Tag: radio erena

ናትናኤል ብርሃነ፣ ኣብ ዙር ፈረንሳ ብዘርኣዮ ብቕዓት፣ ክለብ ኮፊዲስ ውዕሉ ኣናዊሓትሉ

ናትናኤል ብርሃነ፣ ኣብ ዙር ፈረንሳ ብዘርኣዮ ብቕዓት፣ ክለብ ኮፊዲስ ውዕሉ ኣናዊሓትሉ

Radio Erena:- 15 August 2019 ፈረንሳዊት ክለብ ኮፊዲስ፣ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ፣ ናትናኤል ብርሃነ፣ ኣብ ዙር ፈረንሳ ብዘርኣዮ ብቕዓት፣ ንተወሳኺ ክልተ ናይ ቅድድም ወቕቲ ምስኣ ንኽጸንሕ ውዕል ኣናዊሓትሉ። ጋ [...]
ቻይና፣ 300 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ኢንዱስትርያዊ ፓርክ ኣብ ኢትዮጵያ ክትሃንጽ’ያ

ቻይና፣ 300 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ኢንዱስትርያዊ ፓርክ ኣብ ኢትዮጵያ ክትሃንጽ’ያ

Radio Erena:- 15 August 2019 ቻይና፣ ልዕሊ ርብዒ ቢልዮን ዶላር ዝተገመተ ኢንዱስትርያዊ ፓርክ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዳማ ክትሃንጽ ምዃና ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሩ ኤምባሲ እታ ሃገር ሓቢሩ። ኣገልግሎት ዜና ቻይና ሺ [...]
ኣምባሳደር ካሜሮን ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንበሪ ገዝኡ ሞይቱ ተረኺቡ

ኣምባሳደር ካሜሮን ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንበሪ ገዝኡ ሞይቱ ተረኺቡ

Radio Erena:- 15 August 2019 ኣምባሳደር ካሜሮን ኣብ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን ዣክ ኣል ፍረድ ዱምበ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኡ ሞይቱ ከምዝጽንሐ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ሓደ ካ [...]
3 / 3