“ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመ ተደናጉዩ ኣሎ ክንብል ንኽእል ኢና፣” ኣቶ የማነ ገብርኣብ

Radio Erena: 15 April 2019

“ናይ ዶብ ሕቶ ወይ ድማ ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመ ተደናጉዩ ኣሎ ኢልና ክንዛረብ ንኽእል ኢና” ክብል ኣቶ የማነ ገብርኣብ ገሊጹ።

ኣቶ የማነ ነዚ ዝገለጸ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ምስ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ዘካየዶ ሰሚናር ኮይኑ፣ ብዛዕባ ምሕንጻጽ ዶብን ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ መሬት ኤርትራን ብዝምልከት ኣብ ዝሃቦ መብርሂ’ዩ።

ኣቶ የማን ኣብ መግለጺኡ፣ ዶብና ሕንጹጽ’ዩ፣ ብሕጂ ዝሕንጸጽ ዶብ የለን ድሕሪ ምባል፣ ኣብ ባድመ ዝርከብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ግና ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ከምዘይወጸ ኣመልኪቱ።

መዓስ’ ደኣ’ዩ ዝወጽእ ንዝብል ድማ፣ ንጹር ግዜ ከይሃበ፣ ክልቲኦም መንግስታት ኣብ ዝሰማምዕሉ መዓልቲ ከነተግብሮ ተረዳዲእና ኣሎና ኢሉ።

ስለምንታይ? ንዝብል ኣቶ የማነ፣ ኩነታት ናይ ኢትዮጵያ ዝፈጥሮ ዘሎ ጉዳይ ምዃኑ ኣስሚርሉ።

ንሱ፣ ነቲ ምኽንያት ብዝያዳ ከብርህ እንከሎ፣ ወያነ፣ ካብ ስልጣን ኣዲስ ኣበባ ይገለል እምበር፣ ኣብዚ እዋን’ዚ፣ ኣብ ትግራይ ተኣኻኺቡ፣ ኣንጻር እቲ ማእከላይ መንግስቲ ይሰርሕ ከምዘሎ ንከታተሎ ዘሎና’ዩ ድሕሪ ምባሉ፣ “ሰበ ስልጣን ወያነ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘለዎም መደባትን ኣተሓሳስባን’ውን ስለዘይተቐየረ፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመ ዘይስሓበሉ ምኽንያት ንሱ ምዃኑ ከብርህ ፈቲኑ።

“ናይ ዶብ ሕቶ ጉዳይ፣ ተደናግዩ ኣሎ ኢልና ክንዛረብ ንኽእል ኢና። ንዘይተወሰነ እዋን ዝመሓላለፍ ግን ኣይኮነን፣” እኳ እንተበለ፣ ክሳብ መዓስ ተንጠልጢሉ ከምዝተርፍ ንጹር ናይ ግዜ ሰለዳ ከይሃበ ድማ መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዝተሰማምዕሉ ክትግበር ምዃኑ ሓቢሩ።

ብዘይካ’ቲ ብ9 ሓምለ ኣብ ኣስመራ ዝተኸተመ ሓሙሽተ ነጥብታት ዝሓዘ ስምምዕ፣ ካልእ ውዕላት ይኹን ስምምዓት ከምዘየለ ዘመልከተ እቲ ኣማኻሪ ፕረዚደንት፣ ኣብ ስዑድያ ዝተኸተመ ስምምዕ’ውን ካብኡ ዝፍለ ከምዘይኮነ ገሊጹ።

ምውጻእ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመ፣ ከም ቅድመ ኩነት ኣቐሚጡ፣ ን18 ዓመታት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝኾነ ርክብ ከምዘየካይድ ክሕንግድ ዝጸንሐ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብዚ እዋን’ዚ ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ከም ቀዳማይ ኣጀንድኡ ከምዘይርእዮ ድማ መግለጺ ኣማኻሪ ፕረዚደንት፣ ኣቶ የማነ ገብርኣብ ንጹር ጌርዎ ኣሎ።

ድምጺ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ጠውቑ።

=======================

COMMENTS

WORDPRESS: 40
  • comment-avatar
    Michael 5 years ago

    Stupid Monkeys

    • comment-avatar

      Watch no more their lying lips, listen no more to their deceptive tongues, the Time has arrived and the Conditions have ripen, we must,United shoulder to shoulder, March forward to once and for all crush and put the forked tongue impostors behind bars to face justice.

