Category: ዜና ኤርትራ

ኣብ ግብጺ ምብጻሕ ዘካየደ ፕረዚደንት ሶማል፣ ናብ ኤርትራ ኣምሪሑ
Radio Erena: 25 April 2019
ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ትማሊ 24 ሚያዝያ ናብ ኣስመራ ኣትዩ።
ንሱ፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳንን ሊብያን ብዝምልከት ኣብ ግብጺ ዝተኻ [...]

“ልኡኽ ህግደፍ’ዮም” ዝብሃሉ ኣቡነ ሉቃስ፣ ኣብ ወጻኢ ዝርከባ መርበባት ዜና፣ ዝዝርግሕኦ ዘለዋ ሓበሬታ ስግኣት ከም ዘሕደረሎም ዝእንፍት መግለጺ ዘርጊሖም
Radio Erena: 24 April 2019
"ልኡኽ ህግደፍ'ዮም" ዝብሃሉ ኣቡነ ሉቃስ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ብዝርከባ ናይ ኤርትራ ማዕከናት ዜና ንዝውሕዝ ዘሎ ሓበሬታ ዘሕደረሎም ስግኣት ዝእንፍት መግለጺ ዘርጊሖም። [...]

ኤርትራ፣ ንመጀመርያ እዋና ኣብ ዋዕላ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪን ወሽመጥ ዓደንን ተሳቲፋ
Radio Erena: 22 April 2019
ኤርትራ፣ ኣብቲ ካብ 21 ክሳብ 22 ሚያዝያ፣ ኣብ ሪያድ ዝተኻየደ ዋዕላ ሸሞንተ ሃገራት ቀይሕ ባሕርን ወሽመጥ ዓደንን ተሳቲፋ።
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ነዊሕ ገማግም ባሕሪ እትውንን ኤ [...]

ኣስመራ፣ ቤት ትምህርቲ እንዳማርያም ንምህጋር ብመንግስቲ ንዝተወስደ ስጉምቲ ዝተቓወመ ዳይረክተር ተኣሲሩ
Radio Erena: 22 April 2019
መንግስቲ፣ ኣብ ትሕቲ ሃይማኖታውያን ትካላት ንዝመሓደራ ኣብያተ ትምህርቲ ንምህጋር፣ ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ፣ ዝተቓወመ ዳይረክተር ቤት ትምህርቲ ቅድስቲ ማርያም መምህር ምሕረትኣብ ከምዝተኣ [...]

ኣብ ናይ ገዛ ማእሰርቲ ዝርከቡ፣ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጠንዮስ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
Radio Erena: 21 April 2019
ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዝርከቡ፣ መበል ሳልሳይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ብጹእ ኣቡነ እንጠንዮስን ናብ ህዝቢ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቲ ብቪድዮ ተቐዲሑ ፣ ብ1 [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ብናጽነት ፕረስ ዝሓዞ ጸሊም ታሪኽ ይዕቅብ
Radio Erena: 21 April 2019
ብምዕፋን ናጽነት ፕረስ ካብ ሃገራት ዓለም ኣብ ዝኸፈአ ደረጃ እትስራዕ ኤርትራ፣ ሕጂ’ውን ብዘይዝኾነ ምምሕያሽ ትቕጽል ከምዘላ ተገሊጹ።
ኣህጉራዊ ትካል ተጣባቒ ናጽነት ሓሳብካ ምግላጽ ኣ [...]

መስመር ኦምሓጀር – ሑመራ ተዓጽዩ: ኣብ ጋሽ ባርካ ጽዑቕ ተፍትሽን ግፋን ይካየድ
Radio Erena: 18 April 2019
ንኤርትራን ኢትዮጵያን ከራኽብ ተኸፊቱ ዝጸንሐ መስመር ኦምሓጀር ሑመራ ብወገን ኤርትራ ከምዝተዓጽወ ተሓቢሩ።
ምስ ኢትዮጵያ ድሕሪ ዝተጀመረ ርክብ፣ ንንግዳዊ ልውውጥን ናይ ህዝቢ ምንቅስቓስን [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ካልእ ዞባታት፣ ኣብ ማእቶት ተዋፊሩ ዝጸንሐ ብዝሒ ሰራዊት ናብ ጋሽ ባርካ ይወርድ
Radio Erena: 18 April 2019
ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኣብ ማእቶት ተዋፊሩ ዝጸንሐ ሰራዊት፣ ናብ ዞባ ጋሽ ባርካ ይንቀሳቐስ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ምንቅስቓስ ሰራዊት፣ ካብን ናብን ንቡር ፍ [...]

ሊብያ፣ ኵናት ኣብ ዝካየደላ ዘሎ ከተማ ትሪፖሊ ዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ውሑስ ቦታ ክግዕዙ ጻውዒት ይቐርብ
Radio Erena: 18 April 2019
ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ትሪፖሊ ንምቁጽጻር፣ ኣብ መንጎ ሚሊሻታት ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝርከቡ ስደተኛታት፣ ናብ ውሕሱ ቦታ ክግዕዙ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃ [...]

ኤርትራውያን፣ ብሞት ኤርትራዊ ጸሓፊ ተኪኤ በየነ ዝተሰምዖም ሓዘን ይገልጹ
Radio Erena: 17 April 2019
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ማሕበረ ሰብ ፖለቲካ፣ ስነጥበብን ካልኦትን፣ ብሞት ህቡብ ኤርትራዊ ጸሓፊ ተኪኤ በየነ ዝተሰምዖም ሓዘን ይገልጹ ኣለዉ።
እቶም ኤርትራውያን ብመንገ [...]