Author: amanuel

1 176 177 178 179 180 574 1780 / 5736
ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ሰራዊቱ ናብ ካርቱም ምእታዉ ተኣሚኑ

ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ሰራዊቱ ናብ ካርቱም ምእታዉ ተኣሚኑ

Radio Erena: 10 March 2023 ሰራዊት ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ሰራዊቱ ናብ ካርቱም ምእታዉ ተኣሚኑ። ሰራዊት ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ብረቡዕ 8 መጋቢት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ 700 ኣባላቱ ካብ ዞባ ዳርፉር ብምምጻእ ን [...]
ባይቶ ጸጥታ ጉጅለ ክኢላታት ማዕቀብ ሱዳን ዕምሩ ከናውሕ ወሲኑ

ባይቶ ጸጥታ ጉጅለ ክኢላታት ማዕቀብ ሱዳን ዕምሩ ከናውሕ ወሲኑ

Radio Erena: 10 March 2023   ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብሓሙስ 9 መጋቢት ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፡ ንእገዳ ሱዳን ንዝከታተል ኮሚቴ ዝሕግዙ ክኢላታት ዝሓዘት ጉጅለ ዕምራ ንሓደ ዓመት፡ ክሳብ 12 [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጎድኒ ሰራዊት ሶማል ዝስለፍ ተወሳኺ ሰራዊት ልኢኻ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጎድኒ ሰራዊት ሶማል ዝስለፍ ተወሳኺ ሰራዊት ልኢኻ

Radio Erena: 09 March 2023 እዚ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ዝቑጽሮም ወተሃደራት ዝሓቖፈ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብሰኑይ 6 መጋቢት ናብ ሶማል ከምዝኣተወ፣ ወተሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። ምስ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍ [...]
8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፣ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪሩ ውዒሉ

8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፣ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪሩ ውዒሉ

Radio Erena: 09 March 2023 ኣብዚ ኣብ ትሕቲ ‘ምቕባል ፍትሓውነት’ ዝብል ቴማ ዝተዘከረ መዓልቲ፣ ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንትዮንዮ ጉተረዝ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፣ ደቀንስትዮ ዓለም ጎዲሉወን ዘሎ ኣብ [...]
ሚንስተር ፋይናንስ ኤርትራ ምስ ሓለፍቲ ባንክ ዓለም ተራኺቡ

ሚንስተር ፋይናንስ ኤርትራ ምስ ሓለፍቲ ባንክ ዓለም ተራኺቡ

Radio Erena: 09 March 2023 ሚንስተር ፋይናንስ ኤርትራ ምስ ሓለፍቲ ባንክ ዓለም፡ ባንክ ኣፍሪቃዊ ልምዓትን ሕብረት ኤውሮጳን ተራኺቡ። ኣብቲ ብረቡዕ 8 መጋቢት ኣብ ከተማ ናይሮቢ ኬንያ ዝተገብረ ርክብ፡ ብዘይ [...]
ኣልሸባብ ከሲርዎ ዝነበረ መዓስከር ተቖጻጺሩ

ኣልሸባብ ከሲርዎ ዝነበረ መዓስከር ተቖጻጺሩ

Radio Erena: 08 March 2023 ሶማላዊ ዕጡቕ ጉጅለ ኣልሸባብ፡ድሕሪ ብመንግስትን ምልሻታት ቀቢላታትን ናይታ ሃገር ዝተፈነወሉ መጥቃዕቲ ከሲርዎ ዝጸንሐ መዓስከር ዳግም ተቖጻጺሩ። ኣልሸባብ ካብቲ ኣብ ደቡባዊ ጁባላ [...]
105 ስደተኛታት ዝሓዘት ጃልባ ድሒና

105 ስደተኛታት ዝሓዘት ጃልባ ድሒና

Radio Erena: 08 March 2023 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 105 ስደተኛታት ዝሓዘት ጃልባ፡ብሰሉስ 7 መጋቢት ኣብ ሰዓታት ወጋሕታ፡ካብ ሊብያ ተበጊሳ ናብ ጣልያን ኣብ እተምርሓሉ ዝነበረት ግዜ፡ብሓገዝ ሰራሕተኛታት ህይወት [...]
ብርጣንያ ስደተኛታት ንምስጓግ ዘኽእላ ሓድሽ ሕጊ ኣውጺኣ

ብርጣንያ ስደተኛታት ንምስጓግ ዘኽእላ ሓድሽ ሕጊ ኣውጺኣ

Radio Erena: 08 March 2023 ብርጣንያ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ባሕሪ ኣቋሪጾም ናብታ ሃገር ናብ ዝኣትዉ ስደተኛታት ዝቐንዐ ሓድሽ ሕጊ ኣውጺኣ። ብሰሉስ 7 መጋቢት፡ ጸሓፊት ውሽጣዊ ጉዳያት ናይታ ሃገር ስኤላ ብራቨር [...]
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ የመን ብዘካየደቶ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልቃዒዳ ከምዝቐተለት ኣፍሊጣ

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ የመን ብዘካየደቶ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልቃዒዳ ከምዝቐተለት ኣፍሊጣ

Radio Erena: 07 March 2023 እቲ ሓማድ ቢን ሓሙድ ኣል-ታሚሚ ዝተባህለ ሓላፊ ሜድያ ከምዝነበረ ዝንገረሉ ኣባል ኣልቃዒዳ፣ ማሪብ ኣብ ዝተባህለ ዞባ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኡ እንከሎ እዩ ተቐቲሉ። ኣመሪካ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ዝጸንሓ ዶባዊ ግጭት ቅልጡፍ ፍታሕ ክትረኽበሉ ተሰማሚዓ

ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ዝጸንሓ ዶባዊ ግጭት ቅልጡፍ ፍታሕ ክትረኽበሉ ተሰማሚዓ

Radio Erena: 07 March 2023 ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ መንግአን ዝጸንሐ ዶባዊ ምስሕሓብ ቅልጡፍ ፍታሕ ክረክብን፡ ንግዳዊ ርክባተን ዳግም ከበራብራን ብሰንበት 5 መጋቢት ተሰማሚዐን። ሓላፊ ልኡላዊ ቆንስል ሱዳን [...]
1 176 177 178 179 180 574 1780 / 5736