ጂቡታዊ ዲፕሎማሰኛ፣ ኣባል እታ ንመንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ንምሽምጋል እትንቀሳቐስ ዘላ ጉጅለ ሕብረት ኣፍሪቃ ኮይኑ ተመዚዙ
Radio Erena: 14 February 2022
ኣምባሳደር ጂቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረን ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ እታ ሃገርን፣ መሓመድ እድሪስ ፋራሕ፣ ኣባል እታ፣ ብፕረዚደንት ናይጀርያ ነበር፣ ኦሉሲጉን ኦባሳንጆ እትምራሕ፣ ንመንግ Read More
ኢትዮጵያ፣ ናብ ክልል ዓፈር ልሒሙ ዘሎ ኵናት ትግራይ፣ ኣስታት 300 ሽሕ ሰባት ከምዘፈናቐለ ተገሊጹ
Radio Erena: 14 February 2022
ካብ መፋርቕ ወርሒ ታሕሳስ 2021 ኣትሒዙ፣ ዳግም ናብ ክልል ዓፈር ልሒሙ ዘሎ ኵናት ትግራይ፣ ኣስታት 300 ሽሕ ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ከምዘመዛበለ፣ መንግስቲ ናይቲ ክልል ገሊ Read More
ኣመሪካ፣ ምስ ኵናት ትግራይ ብዝተሓሓዝ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ኤርትራን ተወሳኺ እገዳ ንምንባር ዘኽእል ንድፈ ሕጊ ቀሪቡ
Radio Erena: 14 February 2022
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወይ ኮንግረስ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ተወሳኺ እገዳ ንምንባር ዘኽእል ዝቐረበ ንድፈ ሕጊ ድምጹ ክህበሉ ምዃኑ ተሓቢሩ።
ብቋንቋ Read More
3 / 3 POSTS
