Category: News

1 203 204 205 206 207 977 2050 / 9762
ጀኔቫ፣ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ውድድር ሮቦት ይሳተፉ ኣለዉ

ጀኔቫ፣ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ውድድር ሮቦት ይሳተፉ ኣለዉ

Radio Erena: 14 October 2022 ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ከተማ ጀኔቫ ኣብ ዝካየድ ኣብ ዘሎ ውድድር ሮቦት (robetic competition) ሓሙሽተ ኤርትራውያን ይሳተፉ ኣለዉ። ኣብቲ ካብ 13- ክሳብ 16ጥቅምቲ ዝ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል፣ ኣማሓዳሪ ከባቢ ዝርከቦም ሽዱሽተ ሰባት ብዕጡቓት ተቐቲሎም

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል፣ ኣማሓዳሪ ከባቢ ዝርከቦም ሽዱሽተ ሰባት ብዕጡቓት ተቐቲሎም

Radio Erena: 13 October 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤኒሻንጉል፣ ዞባ መተከል፣ ዕጡቓት ብዝኸፈትዎ መጥቃዕቲ ኣምሓዳሪ ከባቢ ዝርከቦም ሽዱሽተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ዶቸቨለ ንምንጭታቱ ካብቲ ከባቢ ብምጥቃስ ሓቢሩ። [...]
ኣመሪካ እትርከበን 5 ሃገራት፣ መንግስቲ ኤርትራ ሰራዊቱ ካብ ሰሜን ኢትዮጵያ ከውጽእ ጸዊዐን

ኣመሪካ እትርከበን 5 ሃገራት፣ መንግስቲ ኤርትራ ሰራዊቱ ካብ ሰሜን ኢትዮጵያ ከውጽእ ጸዊዐን

Radio Erena: 13 October 2022 ኣመሪካ፡ ኣውስትራልያ፡ ደንማርክ፡ ጀርመን፡ ኔዘርላንድስን ብሪጣንያን ሰራዊት ኤርትራ ካብ ሰሜን ኢትዮጵያ ክውጽእ ሓባራዊ ጻዊዒት ኣቕሪበን። እተን ሃገራት ኣብቲ ብ12 ጥቅምቲ [...]
ኤርትራ፣ ንጎበጣ ኣርባዕተ ዞባታት ዩክሬይን ብሩስያ ዝዅንን ናይ ደገፍ ድምጺ ካብ ምሃብ ስሒባ

ኤርትራ፣ ንጎበጣ ኣርባዕተ ዞባታት ዩክሬይን ብሩስያ ዝዅንን ናይ ደገፍ ድምጺ ካብ ምሃብ ስሒባ

Radio Erena: 13 October 2022 ሩስያ፣ ንኣርባዕተ ዞባታት ዩክሬይን ጎቢጣ ኣካላ ክትገብረን ንዝወሰደቶ ስጉምቲ ዝኹንን ውሳኔ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት፣ ናይ 143 መንግስታት ናይ ደገፍ ድምጺ ረኺቡ። እቲ [...]
ኢጣልያ፣ ክትሃድኖ ዝጸንሐት ኤርትራዊ ዘይሕጋዊ ኣሰጋጋሪ ደቂሰብ ኣብ ቀይዲ ምእታዉ ኣፍሊጣ

ኢጣልያ፣ ክትሃድኖ ዝጸንሐት ኤርትራዊ ዘይሕጋዊ ኣሰጋጋሪ ደቂሰብ ኣብ ቀይዲ ምእታዉ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 13 October 2022 ኢጣልያ፣ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ክትሃድኖ ዝጸንሐት፣ ኣብ ምስግጋር ደቂሰብ ተዋፊሩ ዝጸንሐ ኤርትራዊ፣ ደቂሰብ ኣብ ቀይዲ ከምዝአእተወቶ ገሊጻ። እቲ ገብረመድህን ተመስገን ገብሩ ዝተባህለ [...]
ኢትዮጵያ፣ ምስ ሱዳን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት መተማ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ከምዘካየዱ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ምስ ሱዳን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት መተማ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ከምዘካየዱ ተገሊጹ

Radio Erena: 13 October 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምስ ሱዳን ኣብ ዘዋስን ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢታት መተማ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ተገሊጹ። ዘ ሪፖርተር ንምምሕዳር እቲ ከባቢ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረቦ ዜና፣ እቶም ኣባ [...]
ቀይሕ ባሕሪ፣ ናብ ዳህላክ ቅርበት ኣብ ዘለዋ ናይ ስዑዲ ዓረብ ደሴት ፋርሳን፣ ኣብ ናይ ጽዕነት መርከብ ባርዕ ኣጋጢሙ

ቀይሕ ባሕሪ፣ ናብ ዳህላክ ቅርበት ኣብ ዘለዋ ናይ ስዑዲ ዓረብ ደሴት ፋርሳን፣ ኣብ ናይ ጽዕነት መርከብ ባርዕ ኣጋጢሙ

Radio Erena: 13 October 2022 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ክሊ ማይ ስዑዲ ዓረብ፣ ደሴታት ፋርሳን፣ ኣብ ሓንቲ ዓባይ ናይ ጽዕነት መርከብ ባርዕ ከምዘጋጠመ መርበባት ሓበሬታ ባሕርያ ኣፍሊጠን። 25 ሰራሕተኛታት ናይታ ናብ የ [...]
ዴንማርክ፣ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ወጻእተኛታት ናብ ኮሶቮ፣ ሓተቲ ዑቕባ ድማ ናብ ርዋንዳ ንምግዓዞም ብዝልዓለ ትሰርሕ ኣላ

ዴንማርክ፣ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ወጻእተኛታት ናብ ኮሶቮ፣ ሓተቲ ዑቕባ ድማ ናብ ርዋንዳ ንምግዓዞም ብዝልዓለ ትሰርሕ ኣላ

Radio Erena:12 October 2022 ኣብ ባሕቲ ሕዳር ምርጫ ንምክያድ፣ ኣብ ክትዕ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ተጸሚዳ እትርከብ ደንማር፣ ሓደ ካብ ዓበይቲ ኣርእስታታ፣ ጉዳይ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ኮይኑ ኣሎ። ዴንማር [...]
ሊብያ፣ 15 ሓተቲ ዑቕባ ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂሰብ ተረሺኖም

ሊብያ፣ 15 ሓተቲ ዑቕባ ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂሰብ ተረሺኖም

Radio Erena:12 October 2022 ኣብ ምዕራባዊ ሊብያ ኣብ እትርከብ ከተማ ስብራታ፣ 15 ሓተቲ ዑቕባ ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ከምዝተረሸኑ ኣብታ ሃገር ዝመድበሩ ዘይመንግስታዊ ትካል ኣመልኪቱ። እቲ ሃገራዊ ኮሚሽ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ዝተታሕዙ ሓያሎ ኤርትራውያን ክትሰጎም ምዃና ኣፍሊጣ

ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ዝተታሕዙ ሓያሎ ኤርትራውያን ክትሰጎም ምዃና ኣፍሊጣ

Radio Erena:12 October 2022 ደቡብ ሱዳን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ክኣትዉ ፈቲኖም ዝበለቶም ሓያሎ ዜጋታት ኤርትራ ክትሰጎም ምዃና ኣፍሊጣ። ክፍሊ ኢምግረኢሽንን ዜግነትን እታ ሃገር፣ ብ11 ጥቅምቲ ኣ [...]
1 203 204 205 206 207 977 2050 / 9762