    • comment-avatar

      His credibility is so shot……No one is going to be Fool enough to buy what he is trying to sell……Ethiopian forces left the Border area Documented and verified by all possibly reliable sources, but since we do not have any reason to really stay in power the next crisis will have to be that its being delayed……WOW

    • comment-avatar

      Their credibility is so shot….Even a Fool has no ear to their songs…..Ethiopian forces had withdrawn from the occupied areas verified and Documented by all reliable sources but DIA and his Monkey who actually acts more like his Parrot are coming with the worst of excuses to hold on to their Power.They claim Woyane is not cooperating….? and Ethiopia is delaying when in fact their desperate attempt to stay in power is Crumbling by the day to the point that their own Fanatics do not even believe them……Wait for the Wrath of the remnants for Justice is near and at Hand…….Selah

    • comment-avatar

      ሓሳውስ ንውርደት እናተጸመማ ይነብር ደብሉዎኮ ከምዚ ምስ ተረኽበ እዩ ደኸውን።

  • comment-avatar

    መደናገሪ መግለጺ ካብምባል ሃሊፍካ ካሊእ ስም ክርከቦ ከምዘይኬል ንጹር ኢዩ። እዚ ናይ መታለሊ መግለጺ ብኸመይ ነዚ ህዝቢ ከምዝሓለፈ ተደናግሮ ካብ ስቕ ምባል ገለ ምባል ይሓይሽ ተባሂሉ ዝተሃንደሰ ውጹእ ሓሶትን ልዕሊ ትሽዓተ ወርሒ ኽሕሰበሉ ዝጸንሐ ምዃኑ ድማ ንጹር እዩ።
    የቐንየለይ
    ሃብቶም ካብ እስራኤል

  • comment-avatar
    ስምኦን 5 years ago

    ንሶም ኮለዉ ጸላእትና ጸላእቲ የናድይሉና ኣለዉ ።

  • comment-avatar

    ኣቶ የማነ እዚ ዕባራ ሽጣራኹም ንዕላማኹም ከም መመኽነይታ እንዳ ተጠቐምኩም ባዕልኹም ስለ ዝመሃርኩምና ሎሚ ኩሉ ሰብ ፈሊጥዎ እዩ፦ ንምዃኑ ክሓተካ እስኪ ሓደ ሰልፊ ካብ ስልጣን እንተ ተኣልዩ ከመይ ጌሩ እዩ ዕንቅፋት ክኸዉን ዝኽእል ንጎሮቤት ሃገር?? ስምምዓትኩም ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ድዩ ወይስ ምስ ወያነ?? ወያነ ኣብ ስልጣን እንከሎ ወያነ ብዘሳበቦ ዉዲት ትብሉ ኔርኩም?? ወያነ ካብ ስልጣን ምስ ተኣልየ ዉን ወያነ ብዝገብሮ ዘሎ ዉዲት ትብሉ ኣለኹም ወያነ ኣብ ስልጣን እንከሎ ወዮ ካብ ስልጣን እንተ ተኣልየ ወዮ እኮ ኾይኑ፣፣ እሞ ካብ መሬት ትግራይ ሓሊፉ ናበይ ክኸይድ ትደልይዎ ድኣ ኣለኹም ንወያነ ነዚኣዶ ምመለስኩምለይ የቐኔለይ።

    • comment-avatar
      ጉዕሽ 5 years ago

      ህግደፍ ደናቁር እዮም እንበር እቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ኢህአደግ እዮ ህዋሓት ድማ ኣብ ኢህአደግ ውሽጢ ዝርከብ ጠንካራ ፓርቲ እዩ ። ህግደፍ ግን ጥራይ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ሓደ ሰብ እዩ ዝርኢ ። ኤርትራውያን ኣይትታለሉ ንሰላምኩምን ሓድነትኩምን ሕበሩ ካብ ህግደፍ ፍትሒ ኣይትፀበዩ ።

  • comment-avatar

    ኣጆኹም ቀጽልዎ ደቂ ህዝቢ ኣብዚ ቃልሲ ዘለኩም ኣበርክቶ ቀሊል ኣይኮነን

  • comment-avatar
    ንግስቲ 5 years ago

    ሐሰዊ ክሳብ መዓስ ብስም ወያነ ክትሽቅጡ ኢኩም ፡ ወያነ ክብረቶም ሒዞም ዓዶም ይሃንጹን ህዝቦም የማዕብሉን አለው፡ አምሐሩን ኦሮማን ይጫፋጨፋ ስለ ዘለው ኢትዮጵያ ፋሕፋሕ ትብል አላ ኢልካ ሐቂ ዘይትዛረብ ካብ ናብቶም ክብረቶም ሒዞም ዘለዉ ትተናክፍ፡ ሎምስ በዚ ዕባራ ሽጣራ ናትኩም ዝደናገር የለን በጀካ እቶሞ ውሑዳት ዕሱባት፡ እዚ አረጊት ሽጣራ ሒዝካ ዕንክሊል ምባል ይአክለኩም። 

