Category: News
”ህሉው ኩነታት ንምምካት-ምውዳን መደባት ከነካይድ ኢና”፣ ህግደፍ
ብግዳማውን ውሽጣውን ጸቕጥታት ኣብ ወጥሪ ዝርከብ መንስቲ ኤርትራ ዘቖመ ህግደፍ፣ ህሉው ኩነታት ንምምካት-ምውዳን መደባት ከነካይድ ኢና ዝብል ጎስጓስ የካይድ ምህላዉ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ተቓውሞን ጽልዋን ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ [...]
ፕ.ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ንሕክምና ናብ ስዑዲ ዓረብ ከይዱ
ሓሚሙ ከምዘሎ ብተደጋጋሚ እዋን ክግለጽ ዝጸንሐ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ንሕክምና ናብ ስዑዲ ዓረብ ከምዝኸደ ንመንግስታዊ ማዕከን ዜና ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። እቲ ማዕከን ዜና ኣቕሪብዎ ብዘሎ ጸብጻብ፣ ኣልበሽር [...]
ኤርትራውያን መራሕቲ ዓበይቲ መካይን ኣብ ዶብ ኬንያ ተዓጊቶም
መንግስቲ ኬንያ፣ ናብ ሃገሩ ንዝገሹ ኤርትራውያን መእተዊ ቪዛ ንኽጥቐሙ ዘገድድ ሓድሽ ውሳኔ ድሕሪ ምሕላፉ፣ ኣብቲ ዞባ ካብን ናብን ጎረባብቲ ሃገራት ዝንቐሳቐሱ ዝነበሩ ኣማኢት ኤርትራውያን መራሕቲ ዓበይቲ መካይን ኣብ ዶብ ኬንያ ተዓጊቶም [...]
ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ግራት ብውሕዱ 14 እሱራት ሞይቶም
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ኣብ ዓዲ ግራት ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ብምፍራሱ ብውሕዱ 14 እሱራት ከምዝሞቱን 35 ድማ ብኸቢድ ቆሲሎም ኣብ ሆስፒታል ተዓቝቦም ከምዘለዉን ዘ ሪፖርተር ኣረጋጊጹ። ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ፣ ልዕሊ 1300 [...]
ሓድ-ሓደ ከባቢታት ኣስመራ ፍታሕ ዝስተ ማይ ረኺቡ
ኣብ ኣስመራ ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣጋጢሙ ዝጸንሐ ጸገም ዝስተ ማይ፣ ኣብ ሓደ ሓደ ከባቢታት ፍታሕ ከምዝተረኽቦ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾም። እቲ ብመስመራት ሻምብቖ ነናብ ገዛ ዝኣቱ ዝነበረ ማይ፣ ካብ ዘቛርጽ ኣዋርሕ [...]
‘ኤርትራ ንተበግሶ ሰላም ቀ.ኣፍሪቃ ክድግፍ ኣለዋ’፣ ኬንያ
መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኢጋድ ዳግም ቅድሚ ምጽንባሩ፣ ንተበግሶ ሰላም እቲ ዞባ ክድግፍ መንግስቲ ኬንያ ጸዊዑ። መንግስቲ ኬንያ ነዚ ዝጸውዐ፣ ኣብ ኬንያ ዝርከብ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣቶ በየነ ርእሶም ካብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝተላእ [...]
261 ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ምጥሓል ድሒኖም
ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ 261 ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪቃ ዝጸዓና ክልተ ጃልባ ካብ ምጥሓል ኣድሒኖም። ሊብያ ሄራልድ ዝተባህለ ጋዜጣ ብዘቕረበቶ ጸብጻብ፣ እቶም ኣብ ክልተ ንእሽቱ ጃልቡ ዝነበሩ ስደተኛታት፣ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ [...]
መ.ኤርትራ ናይ መዘናግዒ ቪላታት ይሃንጽ
ኣብ ኤርትራ መነባብሮ ህዝቢ ካብ ዕለት ናብ ዕለት ባይታ እናዝሐ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፣ ዕላምኡ ንጹር ዘይኮነ ኣብ ዳህላክ ዝህንጸ ዘሎ ውቁብ ናይ መዘናግዒ ቪላታት ናብ ምዝዛም ገጹ ከምዝተቓረበ ተገሊጹ። እቲ 48 ሚልዮን [...]
ኣማኢት ኤርትራዊያን ኣብ እስራኤል ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም
መንግስቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝገብሮ ዘሎ ጸቕጢ ንምቅዋም ኣማኢት ኤርትራዊያን ሰላማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቶም ኣብ ኣፍደገ ሚኒስትሪ ምክልኻል እስራኤል ሰላማዊ ሰልፊ ዘካየዱ ኣማኢት ኤ [...]
ኣብ ኬንያ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ተኻዪዱ
ኣብ ኬንያ ዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ ሓደ ፖሊስ ክመውት እንከሎ ትሽዓተ ካልኦት ድማ ብኸቢድ ቆሲሎም ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ከምዘለዉ፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ኣብ ዞባታት መስሕብ ቱሪዝም ምዃኑ ዝተ [...]