Category: News
ስዊዘርላንድ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ለውጢ ተታኣታቱ
ስዊዘርላንድ ኣብ ጉዳይ ምሕታት ፖለቲካዊ ዑቕባ ብዝምልከት ዘተኣታተወቶ ለውጢ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ብኣሉታ ክጸልዎም ከምዝኽእል ሬድዮ ስዊዘርላንድ ኣመልኪታ። ስዊዘርላንድ ኣቐዲማ፣ ናይ ግዜ ገደብ ዘየብሉ ግዱድ ዕስክርና ብም [...]
መ. ኡጋንዳ ዝነጸጎ ኤርትራዊ፣ ናብ ኤርትራ ናይ ምጥራዝ ሓደጋ የንጸላልዎ
መንግስቲ እስራኤል ብድሌቱ ናብ ኡጋንዳ ክምለስ ወሲኑ ምብባል ናብ ካምፓላ ዘብጽሖ ኤርትራዊ መንእሰይ፣ መንግስቲ ኡጋንዳ ክቕበሎ ፍቓደኛ ብዘይምዃኑ ናብ ኤርትራ ንምጥራዙ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ግብጺ ተታሒዙ ምህላዉ ተሓቢሩ። እዚ [...]
ኢትዮጵያ ንመግለጺ በዓል ስልጣን ስዑዲ ዓረብ ነጺጋቶ
ኢትዮጵያ ንእትሃንጾ ዘላ ሓጽቢ ብዝምልከት ብላዕለዋይ በዓል ስልጣን ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተዋህበ መግለጺ፣ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ። እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ስዑዲ ዓረብ፣ ምህናጽ ዲጋ ተሃድሶ ናይ ኢትዮጵያ፣ ነታ [...]
ኦርቶዶክሳዊ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ፣ መበል ሻድሻይ ፓትርያክ መሪጹ
መበል ሓምሻይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤት ክስትያን ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ወርሒ ነሓሰ ብሞት ካብዛ ዓለም ድሕሪ ምፍላዮም፣ እታ ቤተ ክርስትያን ሓድሽ ፓትርያር ንምምራጽ ንኣዋርሕ ዝኣክል ኣብ መስርሕ’ያ ጸኒሓ። ትማ [...]
መንገዲታት ኣየር ኤርትራን ሱዳንን
መንገዲ ኣየር ኤርትራ ምስ መንገዲ ኣየር ሱዳን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕ ከምዝኸተሙ ተገሊጹ። ኣፍሪካን ኣቭየሽን ትሪቡን ዝተባሀለ ማዕከን ዜና ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ በዚ ክልቲኦም ወገናት ከቲሞሞ ዘለዉ ስምምዕ፣ መ [...]
እስራኤል፣ ሓደ ሽሕ ሱዳናውያን ብምስጢር ናብ ሱዳን መሊሳቶም
እስራኤል፣ ኣብታ ሃገር ዑቕባ ክሓቱ ዝጸንሑ ኣስታት ሓደ ሽሕ ሱዳናውያን ብምስጢር ናብ ሱዳን ከምዝመለሰቶም ይግለጽ ኣሎ። ጋዜጣ እስራኤል ነቶም ሱዳናውያን ናብ ዓዶም ዝመለሰቶም ብዘይኣፍልጦ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት [...]
ኣባላት ጸጥታ ሱዳን ንክልተ ኤርትራውያን ቀዪዶም
ኣባላት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምሽራፍ ናይ ወጻኢ ባጤራ ተዋፊሮም ንዝበልዎም ክልተ ኤርትራውያን ኣብ ቀይዲ ከምዘእተዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ካርቱም ሓቢሮም። እቶም ኣብ ዘይሕጋዊ ምሽራፍ ናይ ወጻኢ ባጤራ ተዋፊሮም ጸኒ [...]
ብምስግጋር ገንዘብ ዝተጠርጠሩ ሰለስተ ውልቀ ሰባት ተኣሲሮም
ብጉዳይ ምስቶም ኣብ ሲናይ ተጨውዮም ዘለዉ ኤርትራውያን ምስግጋር ገንዘብ ዝተጠርጠሩ ሰለስተ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ተፈሊጡ። እቶም ክልተ ደቂ ተባዕትዮን ሓንቲ ጓለንስተይትን ኣብ ቀይዲ ቅድሚ ምእታዎም ፖሊስ ሽወደን [...]
ኣልጀዚራ መደባታ ክትቅይስ መምርሒ ተዋሂቡዋ
ኣልጀዚራ ንህዝባዊ ናዕብታት እትህቦ ዝነበረት ቆላሕታ ክትቕይስ ብኣሚር ቀጠር ሸሕ ሓማድ ከሊፋ ኣልታኒ መምርሒ ከምእተዋህባ፣ ንኣባላት እቲ ማዕከን ዜና ንዝነበሩ ጋዜጠኛታትን ሪፖርተራትን ብምጥቃስ ፕረስ ቲቪ ሓቢሩ። ኣልጀዚራ፣ [...]
ኣብ ቤት ት. ሰላም ናይ ተቓውሞ ጽሑፋት ተራእዩ
ኣብ ከረን ቤት ትምህርቲ ሰላም፣ ኣብ መናድቕ ናይቲ ክፍልታት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ውልቀ መላኺ’ዩ ዝብል ብቛንቋታት ትግርኛ እንግሊዝኛን ብኩርሽ ተጻሒፉ ከምእተራእየ ናይ ዓይኒ መሰኻክር ንሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ቤት ትምህርቲ ሰላም [...]