ናጽነት ሓሳብካ ምግላጽ ብማንም ዘይቅንጠጥ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰል እዩ
Radio Erena: 06 September 2020
Sign up to receive notifications when new content is published
We respect your privacy. Your information will never be shared without your consent.
Thanks! Check your inbox or spam folder to confirm your subscription.
ዮናታን ዝገርመካ ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ልክዕ ብኢትዮጵያ አቆፃፅራ ልክዕ7ን45 አሎ online ይሰምዐካ አለኹ።ንሰናይ ትምኒትካ ድማ ብጣዕሚ የምስግን።ተስፋ እገብር ህዝቢ ኤሬትራ ሓደ መዓልቲ ነፃን ብህዝቢ ተአማንን ፍትሓዊን ዝኾነ ምርጫ ክትርኡ እምነ።ንሕና ግን ብቅልፅምና ብስብእነትና እነሆ 2ተ መዓልቲ ይቐርያ ዓባይ ትግራይ ምርጫ ንኽትገብር ኣብ ኩሉ ምሽብሻብ ትርከብ።
COMMENTS