Category: News
ኢትዮጵያዊት ቀባኢት ጁሊ ምሕረቱ: ክብረወሰን ኣፍሪቃ ትሰብር
Radio Erena: Monday, 20 November 2023
ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝመደበራ ኢትዮጵያዊት ቀባኢት ጁሊ ምሕረቱ ዝቐብኣታ ቅብኣ 10.7 ሚልዮን ዶላር ተሸይጣ::
ጁሊ ምሕረቱ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተወልደት [...]
ጆርጅ ዊሃ ተሳዒሩ: ‘ካብ ውልቃዊ ድሌት ጥቕሚ ሃገር ይቕድም’ ኢሉ
Radio Erena: Monday, 20 November 2023
ኣብ 1995 ዝበለጸ ተጻዋታይ ኩዑሶ እግሪ ዓለም ተባሂሉ ወርቃዊት ኩዑሶ (Ballon d'Or) ዝተሸለመ ላይበርያዊ ጆርጅ ዊሃ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ተሳዒሩ::
[...]
ሱዳን:ተቓወምቲ ዳርፉር ምስ ሰራዊት ይጽንበሩ
Radio Erena: Monday, 20 November 2023
ኲናት ሓድሕድ ጀነራላት ሱዳን ልዕሊ ሸውዓተ ወርሒ ኣቑጺርሉ ኣብ ዘሎ እዋን ከተማ ካርቱም ናብ ኣብ ዝኾነ እዋን ክትሞተላ እትኽእል ገሃነም ተቐይራ ትርከብ::
ሓያ [...]
‘ካቴድራል ኣስመራ’ መበል 100 ዓመት ትጽንብል
Radio Erena: Monday, 20 November 2023
ካቴድራል ብዝብል ስም እትፍለጥ 'ቤተ-ክርስትያን እመቤት ሮዛሪ' ኣስመራ ተሰሪሓ ኣገልግሎት ክትህብ ናይ ዝጀመረትሉ መበል 100 ዓመት ዝኽሪ ኣብ ምጽን [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: Sunday, 19 November 2023
Radio Erena · ሰንበት 19 ሕዳር 2023
[...]
ኣቦ መንበር ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን፣ ምስ ኣማሓዳሪ ዳርፉር ሚን ሚናዊ ብምዃን ናብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ኣካይዱ
Radio Erena: Friday, 17 November 2023
ኣቦ መንበር ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን ምስ ኣማሓዳሪ ዳርፉር ሚን ሚናዊ ብምዃን ትማሊ ሰሉስ ናብ ኢትዮጵያ ብምኻድ፣ ብዛዕባ ኣብ ሱዳን ዘሎ ኩ [...]
ብሪጣንያ፣ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ንምምላስ ሓድሽ ሕጊ ተጽድቕ
Radio Erena: Friday, 17 November 2023
ብሪጣንያ፣ ትማሊ ሓሙስ ንስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ንምልኣኽ ዝተገብረ ሓድሽ ውዕል "ኣብ ውሽጢ መዓልታት" ንኽጸድቕ ድሉው ክኸውን ከምዝኽእል ገሊጻ።
ቤት ፍርዲ ነቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ኮሌራ ልዕሊ 300 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ
Radio Erena: Wednesday, 15 November 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ካብ ነሓሰ 2022 ኣትሒዙ ተላቢዑ ብዘሎ ሕማም ኮሌራ፣ ብውሕዱ 370 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ።
ኣብ ምወላ ህጹጽ ጉዳያት ዘተኩር ትካል ሕብረት [...]
ጀርመን፣ ምስ ናዕቢ ጊሰን ብዝተሓሓዝ፣ ን181 ሰባት መርመራ ይካየደሎም ኣሎ
Radio Erena: Wednesday, 15 November 2023
ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ጊሰን፣ ኣብ 8 ሓምለ 2023 ንዝተወደበ ፌስቲቫል ህግደፍ ደው ንምባሉ፣ ብስም ብርጌድ ንሓመዱ ዝተጠርነፉ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጥ ኣብ ዘካ [...]
ፖሊስ ጀርመን፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ገበናት ይፍጽም
Radio Erena: Wednesday, 15 November 2023
ፖሊስ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ሓተትቲ ዑቕባን ስደተኛታትን፣ ብኣባላት ፖሊስ ዝፍጸም ጎነጽ፣ ከምኡ'ውን ኣብ መንበሪኦም ኮነ ኢልካ ዝፍጸም፣ ዝበዝሐ ገበናዊ በደላት ከም [...]