስ ዓረፉ ናይ ሓዘን መግለጺ ኮነ መልእኽቲ ዘየመሓላለፈ፣ ሲነዶ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝተኸስተ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝውዕል 85 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ
Radio Erena: 10 March 2022
ሕቡራት ኢማራር ዓረብ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኸሲቱ ንዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝውዕል 85 ሚልዮን ዶላር ብሓገዝ ከምዝለገሰት፣ ተሓጋጋዚ ዋና ጸሓፊ ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት፣ ማርቲን ግሪፍ [...]
ሑቲ፣ ንግዳዊ መራኽብ ናብ ዝመላለሳሉ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ ሚሳይል ተኵሱ ክትብል ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ወቒሶም
Radio Erena: 10 March 2022
ስትራቴጃዊ ገማግም ተቆጻጺሮም ዝርከቡ ሓይልታት ሑቱ፣ ንግዳዊ መራኽብ ናብ ዝመላለሳሉ ኣህጉራዊ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሚሳይል ከምዝተኮሱ፣ ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ወቒሶም።
ኣሶሸትድ [...]