    • comment-avatar

      Erop TiABi kab Eritrea weY Badme TiABi kaB Eritrea ZibiL zeLo ChifRA SerAWiT Ethiopia kosiHiB EntebeLe MesAriyaKa AwridKa EkA TikeYid eLu EnkifAt ZiGebiR zeLo ChiFRA Si EnkifaT AykoneN eLkaYo . Viva Mengisti Eritrea WeYaNe TideLinzeLa
      Ab Mengo WoogiE KiLaAL
      eYA Mengisti a GiN SiLE ziFeLeTA BaELa NiHiDHiDA KiSaB TibaLaE niKuLU TigebrO ELa MiTikuTaK mikniAT endaKeLE kewedaA EyU AmasiU diMA BAELa Ab KisaDa TeEtiwA zeLa GemeD KiThankA MukuanA RiduE EyU. MikinAY MikinAY niKuLU NimirAY

  • comment-avatar
    ናትናኤል 5 years ago

    እዚ ላግጺ ዩ

  • comment-avatar
    ኣማኑኡል ስዩም 5 years ago

    ሕቶ ተመሊሱ እዪ።ንሱ ድማ ዶብ ኣይድለናን ህግደፍ ኢሎም ኢዮም።

  • comment-avatar
    ፀሃየ 5 years ago

    ግደፉ እንዶ ባድመ ባድመ እናበልኩም ኽልቲኡ ኣሕዋት ዝኾነ ህዝቢ ናብ ኩናት ኣይተእትውዎ።ካብ ኩናት ኺሳራ እንበር ዘርብሓ ኣይብሉን።እቱ 10 ሻዕ ባድመ ትብልዎ ዘለኹም ብሰላም እንዶ ኽልቲአን ዓዲይ ይጠቐማሉን።

    • comment-avatar
      ወልደኣብ 5 years ago

      ፀሃየ፣ ባድመ መሬት ኤርትራ ስለ ዝኾነ፣ ምስ ትግራይ ዘማቅል ምኽንያት የብልናን።

      ኢትዮጵያ መሬትና ከይ ኣረከበት ምጥቃም ወደባትና ክትቀብጾ ኣሎዋ። እዚ ስጉምቲ’ዚ ብዝያዳ ንትግራይ ክም ድሃሲ ኩላህና ንፈልጦ ነገር እዩ።
      ከምዩ ስለ ዝኾነ ካኣ ከም መስርሕ ንጥቀመሉ ኣለና ንመጻኢ ውን ክንጥቀመሉ’ና። ሕቶ ባድመ ንኤርትራውያን (ተቓወምትን ደገፍትን ስርዓት ኣሰያስ) እቲ ዝልዓለ ሕቶ ናይ ልእላውነት እዩ። ውዒላ ሐዲራ ባድም ናብ ዋናታታ ክትምለስ እያ!!

  • comment-avatar
    እስጢፋኖስ ገ.ሚካኤል ተሞልሶ 5 years ago

    በዓል የማነ ማንኪ እንታይ ቁምነገር ክዛረቡ ክንጽበ። ኵሉ ግዜ ሓሶትን ምድንጋርን ጥራይዩ እቲ ከም ምኽንያት ዝቐርብ። ህዝቢ ኤርትራ ግን ደጊም ይኣክል ብምባል ነዚ ስሮኣትዚ ካብ ሱሩ ክብንቍሶ ጥራይዩ ዘለዎ።።

  • comment-avatar
    stefanos temolso 5 years ago

    በዓል የማነ ማንኪ እንታይ ቁምነገር ክዛረቡ ክንጽበ። ኵሉ ግዜ ሓሶትን ምድንጋርን ጥራይዩ እቲ ከም ምኽንያት ዝቐርብ። ህዝቢ ኤርትራ ግን ደጊም ይኣክል ብምባል ነዚ ስሮኣትዚ ካብ ሱሩ ክብንቍሶ ጥራይዩ ዘለዎ።።

  • comment-avatar

    We Eritrean don’t have any other enemy other than Hgdef!!! Weyane weyane…. weyane are well administrating and building their country but you are still blaming them as an obstacle!! Everybody knows you.
    It’s enough no more lie!!!

