Author: amanuel

1 221 222 223 224 225 567 2230 / 5665
رسوب نصف الممتحنين في امتحانات الصف الثامن في ارتريا

رسوب نصف الممتحنين في امتحانات الصف الثامن في ارتريا

إذاعة إرينا الدولية: الاخبار الاثنين 5 سبتمبر 2022 أفادت وكالة الانباء الارترية نقلا عن إدارة الامتحانات بوزارة التربية بأن 50.4 في المئة فقط نجحوا [...]
Half of the 8th Grade Students Fail Their Certificate Exams

Half of the 8th Grade Students Fail Their Certificate Exams

  Radio Erena News, 05 September 2022 Eritrean News Agency quoted the Ministry of Education statement that only 50.4% of the students p [...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ ውጺኢት ናይቲ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተኻየደ ምርጫ እታ ሃገር ይሰረዝዶ ኣይፋል ኣብ ዝብል ውሳኔ ክህበሉ’ዩ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ ውጺኢት ናይቲ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተኻየደ ምርጫ እታ ሃገር ይሰረዝዶ ኣይፋል ኣብ ዝብል ውሳኔ ክህበሉ’ዩ

Radio Erena: 05 September 2022 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ ነቲ ውጺኢት ናይቲ ኣብ 9 ነሓሰ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ እታ ሃገር፣ ይሰረዝ ዶ ኣይፋል ኣብ ዝብል፣ ሎሚ ሰኑይ 05 መስከረም ውሳኔ ክህበሉ 'ዩ [...]
ሑቲ ኣብ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ዘቕረቦ ሰፊሕ ወትሃደራዊ ምርኢት፣ ኣብቲ ዞባ ሻቖሎት ፈጢሩ

ሑቲ ኣብ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ዘቕረቦ ሰፊሕ ወትሃደራዊ ምርኢት፣ ኣብቲ ዞባ ሻቖሎት ፈጢሩ

Radio Erena: 05 September 2022 ንዝበዝሐ ሰሜናዊ ክፋል የመን ተቖጻጺሩ ዝርከብ ሑቲ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ዘቕረቦ ወትሃደራዊ ምርኢት፣ ነቲ ብሕቡራት ሃገራት ምስ መንግስቲ የመን ዝተበጽሐ ስምምዕ ከይጥሕስ ዘሻቕል [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ካብ ዝተሳተፉ ልዕሊ 54 ሽሕ ተማሃሮ እቶም ኣስታት ፍርቂ ተሪፎም

ኤርትራ፣ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ካብ ዝተሳተፉ ልዕሊ 54 ሽሕ ተማሃሮ እቶም ኣስታት ፍርቂ ተሪፎም

Radio Erena: 05 September 2022 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ዓመተ-ትምህርቲ 2021/2022 ካብ ዝተሳተፉ ተመሃሮ፡ ብማእከላይ ገምጋም 50.4ሚእታዊት ጥራይ ከምዝሓለፉ፣ ንመግለጺ ሚኒስትሪ ትም [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: 04 September 2022 Radio Erena · ሰንበት 2022   [...]
ኢትዮጵያ ዘለዋ ውህሉል ዕዳ 57 ቢልዮን ዶላር በጺሑ

ኢትዮጵያ ዘለዋ ውህሉል ዕዳ 57 ቢልዮን ዶላር በጺሑ

Radio Erena: 04 September 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ ትካላት ፋይናንስ ውሽጢ ሃገር ዝተለቅሖ ውህሉል ዕዳ፣ ኣብዚ ኣብዚ ዓመት'ዚ፣ ሓደ ትሪልዮንን 530 ቢልዮንን ብር ከምዝበጽሐ ሚኒስትሪ ገንዘብ እታ ሃገር [...]
ኤርትራውያን ዝርከብዎም 132 ሓተቲ ዑቕባ ካብ ሊብያ ናብ ርዋንዳ ግዒዞም

ኤርትራውያን ዝርከብዎም 132 ሓተቲ ዑቕባ ካብ ሊብያ ናብ ርዋንዳ ግዒዞም

Radio Erena: 04 September 2022 ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ፣ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 132 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ግዒዞም። ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራር ሃገራት (UNHCR)፣ ብ2 መ [...]
ኤርትራ፣ ዳግም ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ምስታፋ ኣመሪካ ኮኒና

ኤርትራ፣ ዳግም ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ምስታፋ ኣመሪካ ኮኒና

Radio Erena: 03 September 2022 ኤርትራ፣ ዳግማይ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ክልል ትግራይ ተወሊዑ ኣብ ዘሎ ኵናት ትሳተፍ ምህላዋ ኣመሪካ ኮኒና። ኣመሪካ ብዘይካ'ዚ፣ ህወሓት ኣብ ካልእ ክልላት ኢትዮጵያ መጥቃዕ [...]
1 221 222 223 224 225 567 2230 / 5665