ኣሚር ቀጠር ሸኽ ታሚም ቢን ሓማድ ኣል ታኒ፣ ሎሚ ፍርቂ መዓልቲ ኣስመራ ኣትዩ

ኣሚር ቀጠር ሸኽ ታሚም ቢን ሓማድ ኣል ታኒ፣ ሎሚ ፍርቂ መዓልቲ ኣስመራ ኣትዩ

Radio Erena: 18 December 2015

watar eri

ኣሚር ቀጠር ሸኽ ታሚም ቢን ሓማድ ኣል ታኒ፣ ሎሚ 18 ታሕሳስ ፍርቂ መዓልቲ ናብ ኣስመራ ኣትዩ ዘሎ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት የመንን ኤርትራ እትግበሮ ዘላ ኣበርክቶን ከምኡ’ውን ብዛዕባ’ቲ ምስ ጅቡቲ ዘሎ ገና መፍትሒ ዘይረኸበ ጉዳይን ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምዝርራብ’ዩ።

ሸኽ ታሚም ቢን ሓማድ ኣል ታኒ ኣስመራ ኣብ ዝኣተወሉ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝመርሖም ላዕለዎት ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራን ኣምባሳደር ቀጠር ኣብ ኤርትራን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ተቀቢሎሞ።

 

======================

Get independent news first!

Sign up to receive notifications when new content is published

We respect your privacy. Your information will never be shared without your consent.

COMMENTS

WORDPRESS: 0