Author: amanuel

1 143 144 145 146 147 568 1450 / 5672
20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ

20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ

Radio Erena: Tuesday, 20 June 2023 Radio Erena · ሰሉስ 20 ሰነ 2023   [...]
ሱዳን፣ ብመሪሕነት ኬንያ ንዝቐረበ ተበግሶ ሽምግልና ኢጋድ ነጺጋ

ሱዳን፣ ብመሪሕነት ኬንያ ንዝቐረበ ተበግሶ ሽምግልና ኢጋድ ነጺጋ

Radio Erena: Sunday 19 June 2023 ዞባዊ ውድብ ኢጋድ፣ ንጉዳይ ሱዳን ንምሽምጋል ንዘቖሞ ኮሚቴ፡ ፕረዚደንት ኬንያ፣ ዊልያም ሩቶ ንኽመርሖ ንዝቐረበ እማመ፣ ብጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን ዝምራሕ መንግስቲ ነጺ [...]
ናብ ኡጋንዳ 80 ፓስፖርትታት ሒዙ ክኣቱ ዝፈተነ ኤርትራዊ ኣብ ቀይዲ ውዒሉ

ናብ ኡጋንዳ 80 ፓስፖርትታት ሒዙ ክኣቱ ዝፈተነ ኤርትራዊ ኣብ ቀይዲ ውዒሉ

Radio Erena: Sunday 19 June 2023 80 ፓስፖርታት ኣብ ሳንጣ ሒዙ፡ ብመንገዲ መዓርፎ ነፈርቲ ኢንተበ ናብ ኡጋንዳ ክኣቱ ዝፈተነ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ። እቲ ዓሊ ሓሰን ሂዳ ከምዝብሃልን ናይ ኤር [...]
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኤርትራ ዝኣከቦ ልዕሊ 2 ሚልዮን ዶላር ከንቀሳቐስ ከምዘይክኣለ ተሓቢሩ

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኤርትራ ዝኣከቦ ልዕሊ 2 ሚልዮን ዶላር ከንቀሳቐስ ከምዘይክኣለ ተሓቢሩ

Radio Erena: Sunday 18 June 2023 መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኤርትራ ካብ ዘካይዶ ናይ ትኬት መሸጣታት ዝተኣከበ፣ 2.5 ሚልዮን ዶላር ዝበጽሕ ገንዘብ ናብ ካዝንኡ ከሰጋግሮ ከምዘይክኣለ ተሓቢሩ። ዘ ሪፖ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 18 June 2023 Radio Erena · ሰንበት 18 ሰነ 2023   [...]
ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ከባቢ፣ ሸሞንተ ሓይልታት ጸጥታ ኬንያ ተቐቲሎም

ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ከባቢ፣ ሸሞንተ ሓይልታት ጸጥታ ኬንያ ተቐቲሎም

Radio Erena: Sunday, 18 June 2023 ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ዞባ ጋሪሳ፣ ሸሞንተ ሓይልታት ጸጥታ ኬንያ ከምዝተቐትሉ፣ ፖሊስ እታ ሃገር ሓቢሩ። ኣብ ሓለዋን ኮለናን ዝነበሩ ኣባላት ፖሊስ፣ ብመካይን እናተጓዓ [...]
ጀርመን፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ፓስፖርት ከውጽኡ ዘገድድ ሕጊ ክስረዝ ዝሓለፈ ውሳኤ፣ ብምልኣት ኣብ ግብሪ ክውዕል’ዩ

ጀርመን፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ፓስፖርት ከውጽኡ ዘገድድ ሕጊ ክስረዝ ዝሓለፈ ውሳኤ፣ ብምልኣት ኣብ ግብሪ ክውዕል’ዩ

Radio Erena: Sunday, 18 June 2023 መንግስቲ ጀርመን፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንመገሻን ካልእ ጉዳያት ብዝምልከት፣ ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ፓስፖርት፣ ምስከር ዕለተ ልደትን ካልእ ሰነዳትን ከውጽኡ ዘገድድ ሕጊ ክ [...]
ኣብ ሱዳን ካብ ዝተወልዐ ኵናት ዝሃደሙ ኤርትራውያን፣ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ፣ ከባቢ መተማ ይከላበቱ ኣለዉ

ኣብ ሱዳን ካብ ዝተወልዐ ኵናት ዝሃደሙ ኤርትራውያን፣ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ፣ ከባቢ መተማ ይከላበቱ ኣለዉ

Radio Erena: Sunday, 18 June 2023 ኣብ ሱዳን ካብ ዝተወልዐ ኵናት ዝሃደሙ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ኣብ፣ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ ከባቢ መተማ ይከላበቱ ከምዘለዉ ምንጭታት ኤረና ካብኦ ቦታ ኣረጋጊጾም [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 17 ሰነ 2023 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ቀዳም 17 ሰነ 2023 ፈነወና፦

Radio Erena: Saturday, 17 June 2023 Radio Erena · ቀዳም 17 ሰነ 2023   [...]
1 143 144 145 146 147 568 1450 / 5672