Author: amanuel
ሱዳን፣ 320 ወትሃደራት መንግስቲ ናብ ቻድ ሃዲሞም
Radio Erena: 21 April 2023
ኣብ ሱዳን ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ዝሃደሙ ኣስታት 320 ወትሃደራት ሱዳን ናብ ቻድ ከምዝኣተዉ ሚኒስተር ምክልኻል እታ ሃገር፣ ጀነራል ዳውድ ያሕያ ብራሂም ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስተር፣ [...]
የመን፣ ኣብ ድሮ ዒድ ኣልፈጥር ንዝወሃብ ዝነበረ ሓገዝ ንምቕባል ኣብ ዝተፈጥረ ጽቕጥቅጥ ልዕሊ 85 ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 21 April 2023
ኣብ የመን፣ ከተማ ሰንዓ፣ ኣብ ድሮ ዒድ ኣልፈጥር፣ ብለገስቲ ንዝወሃብ ዝነበረ ሓገዝ ንምቕባል ኣብ ዝተፈጥረ ጽቕጥቅጥ፣ ልዕሊ 85 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ልዕሊ 300 ከምዝቖሰለ ኣገልግ [...]
ስዑዲ ዓረብን ኣመሪካን ኣብ ጉዳይ ምቁራጽ ቶዅሲ ሱዳን ዘትየን
Radio Erena: 19 April 2023
ስዑዲ ዓረብን ኣመሪካን፣ ኣብ ጉዳይ ምቁራጽ ቶዅሲ ሱዳን ከምዝዘተያ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዘውጽኦኦ መግለጺ ኣፍሊጠን።
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ብ18 ሚያዝ [...]
‘መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ናብ ትግራይ ከይበጽሕ ከልኪሉ’
Radio Erena: 19 April 2023
ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣንቶንዮ ጉተረዝ ናብ ትግራይ ከይበጽሕ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዝተኸልከለ፣ ዋሽንግተን ፖስት ኣቃሊሑ።
እቲ መርበብ ዜና፣ ካብ ክፍሊ ምክልኻል ኣመሪካ [...]
ሱዳን፣ ኣሽሓት ዜጋታት ኤርትራ ኣብ መንጎ ኵናት ተቐርቂሮም፣ ሓያሎ ዜጋታት ኢትዮጵያ ተቐቲሎም
Radio Erena: 20 April 2023
ኣብ ሱዳን፣ ሓሙሻይ መዓልቲ ኣቝጺሩ ኣብ ዘሎ ኵናት፣ ሓያሎ ዜጋታት ኢትዮጵያ ከምዝተቐትሉ ዝተፈላለዩ ወገናት ሓቢሮም።
ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን፣ ሓያሎ ዜጋታት ሃገሩ ከምዝተቐት [...]
ቀዳመይቲ ሚኒስተር መሎኒ ምስ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማልን ዘካየደቶ ዘተ ኣካል ናይቲ ረብሓታት ኢጣልያ ዘቐደመ ናይ 1950ታት ‘መደብ ማተይ’ ‘ዩ ተባሂሉ
Radio Erena: 19 April 2023
ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኢጣልያ፣ ጆርጂያ መሎኒ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየደቶ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድን ፕረዚደንት ሶ [...]
ኣብ ሶማል ዝሞቱን ዝቖሰሉን 3500 ወትሃደራት ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ፣ 200 ሚልዮን ዶላር ተኻሒሶም
Radio Erena: 19 April 2023
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ትሕቲ ዓቃብ ሰላም ናይቲ ሕብረት ተሓቒፎም ኣብ ሶማል ንዝሞቱን ዝሰንከሉን ወትሃደራት ዝተፈላለያ ሃገራት 200 ሚልዮን ዶላር ካሕሳ ከምዝኸፈለ ተሓቢሩ።
መርበ [...]
ሱዳን፣ ን24 ሰዓታት ዝጸንሐ ስምምዕ ምቁራጽ ቶኽሲ ሎሚ ክፈርስ’ዩ
Radio Erena: 19 April 2023
ኣንጻር 'ቲ ብጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዝምራሕ ሰራዊት መንግስቲ ኵናት ዘካይድ ዘሎ ጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ፣ ምስ ጸሓፊ ጉዳያት ውጻኢ ኣመሪካ ድሕሪ ዝገበሮ ናይ ቴሌፎን ዝርርብ፣ [...]
‘መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ዝልኣኻ ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ሰራሕተኛታት ገዛ ይምልምል ኣሎ’
Radio Erena: 18 April 2023
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ዝልኣኻ ኣስታት ፍቅሪ ሚልዮን ሰራሕተኛታት ገዛ - ዓማላት መንዝልያ ወይ ካዳማት ይምልምል ከምዘሎ ኣልጀዚራ ሓቢሩ።
እቲ መንግስቲ፣ ኣብ ዝተፈ [...]
‘ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብዘንበረቶ እገዳ፣ ኣህጉራዊ ንግዲ ንምክያድ ኣጸጋሚ ኮይኑ ኣሎ።’ ኣቶ የማነ ገብረኣብ
Radio Erena: 17 April 2023
ኣመሪካ፣ ምስቲ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ኵናት ብዝተሓሓዝ፣ ኣብ ሕዳር 2021፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብዘንበረቶ እገዳ፣ ኣህጉራዊ ንግዲ ንምክያድ ኣጸጋሚ ኮይኑ ከምዘሎ፣ ኣማኻሪ ፕረዚደንት፣ [...]