  • comment-avatar
  • comment-avatar

    እዚ ንፖለቲካዊ ሃልኪ ዝግበር ዝጠፈሸ ምኽንያት እዩ ኢለ ጥራይ ኢለ እየ ክሓልፎ ዝኽእል ን27 ዓመት ብምኽንያታት ንህዝቢ ኤርትራ ኣደናጊርኩሞ ኢኹም ሕጂ ግን ህዝብና ንቒሑ እዩ ስልጣንኩም ንምንዋሕ ዝግበር ፈተነ ይኣክል

  • comment-avatar
    ኣንገሶሞ 5 years ago

    ኣንታ ካን ነዚ ህዝቢ ዝሓስብ ርእሲ የብሉን ኢሎም እዬም ዝኣምኑ መስለኒ።ቃርሳ ይጻወቱሉ ባቃ።

    • comment-avatar
      ጸሃየ 5 years ago

      ኣንገሶም:

      ምዓስ እሞ ተጋግዮም። ርእሲ ዘለዎ ሰብዶ ንኣስታት 30 ዓመት ክሳብ ሰረቱ ዝጸንት ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ይነብር እዩ? We are good at running away from the country but not brave enough to fighting back to restore our dignity. Let is admit it. We are useless and failed people.

  • comment-avatar
    ዳዊት 5 years ago

    ብቑዕ መልሲ እዩ። እቶም ሓንጊድኩም ዘለኹም ዝተዘርበ
    ይዘረብ ዝተገብረ ይገበር ምስምስ ምቕራብ ባህልኹም
    ስለ ዝኾነ ኣይትሓዘኩምን እዩ። 

    • comment-avatar

      Tmali dob na ytehantsets lomi dma dobna hintsuts u zbl melsi bkue u do elkana? you need to think better.

  • comment-avatar

    ህግደፋውያን መታለልቲ እቲ መራሒኹም ድማ መደናገሪ ሕጅሲ ህዝቢ ኤርትራ ነቂሕልኩም እዩ ቁጽሪ 1 ጸላእቱ ምኻንኩም ምስምስ ዶብ ምስ ፈሸለ ድሕሪ መግለጺ ዶክተር ኣቢ ውዕል ኣልጀርስ ክትግብር እየ ምስ በለ game over ኮይናትኩም።

  • comment-avatar
    geladios 5 years ago

    nhgdef mghaf ember Hto mHtat trgum yblun; kndsab kShwna txbeywom Sltan nab hzbi bKbretku Ambi Antelkum ab Sudan zbexH barE kSlbbekum Eyu. 28 bAmet hager hmiskum dHri awasan gondern Entay kitzarebu delikum. yaklekum bietesebkum hizkum wuxu Sltan nab hizbi arekbu ahbay. kibret zeytfetwu aedug ekum. Enough is Enough ab sltan znebre yelbon hiferu selah elkum kab zban hizbi wredu keytwaredu. mkero mkero embi entele mekera ymkero.kabakum zeyhayish aykmexen eyu. zereba mkri ahwatkum smu lbi entelikum hzbawi maebel melassi yblun. hsem hizbna ab zemene Isaias trzu harimu eyu ab Ethiopia keyduwn ayseleton. ms Weyanti xegem yblnan. ab kunat wey ay kunat ay selam mnbar amel gierkumo hiji kea xelEti tenadiyla alekum zseltekum aykonen hzbi neqihilkum eyu Ethiopia kedkum hawi zerekumlom mexikum. beta zwexakuma kidu tfu.hzbi aytlekumu.

  • comment-avatar
    Oghbasilasie Haile 5 years ago

    የሕዋት ንኹሉ ህዲኢ ኢልና ንጸበዮን ንተዓኣዘቦን።

  • comment-avatar
    ኣክሊሉ 5 years ago

    ንዕቀት ህግደፍ እዚ ጽቡቕ መርኣያኡ እዩ!

  • comment-avatar

    Watch no more their lying lips, listen no more to their deceptive tongues, the Time has arrived and the Conditions have ripen, we must,United shoulder to shoulder, March forward to once and for all crush and put the forked tongue impostors behind bars to face justice.

