Category: ዜና ኤርትራ
![ኤርትራ፣ ካብ ቻይና ብዝተረኽበ ልቃሕ፣ ካብ ዓዲ ጓዕዳድ ናብ ኣቑርደት ዝዝርጋሕ ጽርግያ ይህነጽ ኣሎ ኤርትራ፣ ካብ ቻይና ብዝተረኽበ ልቃሕ፣ ካብ ዓዲ ጓዕዳድ ናብ ኣቑርደት ዝዝርጋሕ ጽርግያ ይህነጽ ኣሎ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/SEFCO.png)
ኤርትራ፣ ካብ ቻይና ብዝተረኽበ ልቃሕ፣ ካብ ዓዲ ጓዕዳድ ናብ ኣቑርደት ዝዝርጋሕ ጽርግያ ይህነጽ ኣሎ
Radio Erena: 13 November 2019
ኩባንያ ቻይና፣ ሰፈኮ፣ ካብ ዓዲ ጓዕዳድ ናብ ኣቑርደት ዝዝርጋሕ፣ 134 ኪሎሜተር ሓድሽ ናይ ቅጥራን ጽርግያ ይሃንጽ ኣሎ።
እቲ ጽርግያ ካብ መንግስቲ ቻይና ብዝተረኽበ ናይ ኣ [...]
![ኡጋንዳ፣ ኤርትራዊ ነጋዳይ፣ “ኣጸሊማትኒ” ንዝበላ መደበር ቴሌቪዥን ከሲሱ ኡጋንዳ፣ ኤርትራዊ ነጋዳይ፣ “ኣጸሊማትኒ” ንዝበላ መደበር ቴሌቪዥን ከሲሱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/NTV.jpg)
ኡጋንዳ፣ ኤርትራዊ ነጋዳይ፣ “ኣጸሊማትኒ” ንዝበላ መደበር ቴሌቪዥን ከሲሱ
Radio Erena: 12 November 2019
ኣብ ኡጋንዳ፣ NTV ዝተባህለት መደበር ቴሌቪዥን፣ ብምስግጋር ደቂሰብ ኣጸሊማትኒ ብምባል ሓደ ኢርትራዊ ነጋዳይ ከሲሱዋ።
እቲ ምሕረትኣብ ስዮም ተመልሶ ዝተባህለ ኤርትራዊ፣ እታ [...]
![Cracks in the Horn Cracks in the Horn](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/Africaho-1.jpg)
Cracks in the Horn
Radio Erena: 11 November 2019
The Horn of Africa is facing an existential test as the ethnic clashes threat to sweep its two giants Ethiopia and Su [...]
![መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ጸጥታዊ ኩነታት ብምጥቃም፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ፍርሂ ከእቱ ይፍትን መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ጸጥታዊ ኩነታት ብምጥቃም፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ፍርሂ ከእቱ ይፍትን](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/polisethiopia.jpg)
መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ጸጥታዊ ኩነታት ብምጥቃም፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ፍርሂ ከእቱ ይፍትን
Radio Erena: 10 November 2019
መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዝተፈናጨለ ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ብምጥቃም ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ራዕድን ፍርሕን ከም ዝነግሶም ይገብር ከም ዘሎ ሬድዮ [...]
![ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣንጸላልዩ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ሓባራዊ ዕማም ከምዘድልዮ ውድብ መግብን ሕርሻን ኣዘኻኺሩ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣንጸላልዩ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ሓባራዊ ዕማም ከምዘድልዮ ውድብ መግብን ሕርሻን ኣዘኻኺሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/grasshopper.jpg)
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣንጸላልዩ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ሓባራዊ ዕማም ከምዘድልዮ ውድብ መግብን ሕርሻን ኣዘኻኺሩ
Radio Erena: 08 November 2019
ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ሃገራት ቀይሕ ባሕርን ኣንጸላልዩ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት፣ ሓባራዊ ጻዕሪ ከምዘድልዮ ውድብ መግብን ሕርሻን ኣዘኻኽሩ።
እቲ ውድብ ብ4 [...]
![ኣብዘን ዝሓለፋ 3 ኣዋርሕ 90 ሽሕ ዜጋታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ የመን ተሰዲዶም ኣብዘን ዝሓለፋ 3 ኣዋርሕ 90 ሽሕ ዜጋታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ የመን ተሰዲዶም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/yemen.jpg)
ኣብዘን ዝሓለፋ 3 ኣዋርሕ 90 ሽሕ ዜጋታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ የመን ተሰዲዶም
Radio Erena: 08 November 2019
ካብ ፈለማ ወርሒ ሚያዝያ ናይዚ ዓመት'ዚ፣ ኣስታት 90 000 ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ቀይሕ ባሕሪ ሰጊሮም ናብ የመን ከም ዝኣተዉ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM) [...]
![ኤርትራ፣ ወፍሪን ንግድን ክካየደለን ካብ ዘይምችኣ ሃገራት ተባሂላ ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ ኤርትራ፣ ወፍሪን ንግድን ክካየደለን ካብ ዘይምችኣ ሃገራት ተባሂላ ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/Doing-Business-Eritrea1.png)
ኤርትራ፣ ወፍሪን ንግድን ክካየደለን ካብ ዘይምችኣ ሃገራት ተባሂላ ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ
Radio Erena: 07 November 2019
ኤርትራ፣ ወፍሪ ክካየደለን ካብ ዘይምችኣ ሃገራት ተባሂላ፣ ንሶማል ጥራይ ቀዲማ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ተሰሪዓ።
ባንክ ዓለም፣ ኣብቲ Doing Business 2020 ብዝብል ኣርእስ [...]
![“ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናይ ሰላም ተስፋታት ኣሎ፣” ምክትል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት “ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናይ ሰላም ተስፋታት ኣሎ፣” ምክትል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/Aminaofun.jpg)
“ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናይ ሰላም ተስፋታት ኣሎ፣” ምክትል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት
Radio Erena: 07 November 2019
ካብ 21 ክሳብ 26 ጥቅምቲ፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዑደት ዘካየደት ምክትል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣሚና መሓመድ፣ ኣብቲ ዞባ ናይ ሰላም ተስፋ ከምዘሎ ገሊጻ [...]
![ብራስለስ፣ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ዘትዮም ብራስለስ፣ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ዘትዮም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/11/Looking-for-DAwit.jpg)
ብራስለስ፣ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ዘትዮም
Radio Erena: 06 November 2019
ኣብ ቤልጁም ከተማ ብራስለስ፣ ንሽወደን ዝወከሉ ኣባላት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ዝዝቲ ሰሚናር ኣካይዶም።
ኣብቲ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ጋዜጠኛታት፣ [...]
![Tiling the sea: The Educational Dilemma in Eritrea Tiling the sea: The Educational Dilemma in Eritrea](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/Higher-Educations.png)
Tiling the sea: The Educational Dilemma in Eritrea
Radio Erena: 04 November 2019
Eritrea’s local media outlets give a rosy picture for Education in a country which suffers from youth drain.
E [...]