Author: amanuel
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ 2023 ካብ ደርቂ ክገላገል ከምዘይኮነ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ
Radio Erena: 20 January 2023
ኣብዚ ዝሓለፈ 40 ዓመታት፣ እቲ ዝኸፍአ ምዃኑ ዝተነግረሉ ሓደጋ ደርቂ ኣንጸላልዎ ዘሎ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብዚ ጀሚርናዮ ዘሎና ዓመተ 2023'ውን ከምዘለዎ ክቕጽል ምዃኑ ሕቡራት [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዶባቱ’ዩ ዘሎ።’ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኦባሳንጆ
Radio Erena: 19 January 2023
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብዚ እዋ'ን'ዚ ኣብ ዶባቱ'ዩ ዘሎ ክብል ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኦሉሶጉን ኦባሳንጆ ምስ ፋይናንሻል ታይምስ ኣብ ዘከያዶ ቃለ መጠይቕ ገሊጹ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዓመታዊ ዝቕባበ ቁጠባ 33.8% በጺሑ
Radio Erena: 19 January 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዓመታዊ ዝቕባበ ቁጠባ 33.8% ከምዝበጽሐ ዝተፈላለዩ ጸብጻባት ፊይናንስ ሓቢሮም።
ምስቲ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት ተተሓሒዙ፣ ከንቆልቁል ዝጸንሐ ቁጠባ፣ ኣብ መፋርቕ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ህጹጽ ኣኼባ መራሕቲ ቤት ምኽሪ ምትሕግጋዝ ሃገራት ወሽመጥን ሃገራት ዓረብን ተካይድ
Radio Erena: 19 January 2023
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣኼባ መራሕቲ ቤት ምኽሪ ምትሕግጋዝ ሃገራት ወሽመጥን ሃገራት ዓረብን ተካይድ ከምዘላ ተሓቢሩ።
እቲ ብፕረዚደንት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል [...]
‘ኬንያ፣ ኣንጻር ዘራእቲ ዝወረራ ሚልዮናት ጨራሩ ኵናት ኣዊጃ።’ ተጣበቕቲ ስነ ኣከባቢ
Radio Erena: 18 January 2023
መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ልዕሊ ሰፊሕ ናይ ሕርሻ መሬት ንዝበቖለ ዘራእቲ ወሪረን ከምዘለዋ ዝተገልጻ ልዕሊ 6 ሚልዮን ጨራሩ ንምጥፋእ ኵናት ኣዊጃ ክብሉ ተጣበቕቲ ስነ ኣከባቢ ወቒሶም።
[...]
ኣልሸባብ፣ ኣብ መዓስከር ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ሓያሎ ወትሃደራት ሶማል ተቐቲሎም
Radio Erena: 18 January 2023
ኣልሸባብ፣ ኣብ ሰሜናዊ ሞቛድሾ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ሓያሎ ወትሃደራት ሶማል ከምዝቐተለ ተገሊጹ።
ኣብቲ 'ሓዋድለይ' ዝተባህለ፣ ካብ ሞቛድሾ ኣስታት 60 [...]
ኤርትራዊት ኣትሌት ናጽነት ኣማኑኤል፣ ብሰንኪ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት ካብ ውድድራት ምእጋዳ ተሓቢሩ
Radio Erena: 18 January 2023
ኣሃዱ ቅንዕና ኣትለቲክስ፡ ንኤርትራዊት ኣትሌት ናጽናት ኣማኑኤል፡ ንግዚኡ ኣብ ዝኾነ ይኹን ቅድድም ንኸይትወዳደር ከም ዝኣገዳ፡ ብ13 ጥሪ፣ ኣብ ናይ ትዊተር ማህደሩ ኣብ ዝዘርግሖ [...]
ኤርትራ ካብ እትርከበን 20 ሃገራት ዝተወከሉ 90ተቐዳደምቲ ዝወዳደርሉ ዙር ጋቦን 23 ጥሪ ክጅምር’ዩ
Radio Erena: 17 January 2023
ኤርትራ ካብ እትርከበን 20 ሃገራት ዝተወከሉ 90 ተቐዳደምቲ ዝወዳደርሉ፣ መበል 16 ውድድር La Tropicale Amissa Bongo ዙር ጋቦን 23 ጥሪ ክጅምር'ዩ።
ኣብዚ ኣ [...]
ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል፣ ሕማም ሽኮርያ ብ43% ከምዝወሰኸ ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ
Radio Erena: 17 January 2023
ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል ኣብ ዝተኻየደ መጽናዕቲ፣ ሕማም ሽኮርያ ብ43% ከምዝወሰኸ ንጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ናይቲ ዞባ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ ሓቢሩ።
እቲ ጨንፈር ኣብ ዘ [...]

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኻየደ ውግእ ኣስታት 600 ሽሕ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ገሊጹ
Radio Erena: 17 January 2023
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ንኣስታት ክልተ ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ውግእ፣ ኣስታት 600 ሽሕ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብቲ ዞባ፣ ኦሉሶጉን ኦባሳንጆ ገሊጹ።
እቲ ፕረዚደን [...]