  • comment-avatar

    mengisti eritrea nmntay eyu bzaeba Ethiopia zgdes ? Adom sle zkone walas entay bejakum natkum gberu natom zchnekelom hizbi party parliament kulu alewom ? wey gud hasewti kemziyom areanan

    • comment-avatar

      You damn entity, do you know what geo-politics means? Do you know that Badme is still occupied by Ethiopia? Wake up and go to school 

  • comment-avatar
    ኣሃዝ ሰያዊ 5 years ago

    እቲ ሕቶ እቲ ደንበ-ተቓውሞ ኢልኩም ነብስኹም ትጽውዑ እንታይ ኣማራጺ ኢኹም ቀሪብኩሙሉ ዘለኩም ነዚ ህዝቢ ዶባት ንመውሓሲ ዶ ዋላስ እታ ወንበር ጥራሕ ኢያ ትራየኩም ዘላ?

  • comment-avatar
    Wedi Hagher 5 years ago

    ዕላማ እሰያስ ኣይተቀየረን። ንህዝቢ ብ ኣመኽኒኻ ምሓዝ ፥ ኣታ እንኮ ዕላሙኡ እያ።
    እቲ ቀዋሚ ኣይኮነን። ዝኾነ ነገር ከም ምኽንያት ምቅራብ ዘጸግም ኣይኮነን።

    – ብሰንኪ
    – ብሰንኪ
    – ብሰንኪ
    – ብሰንኪ
    – ብሰንኪ
    – ብሰንኪ
    – ብሰንኪ
    – ብሰንኪ
    – ብሰንኪ
    – ብሰንኪ
    – ብሰንኪ
    – ብሰንኪ
    – ብሰንኪ
    – ብሰንኪ
    – ብሰንኪ
    – ብሰንኪ
    – ብሰንኪ
    ዘዝተባህለ ሰሚዑ ዘጣቅዕ ፥ ዝስዕስዕ ፥ ዝቆጻጸ ፥ ንዝኣበየ ዝድስቅ ፥ ዝኣስር ፥ ዝስውር ፥ ዝውንጂል ፥ ከም ጣኦት ዘምልኾ ኣይዋሓደን።

  • comment-avatar
    nasir siraj 5 years ago

    ግን ኣነ ዝብሎ ወያነን ህዝቢ ትግራይን ድዮም ቀንዲ ፀላእቲ ህዝቢ ኤርትራ? ዋላ ወያነ ይኹን ህዝቢ ትግራይ ብነፃነት ህዝቢ ኤርትራ ንፅኣት እውን ተቃዊሙ አይፈልጥን። ቨዚውን ኣሰገንጣይ ዝብል ሳጓ ተዋሂቡዎ። ኣብ ኢትዮጵያ ዘለው ናይ ትምክሕቲ ሓይሊታት ንኤርትራ ይኹን ንትግራይ ነቲ መሬቱን ታሪካዊ ቅርስታቱን እምበር ነቲ ህዝቢ ከምህዝቦም ኣይርኢዎን። ኣነ ግን ብመሪሕነት ኤረትራን ስዓብቶምን ብጣዕሚ ይሓዝን። ከመይ ኢሉ ኢዩ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ዘራይ አብ ዝነበረሉ እዋን ብጀካ ኤርትራውያን አብ ጎኒ ንተጋሩ ብጀካ ተጋሩ አብ ጎኒ ኤርትራውያን ጠጠው ዝበለ ዘየለ ከመይ መራሕቲ ህግደፍ ንትግራይ ከምፀላኢ ይርኢዋ?! ዋላ ንሳቶምን ስዓብቶምን ድላዮም ይበሉ ተጋሩ ዝናፈቅሉ እዋን ይህሉ። መን ይፈልጥ? ንሕና ወደባትኩም ብምሕሳብ ኣይኮንናን ዝተዛመድናኩም። እቲ ዘለናሉ መሬትእውን ብካራ ሓግሒግና ናብ ካሊእ ቦታ ኣይንወስዶ። ዋእ! ሓደ ሐደ ግዘ እኮ “መሕዘኒኻ መርዓ:መሐጎሲኻ ተስካር ኣሎ” ይባሃል ኢዩ ብባህሊና

    • comment-avatar
      ወልደአብ 5 years ago

      ካብ መሬትና ዉጹ መታን ከም ጐራባብቲ  ተኻባቢርና ክንነብር

  • comment-avatar
    Justice Seeker 5 years ago

    Wey gud

  • comment-avatar

    What Yemane is saying is true. Any person will sound mind can understand it also. 
    It doesn’t surprise me when the damn opposition members disagree with Yemane. Because their aim is to oppose the government in Eritrea, no matter what.
    Those opposition called have one agenda, that is to weaken the government and turn the country into Libya kind of nation.
    So, to those opposition called my advise is please grow up and have understand what nationalism mean. 
    To those Eritreans who are following the opposition please don’t be led by others mind set. Have your own judgement