Category: ዜና ኤርትራ

ፕረዚደንት ቱርኪ፣ ኣብ ኢትዮጵያን ጅቡትን ወግዓዊ ዑደት ከካይድ’ዩ
Radio Erena: 14 January 2015 ፕረዚደንት ቱርኪ ጣይብ ኦርዶጋን ናብ ኢትዮጵያን ጅቡትን ወግዓዊ ዑደት ከካይድ'ዩ። እቲ ፕረዚደንት ኣብቲ ካብ 22 ክሳብ 24 ጥሪ ዘካይዶ ዑደት፣ ምስ መራሕቲ ክልቲኤን ሃገራት ብምርኻብ፣ ቱ [...]

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝነብሩ ኤርትራውያን ንኣገልግሎታት ኤምባሲ ዝኽፈል ገንዘብ ካብ ዓቕምና ንላዕሊ ኮይኑ ይብሉ
Radio Erena: 13 January 2015 ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ንኣገልግሎታት ኤምባሲ ኤርትራ ዝኸፍልዎ ዘለዉ ገንዘብ ካብ ዓቕሞም ንላዕሊ እናኾነ ከምዝመጸ ገሊጾም። እቶም ብዛዕባ ኣሰራርሓ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ [...]

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቻይና ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ
Radio Erena: 13 January 2015 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዋንግ ዩኢ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ቻይና፣ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ ኣሎ። እቲ ላዕለዋይ ልኡኽ ቻይና፣ ዑደቱ ብኬንያ ክፍልም እንከሎ ናብ ሱዳንን [...]

መራሕቲ ኣብያተ ክርስትያን ኢትዮጵያን ግብጽን፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ይዘራረቡ
Radio Erena: 13 January 2015 መራሕቲ ኣብያተ ክርስትያን ኢትዮጵያን ግብጽን፣ ንኽልትኤን ሃገራት ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ናይል ከምዝዘተዩ ተሓቢሩ። ብፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማ [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንናጽነት ኤርትራ ዘይድግፉ ኢትዮጵያውያን ተቓወምቲ ፖለቲከኛታትን ጋዜጠኛታትን ኣብ ኤርትራ ዑደት ከካይዱ ምዕዳሙ፣ ኣብ ሓያሎ ኤርትራዉያን ቁጠዐ ፈጢሩ
Radio Erena: 12 January 2015 ብብዝሒ ኣሲሮውም ዘሎ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ መንግስቲ ኤርትራ፣ ንናጽነት ኤርትራ ዘይድግፉ ኢትዮጵያውያን ተቓወምቲ ፖለቲከኛታትን ጋዜጠኛታትን ኣብ ኤርትራ ዑደት ከ [...]

ብስም ህዝባዊ ሰራዊት ዝጽውዑ ብረት ዝዓጠቑ ኣቦታት፣ ካብ ሎሚ ጀሚሮም ናብ ማይላም ዝተባህለ ናይ ታዕሊም ቦታ ክወርዱ ይግደዱ ምህላዎም ተፈሊጡ
Radio Erena: 12 January 2015 ብስም ህዝባዊ ሰራዊት ብረት ዝዓጠቑ ኣቦታት ካብ ሎሚ ጀሚሮም ናብ ታዕሊም ክወርዱ ከምዝተገደዱ ተሓቢሩ። እቶም ድሮ ብግዴታ ናብ ታዕሊም ክወርዱ ጀሚሮም ዘለዉ ኣቦታት፣ ማይላም ናብ ዝተባህለ [...]

ኣብ ፈረንሳ ኣንጻር ናጻ ፕረስ ዝቐንዐ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ምክያዱ ዝኹንን 40 መራሕቲ ሃገራት ዝርከብዎም ልዕሊ 3 ሚልዮን ህዝቢ ዝተሳተፎ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 12 January 2015 ነቲ ኣብ ፓሪስ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታትን ሰለማውያን ሰባትን ዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ዝኹነን ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ሰባት ዝተሳተፍዎ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብ መላእ ፈረንሳ ብሓፈሻ፣ ናይ ሓድ [...]

ኣብ ፓሪስ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታት ዝተኻየደ ሽበራዊ ቅትለት፣ ጥሩፋት ጉጅለታት ኣብ ልዕሊ ናጻ ፕረስ ዘለዎም ዘይተጻዋርነት ዘጉልሐ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 09 January 2015 ኣብ ፓሪስ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታትን ካርቱኒስትን ናይታ ብ'ሻርሊ ኤብዶ' እትፍለጥ መጽሔት ዝተፈጸመ ሽበራዊ ቅትለት፣ ጥሩፋት ጉጅለታት ኣብ ልዕሊ ናጻ ፕረስ ንዘለዎም ዘይተጻዋርነት ዘጉልሕ ምዃ [...]

መራሕቲ ሃገራት ኢጋድ፣ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ንምዝርራብ ንሻውዓይ ግዜኦም ክራኸቡ’ዮም
Radio Erena: 09 January 2015 መስርሕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ዛጊት ክዕወት ኣብ ዘይክኣለሉ እዋን፣ መራሕቲ ሃገራት ኢጋድ ብዛዕባ'ዚ ጉዳይ ንምዝርራብ ክራኸቡ ምዃኖም ተሓቢሩ። እቲ ኣብ 18 ጥሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ትጽቢ [...]

ሬሳ ናይተን ናብ ሱዳን ንምስጋር ዝሞታ ሰለስተ ኤርትራውያን ኣሕዋት፣ ኣብ መበቆል ዓደን ሓመድ ኣዳም ለቢሱ
Radio Erena : 07 January 2015 ኣብ መፋርቕ ወርሕ መስከረም 2014 ብመንገዲ ቅሮራ ናብ ሱዳን ንምስጋር ኣብ ዝፈተናሉ እዋን ሞይተን ናይ ዝተረኽባ ሰለስተ ኤርትራውያን ኣሕዋት ሬሳ ኣብ መበቆል ዓደን ሓመድ ኣዳም ለቢሱ። [...]