ሱዳናዊ ፕሮፌሰር መሓመድ ዓብዱሰላም ባቢከር፣ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክከታትል ብሕቡራት ሃገራት ተመዚዙ

Radio Erena: 07 October 2020

ኮሚሽንሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ንሱዳናዊ ክኢላ ሕጊ፣ ፕሮፌሰር መሓመድ ዓብዱሰላም ባቢከር፣ ፍሉይ ልኡኽን ጸብጻብን ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክኽውን መዚዝዎ።

ካብ 2018 ኣትሒዛ፣ ፍሉይቲ ልእኽትን ጸብጻቢትን ወይ ድማ Special Rapporteur ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኮይና ከተገልግል ዝጸንሐት፣ ክኢላ ሕጊ ዝኾነት ተወላዲት ቺለ፣ ዳኔላ ክራፍትዝ ብፍቓዳ ክትእለ ድሕሪ ምሕታታ’ዩ፣ ሕቡራት ሃገራት ብሱዳናዊ ፕሮፌሰር መሓመድ ዓብዱሰላም ባቢከር ተኪኡዋ ዘሎ።

==============

COMMENTS

WORDPRESS: 1
  • comment-avatar
    ፍትሓዊ 4 years ago

    ሱዳናውያን መርገጺኦም ግልብጥብጥብ ዝበለ እዩ፡ ሓቂ ይምስክር’ዶ ይኸውን። መልኣኽ ሓቂ ሑሹኽ ይበሎ።