Tag: ethiopia
![ናትናኤል ብርሃነ፣ ኣብ ዙር ፈረንሳ ብዘርኣዮ ብቕዓት፣ ክለብ ኮፊዲስ ውዕሉ ኣናዊሓትሉ ናትናኤል ብርሃነ፣ ኣብ ዙር ፈረንሳ ብዘርኣዮ ብቕዓት፣ ክለብ ኮፊዲስ ውዕሉ ኣናዊሓትሉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/Natnael-Berhane.jpg)
ናትናኤል ብርሃነ፣ ኣብ ዙር ፈረንሳ ብዘርኣዮ ብቕዓት፣ ክለብ ኮፊዲስ ውዕሉ ኣናዊሓትሉ
Radio Erena:- 15 August 2019
ፈረንሳዊት ክለብ ኮፊዲስ፣ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ፣ ናትናኤል ብርሃነ፣ ኣብ ዙር ፈረንሳ ብዘርኣዮ ብቕዓት፣ ንተወሳኺ ክልተ ናይ ቅድድም ወቕቲ ምስኣ ንኽጸንሕ ውዕል ኣናዊሓትሉ።
ጋ [...]
![ቻይና፣ 300 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ኢንዱስትርያዊ ፓርክ ኣብ ኢትዮጵያ ክትሃንጽ’ያ ቻይና፣ 300 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ኢንዱስትርያዊ ፓርክ ኣብ ኢትዮጵያ ክትሃንጽ’ያ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/AdamaIndPark.jpg)
ቻይና፣ 300 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ኢንዱስትርያዊ ፓርክ ኣብ ኢትዮጵያ ክትሃንጽ’ያ
Radio Erena:- 15 August 2019
ቻይና፣ ልዕሊ ርብዒ ቢልዮን ዶላር ዝተገመተ ኢንዱስትርያዊ ፓርክ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዳማ ክትሃንጽ ምዃና ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሩ ኤምባሲ እታ ሃገር ሓቢሩ።
ኣገልግሎት ዜና ቻይና ሺ [...]
![ኣምባሳደር ካሜሮን ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንበሪ ገዝኡ ሞይቱ ተረኺቡ ኣምባሳደር ካሜሮን ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንበሪ ገዝኡ ሞይቱ ተረኺቡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/cameroon-ambto-au.jpg)
ኣምባሳደር ካሜሮን ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንበሪ ገዝኡ ሞይቱ ተረኺቡ
Radio Erena:- 15 August 2019
ኣምባሳደር ካሜሮን ኣብ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን ዣክ ኣል ፍረድ ዱምበ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኡ ሞይቱ ከምዝጽንሐ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እቲ ሓደ ካ [...]
3 / 3