Category: News

1 231 232 233 234 235 976 2330 / 9755
መራሒ ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን፣ ብዛዕባ ግጭት ምስ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ፣ ምስ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ተዘራሪቡ

መራሒ ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን፣ ብዛዕባ ግጭት ምስ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ፣ ምስ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ተዘራሪቡ

Radio Erena: 01 July 2022 መራሒ ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን፣ ብዛዕባ’ቲ ብሓድሽ ማዕበል ጀሚሩ ዘሎ ዶባዊ ግጭት ምስ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ፣ ምስ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ከምዝተዘራረበ፣ [...]
የመን፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዞባታት’ታ ሃገር ናይ ቦምባ መጥቃዕታት ተኻዪዱ

የመን፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዞባታት’ታ ሃገር ናይ ቦምባ መጥቃዕታት ተኻዪዱ

Radio Erena: 30 June 2022 ኣብ የመን ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ይካየደሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዞባታት’ታ ሃገር ናይ ቦምባ መጥቃዕታት ተኻዪዱ ብረቡዕ 29 ሰነ ኣብ ከተማ ዓደን ኣብ ዝተኻየደ [...]
ስፐይን፣ ንኩነታት ናይ’ቶም ኣብ ዶባ ህይወቶም ዝሰኣኑ ስደተኛታት ዝካየድ መርመራ፣ ምሉእ ምትሕብባር ከምእተርእይ ገሊጻ

ስፐይን፣ ንኩነታት ናይ’ቶም ኣብ ዶባ ህይወቶም ዝሰኣኑ ስደተኛታት ዝካየድ መርመራ፣ ምሉእ ምትሕብባር ከምእተርእይ ገሊጻ

Radio Erena: 30 June 2022 ቀዳማይ ሚኒስተር ስፐይን ፔድሮ ሳንቸዝ፣ ብረቡዕ 29 ሰነ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ካብ ሞሮኮ ናብ ስፐይን ንኽሰግሩ፣ ብዘጋጠሞም ሓደጋ ዝሞቱ ብውሑዱ 23 ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ዝተሰመ [...]
ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ብዶብ ዝተሳበበ ኲናት ብቕጽበት ደው ክብል፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ጸዊዑ

ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ብዶብ ዝተሳበበ ኲናት ብቕጽበት ደው ክብል፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ጸዊዑ

Radio Erena: 30 June 2022 ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና፣ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኩሎም ወገናት ተጻብኦታት ደው ብምባል፣ ጉዳዮም ብዘተ ክፈትሑ ጸዊዑ። ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣቐድም [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ሓይልታት ትግራይ ንምዝታይ ዝውክልዎ ሰባት መዚዙ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ሓይልታት ትግራይ ንምዝታይ ዝውክልዎ ሰባት መዚዙ

Radio Erena: 28 June 2022 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ሓይልታት ትግራይ ዘተ ሰላም ንምክያድ፣ ወከልቱ መሪጹ። እታ ሸውዓተ ዝኣባላታ ኮሚቴ ብምኽትል ቀዳማይ ሚንስተር ደመቀ መኮነን ከም እትምራሕ፣ መንግስቲ’ታ [...]
ሰራዊት ሱዳን ኣብ ኣልፋሽጋ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ከፊቱ

ሰራዊት ሱዳን ኣብ ኣልፋሽጋ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ከፊቱ

Radio Erena: 28 June 2022 ሰራዊት ሱዳን ኣብ ዞባታት ኣልፋሽጋ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ መጠነ-ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከምዝኸፈተ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። ኣሶሼትድ ፕረስ ብዘውጸኦ ሓበሬታ መሰረት፣ ሰራዊት [...]
ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል፣ ብኮቪድ 19 ቫይረስ ተለኺፉ

ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል፣ ብኮቪድ 19 ቫይረስ ተለኺፉ

Radio Erena: 28 June 2022 ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ብኮቪድ 19 ቫይረስ ተለኺፉ፣ ኣብ ገዛ ተወሺቡ ከምዘሎ ተገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ብናይ ትዊተር ማሕበራዊ መራኸቢ ኣብ ዝሰደዶ መልእኽቲ፣ [...]
ዩጋንዳ፣ መማህራን ወሰኽ ደሞዝ ዝጠልብ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ የካይዱ

ዩጋንዳ፣ መማህራን ወሰኽ ደሞዝ ዝጠልብ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ የካይዱ

Radio Erena: 28 June 2022 ኣብ ዩጋንዳ ወሰኽ ደሞዝ ዝጠለበ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ይካየድ ኣሎ። ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ኣብ ዘመሓላልፎኦ ዘለዋ ሓበሬታ፣ ማሕበር መማህራን ዩጋንዳ ዝወደቦ እቲ ስራሕ [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ሸውዓተ ወተሃደራትን ሓደ በርጌስን ረሺኑ፣ ክብል መንግስቲ ሱዳን ይኸስስ

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ሸውዓተ ወተሃደራትን ሓደ በርጌስን ረሺኑ፣ ክብል መንግስቲ ሱዳን ይኸስስ

Radio Erena: 28 June 2022 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብቲ ምስ ሱዳን ዘሰሓሕብ ከባቢታት ዝሓዞም ሸውዓተ ወተሃደራትን ሓደ በርጌስን ረሺኑ፣ ክብል መንግስቲ ሱዳን ከሲሱ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኣብ ዘውጸኦ መ [...]
ዝበዝሓ ክፍላተ ሰራዊት ኤርትራ ጽዑቕ ታዕሊም የካይዳ ኣለዋ

ዝበዝሓ ክፍላተ ሰራዊት ኤርትራ ጽዑቕ ታዕሊም የካይዳ ኣለዋ

Radio Erena: 27 June 2022 ዝበዝሓ ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ጽዑቕ ታዕሊም ተጸሚደን ከምዘለዋ ተፈሊጡ። ኣብ ኣስመራ ዝርከቡ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ብዝልኣኽዎ ሓበሬታ መሰረት፣ ብዘይካ'ተን ኣብ ተጠንቀቕ [...]
1 231 232 233 234 235 976 2330 / 9755