Category: ዜና ኤርትራ

1 264 265 266 267 268 632 2660 / 6312
ግብጺ ዝመደበሩ ማሕበር፣ ኣብ ኤርትራ ዝተኽሎ ዘሎ 4 ሜጋዋት ዘመንጩ  ጸሓያዊ ጸዓት ኣብዚ ሰለስተ ኣዋርሕ ክዛዝሞ ምዃኑ ኣፍሊጡ

ግብጺ ዝመደበሩ ማሕበር፣ ኣብ ኤርትራ ዝተኽሎ ዘሎ 4 ሜጋዋት ዘመንጩ ጸሓያዊ ጸዓት ኣብዚ ሰለስተ ኣዋርሕ ክዛዝሞ ምዃኑ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 01 May 2019 ማሕበር ዓረብ ንኢንዱስትርያዊ ምዕባለ፣ ኣብ ኤርትራ፣ ዝተኽሎ ዘሎ፣ 4 ሜጋዋት ዘመንጩ ጸሓያዊ ጸዓት፣ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ክዛዝሞ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ግብጺ ዝመደበሩ ማሕበር፣ ነ [...]
ኣብ ሊብያ ዝጸንሑ 50 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ከምዝተመልሱ ሚኒስተር ዜና ገሊጹ

ኣብ ሊብያ ዝጸንሑ 50 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ከምዝተመልሱ ሚኒስተር ዜና ገሊጹ

Radio Erena: 01 May 2019 ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ተቐርቒሮም ዝጸንሑ 50 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ከምዝተመልሱ ሚኒስተር ዜና ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ብትዊተር ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢ ባድመ ዝነበረ ሰራዊት ተሳሒቡ ብሓደስቲ ተተኪኡ

ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢ ባድመ ዝነበረ ሰራዊት ተሳሒቡ ብሓደስቲ ተተኪኡ

Radio Erena: 29 April 2019 ንሓያሎ ዓመታት ኣብ ከባቢ ባድመ ዓስኪረን ዝነበራ ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ ተሳሒበን። እተን ኣሃዱታት ድሕሪ ምስሓበን፣ ኣብዘን ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት፣ ካብ ታዕሊም ብዝወጹ ሓደስቲ [...]
ቱርኪ፣ ኣብ ሱዳን፣ ወደብ ስዋኪን ዝጀመረቶ መፕሮጀክታት ከምዘይተቋረጸ ገሊጻ

ቱርኪ፣ ኣብ ሱዳን፣ ወደብ ስዋኪን ዝጀመረቶ መፕሮጀክታት ከምዘይተቋረጸ ገሊጻ

Radio Erena: 29 April 2019 ቱርኪ፣ ኣብ እዋን ስርዓት ኣል በሽር፣ ኣብ ሱዳን፣ ወደብ ስዋኪን ዝጀመረቶ ፕሮጀክታት ከምዘይተቋረጸ ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነዚ ተፍልጥ ዘላ፣ ንበሺር ብዕልዋ ዝኣለየ መሰጋገሪ ወትሃ [...]
ምንቅስቓስ ‘ይኣክል’ ብሰሚናራትን ኣስተምህሮታትን ይቕጽል

ምንቅስቓስ ‘ይኣክል’ ብሰሚናራትን ኣስተምህሮታትን ይቕጽል

Radio Erena: 28 April 2019 ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ‘ይኣክል’ ብምባል ዝጀመሩዎ ምንቅስቓስ ብሰፊሑ ይቕጽሉዎ ከምዘለዉ፣ ከካብ ቦትኡ ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። እዚ ካብ ዝተፈላለያ ሃ [...]
ምዕጻው ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ኢትዮጵያውያን ፖለቲከኛታት ሕቶ የለዓዕል

ምዕጻው ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ኢትዮጵያውያን ፖለቲከኛታት ሕቶ የለዓዕል

Radio Erena: 28 April 2019 ዳግማይ ዝተዓጽወ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ፖለቲከኛታት ኢትዮጵያ ሕቶታት የለዓዕል ምህላዉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እዚ ካብ ዝተፈላለዩ ፖለቲከኛታት ዝቐርብ ዘሎ ሕቶ፣ [...]
ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ንዕርቀ-ሰላም ዝጽውዕ ሃዋርያዊ መልእኽቲ ኣመሓላሊፋ

ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ንዕርቀ-ሰላም ዝጽውዕ ሃዋርያዊ መልእኽቲ ኣመሓላሊፋ

Radio Erena: 26 April 2019 ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ንዕርቀ-ሰላም ዝጽውዕ ሃዋርያዊ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ንኹለን ጨናፍር ናይ ኤርትራ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ዝወሉ ጳጳሳት፣ ብ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ጾምን ስግደትን ዓርቢ ስቕለት ተቓውሞ ከይለዓዓል ብምስጋእ፣ ኣብ ኣብያተ ክርስትያን ሓይልታት ጸጥታ ይዋፈሩ

ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ጾምን ስግደትን ዓርቢ ስቕለት ተቓውሞ ከይለዓዓል ብምስጋእ፣ ኣብ ኣብያተ ክርስትያን ሓይልታት ጸጥታ ይዋፈሩ

Radio Erena: 25 April 2019 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ጾምን ስግደትን ዓርቢ ስቕለት፣፣ ተቓውሞ ህዝቢ ከይለዓዓል ዝሰግአ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ኩለን ኣብያተ ክርስትያናት ዓበይቲ ከተማታት ኤርትራ፣ ሓይልታት ጸጥታ [...]
ኤርትራ፣ ምስ ምዕጻው ዶባት ኢትዮጵያ ንዝተራእየ ናህሪ ዕዳጋታት ንምቁጽጻር፣ መንግስቲ ዋጋታት ጥሪት ወሲኑ

ኤርትራ፣ ምስ ምዕጻው ዶባት ኢትዮጵያ ንዝተራእየ ናህሪ ዕዳጋታት ንምቁጽጻር፣ መንግስቲ ዋጋታት ጥሪት ወሲኑ

Radio Erena: 25 April 2019 ምስ ምዕጻው ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ኤርትራ እናናሃረ ንዝመጽእ ዘሎ ዋጋታት መግብን ሃለኽቲ ነገራትን ንምቑጽጻር፣ መንግስቲ ኤርትራ ዋጋታት ጥሪት ዝውስን ምልክታ ዘርጊሑ። [...]
ኣብ ግብጺ ምብጻሕ ዘካየደ ፕረዚደንት ሶማል፣ ናብ ኤርትራ ኣምሪሑ

ኣብ ግብጺ ምብጻሕ ዘካየደ ፕረዚደንት ሶማል፣ ናብ ኤርትራ ኣምሪሑ

Radio Erena: 25 April 2019 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ትማሊ 24 ሚያዝያ ናብ ኣስመራ ኣትዩ። ንሱ፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳንን ሊብያን ብዝምልከት ኣብ ግብጺ ዝተኻ [...]
1 264 265 266 267 268 632 2660 / 6312