Category: News

1 207 208 209 210 211 977 2090 / 9762
ፕረዚደንት ሶማል፣ ተደናጉዩ ዝጸንሐ ናይ ኢትዮጵያ ዑደቱ የካይድ ኣሎ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ተደናጉዩ ዝጸንሐ ናይ ኢትዮጵያ ዑደቱ የካይድ ኣሎ

Radio Erena: 29 September 2022 ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ትማሊ ረቡዕ 28 መስከረም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብ ኢትዮጵያ [...]
ኤርትራ፣ ብደረጃ ሃገር ደም ክልገስ ጎስጓስን ጻውዒት ይካየድ ኣሎ

ኤርትራ፣ ብደረጃ ሃገር ደም ክልገስ ጎስጓስን ጻውዒት ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 29 September 2022 ኣብ ኤርትራ፣ ብደረጃ ሃገር ደም ክልገስ ጎስጓስን ጻውዒትን ይካየድ ከምዘሎ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዚ ኣብ ኩለን ዞባታት ኤርትራ፣ ደም ክልገሰሉ ኣብ ዝኽእል ከተማ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ እዋን ውግእ ዒራቕ፣ ንሃገራዊ ድሕነት ኣመሪካ ናይ ስለያ ሓበሬታ ይልእኽ ምንባሩ ገሊጹ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ እዋን ውግእ ዒራቕ፣ ንሃገራዊ ድሕነት ኣመሪካ ናይ ስለያ ሓበሬታ ይልእኽ ምንባሩ ገሊጹ

Radio Erena: 28 September 2022 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ እዋን ውግእ ዒራቕ፣ ንሃገራዊ ድሕነት ኣመሪካ ናይ ስለያ ሓበሬታ ይልእኽ ምንባሩ ምስ ሰሙናዊ መጽሄት ዘ ኒውዮርከር ኣብ ዝገበሮ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ወለጋ፣ ከባቢ ሆሮ ጉድሩ ብዕጡቓት ኣምሓራን ኦሮሞን ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 100 ምዃኑ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ወለጋ፣ ከባቢ ሆሮ ጉድሩ ብዕጡቓት ኣምሓራን ኦሮሞን ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 100 ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 28 September 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ካብ መጀመርያ ወርሒ መስከረም ኣትሒዙ፣ ኣብ ክልል ኦሮሞ፣ ዞባ ወለጋ፣ ከባቢ ሆሮ ጉድሩ፣ ብዕጡቓት ኣምሓራን ኦሮሞን ናይ ዝተቀትሉ ሰለማውያን ሰባት ብዝሒ ልዕሊ [...]
ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኵናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰለማዊ መንገዲ ዝፍትሓሉ መንግዲ ንምንዳይ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ተዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኵናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰለማዊ መንገዲ ዝፍትሓሉ መንግዲ ንምንዳይ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ተዘራሪቡ

Radio Erena: 28 September 2022 ፕረዚደንት ኬንያ፣ ዊልያም ሩቶ፣ ኵናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰለማዊ መንገዲ ዝፍተሓሉ መንገዲ ንምንዳይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ተመያይጡ። እቲ ፕረዚደንት፣ ንመደበር [...]
ኤርትራ፣ ክሳብ 2030 ኣብ ዘሎ ዓመታት፣ 120 ሜጋ ዋት ተተካኢ ጸዓት ከተተኣታቱ ምምዳባ ገሊጻ

ኤርትራ፣ ክሳብ 2030 ኣብ ዘሎ ዓመታት፣ 120 ሜጋ ዋት ተተካኢ ጸዓት ከተተኣታቱ ምምዳባ ገሊጻ

Radio Erena: 28 September 2022 ኤርትራ፣ ክሊማዊ ለውጢ ንምምካት እትኽተሎ ዘላ ኣሰራርሓ፣ ኣብ ዋዕላ ቅነ ክሊማ ኣፍሪቃ ከም ኣብነት ኣቕሪባ። ኣብቲ 'ቅነ ክሊማ ኣፍሪቃ -Africa Climate Week ዝ [...]
ኢራን ምስ ኤርትራ ዝምድና ከተደልድል ከምእትደሊ ገሊጻ

ኢራን ምስ ኤርትራ ዝምድና ከተደልድል ከምእትደሊ ገሊጻ

Radio Erena: 27 September 2022 ኢራን ምስ ኤርትራ ዝምድናኣ ከተደልድል ከምእትደሊ ገሊጻ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢራን፣ ብ25 መስከረም ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ሱዳን፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ኣጽዋር ዝጸዓነት ጃልባ ሒዙ

ሓይሊ ባሕሪ ሱዳን፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ኣጽዋር ዝጸዓነት ጃልባ ሒዙ

Radio Erena: 27 September 2022 ሓይሊ ባሕሪ ሱዳን፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ኣጽዋር ዝጸዓነት ጃልባ ከምዝሓዘ ንመግለጺ ኣፈኛ ሰራዊት እታ ሃገር ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። እቲ ብ24 መስከረም ኣብ ክሊ ማይ [...]
ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣  ንሕዳር ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ፕረዚደንት፤ ንዓመታ ተሰጋጊሩ

ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ንሕዳር ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ፕረዚደንት፤ ንዓመታ ተሰጋጊሩ

Radio Erena: 27 September 2022 ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ድሕሪ ክልተ ኣዋርሕ ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ፕረዚደንት፣ ንዝመጽእ ዓመት ክካየድ ተሰጋጊሩ። እቲ መስርሕ ካብ 13 ሕዳር 2022 ናብ ሓምለ 2023 [...]
Panel Discussion on the Impact of the Ethiopian Conflict on the Freedom of Press in the Horn of Africa

Panel Discussion on the Impact of the Ethiopian Conflict on the Freedom of Press in the Horn of Africa

  Radio Erena News 29 September 2022 In collaboration with the Municipality of Paris Radio Erena organized a panel discussion on the im [...]
1 207 208 209 210 211 977 2090 / 9762