Category: News

1 400 401 402 403 404 978 4020 / 9773
ን29 ዓመታት ዝተኣሰረ ኤርትራዊ ሓረበኛ ጀነራል ቢትወደድ ኣብራሃ

ን29 ዓመታት ዝተኣሰረ ኤርትራዊ ሓረበኛ ጀነራል ቢትወደድ ኣብራሃ

Radio Erena: 05 October 2020 ኣብ ታሪኽ ናጻ ኤርትራ፣ ንፍትሒን ሕጊን ብምጽዋዕ ካብ ዝተኣስሩ ሓረበኛታት ቀዳማይ ምዃኑ ዝንገረሉ፣ ገዲም ተጋዳላይ ሓርነት፣ ጀነራል ቢትወደድ ኣብራሃ፣ ናብ ማእሰርቲ ካብ ዝኣቱ፣ ጽባሕ [...]
ናይ ሎሚ ሰኑይ 05 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና

ናይ ሎሚ ሰኑይ 05 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና

Radio Erena: 05 October 2020 https://www.youtube.com/watch?v=BIjewrNHIH8&feature=emb_title [...]
ህዝቢ ሓዳስ ኮሎደኒ፣ ንኻልኣይ እዋን ኣይፋል ንናጽነት ኣድሚጹ

ህዝቢ ሓዳስ ኮሎደኒ፣ ንኻልኣይ እዋን ኣይፋል ንናጽነት ኣድሚጹ

Radio Erena: 05 October 2020 ሓዳስ ኮሎደኒ፣ ካብ ፈረንሳ ናጻ ክትከውን ዶ ኣይፋል ኣብ ዝብል፣ ህዝባ ትማሊ ሰንበት 4 ጥቅምቲ ኣብ ዘካየዶ ረፈረንዱም፣ እቲ 53.26% ኣካል ፈረንሳ ኮይኑ ክነብር ከምዝደሊ ኣድ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ድሮ በዓል ኢሬቻ ልዕሊ 500 ሰባት ተኣሲሮም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ድሮ በዓል ኢሬቻ ልዕሊ 500 ሰባት ተኣሲሮም

Radio Erena: 05 October 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ድሮ በዓል ኢሬቻ ናዕብን ዕግርግርን ከለዓዕሉ ይኽእሉ'ዮም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ልዕሊ 500 ሰባት ከምዝተኣስሩ ማዕከናት ዜና ኣቃሊሐን። መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ [...]
ኩሎም መራሕቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተረኽብሉ ምኽታም ስምምዕ ሰላም ሱዳን፣ ኤርትራ ተገሊላ

ኩሎም መራሕቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተረኽብሉ ምኽታም ስምምዕ ሰላም ሱዳን፣ ኤርትራ ተገሊላ

Radio Erena: 04 October 2020 ኣብ መንጎ መንግስቲ ሱዳንን ተቓወምቲ ወገናትን፣ ስምምዕ ሰላም ተኸቲሙ። ኣብቲ ትማሊ ቀዳም 3 ጥቂምቲ 2020፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ከተማ ጁባ፣ ዝተኸተመ ስምምዕ ሰላም፣ መራሕቲ [...]
ኣስታት 360 ኤርትራውያን ኣብ ላምፔዱሳ ዝጠሓልሉ መበል 7ይ ዓመቱ ይዝከር

ኣስታት 360 ኤርትራውያን ኣብ ላምፔዱሳ ዝጠሓልሉ መበል 7ይ ዓመቱ ይዝከር

Radio Erena: 03 October 2020 ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፣ ንመበል ሻውዓይ ዓመት ናይቲ ህጻናት፣ ነፍሰጾራትን ደቂንስትዮን ዝርከብዎም ኣስታት360 ኤርትራውያን ዘህለቐ ሓደጋ ባሕሪ ላምፔዱሳ ይዝክር [...]
Open Mic: 1st Conference of Bayto Yiakl USA

Open Mic: 1st Conference of Bayto Yiakl USA

Radio Erena: 03 October 2020 https://www.youtube.com/watch?v=ZNe88oXiWRA&feature=emb_title [...]
ኣመሪካ፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ዝወቐሰተን ኤርትራ እትርከበን 9 ሃገራት፣ ሓገዝ ከምዘይትገብረለን ኣፍሊጣ

ኣመሪካ፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ዝወቐሰተን ኤርትራ እትርከበን 9 ሃገራት፣ ሓገዝ ከምዘይትገብረለን ኣፍሊጣ

Radio Erena: 02 October 2020 ምምሕዳር ትራምፕ፣ ኤርትራ እትርከበን ትሽዓተ ሃገራት፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ዝተዋፈራ ምዃነን ወቒሱ። ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፣ ኣብቲ ብ1 ጥቅምቲ፣ ናብ ጸሓፉ ጉዳ [...]
Power to the Youth

Power to the Youth

Radio Erena: 02 October 2020 Teenagers and young adults have a history of driving social change. In New York in 1899 a newsboy named Kid Blink [...]
1 400 401 402 403 404 978 4020 / 9773