Category: ዜና ኤርትራ

1 236 237 238 239 240 631 2380 / 6302
ኤርትራ ምስ ኣአንጋዲት ኡጋንዳ፣ ዋንጫ ሴካፋ መን ወሰደ ክትገጥ’ያ

ኤርትራ ምስ ኣአንጋዲት ኡጋንዳ፣ ዋንጫ ሴካፋ መን ወሰደ ክትገጥ’ያ

Radio Erena: 18 December 2019 ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ፣ ዓወታት ክሰልጣ ዝቐነየ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ጽባሕ 19 ታሕሳስ ምስ ኣአንጋዲት ሃገር ናይ ዋንጫ ግጥም ከተካይድ'ያ። [...]
“ምስ ኤርትራ ጽቡቕ ዝምድና’ዩ ዘሎና” ኣምባሳደር ሽወደን ኣብ ኤርትራ

“ምስ ኤርትራ ጽቡቕ ዝምድና’ዩ ዘሎና” ኣምባሳደር ሽወደን ኣብ ኤርትራ

Radio Erena: 18 December 2019 ሽውደን ብሰንኪ እቲ ድርብ ዜግነት ዘለዎን ኣብ ኤርትራ ካብ ዝእሰር ኣስታት 18 ዓመታት ኣቑጺሩ ዘሎ ጋዜጠኛን ደራስን ዳዊት ይስሓቕ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ምስሕሓብ ከም እትር [...]
ብዝሒ ደቂንስትዮ ኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ መጽናዕታት ይሕብሩ

ብዝሒ ደቂንስትዮ ኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ መጽናዕታት ይሕብሩ

Radio Erena: 18 December 2019 ብደረጃ ዓለም፣ ብዝሒ ደቂንስትዮኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ኣብዚ ዓውዲ ብምትኳር ዝተኻየዱ መጽናዕታት ይሕብሩ። ካብ 1960 ክሳብ 2015 ኣብ ዝነበረ 55 [...]
ኮርፐረሽን ፊናንስ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝካየድ ዕደና ፖታሽ 150 ሚልዮን ዶላር ከውፍር’ዩ

ኮርፐረሽን ፊናንስ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝካየድ ዕደና ፖታሽ 150 ሚልዮን ዶላር ከውፍር’ዩ

Radio Erena: 17 December 2019 ኮርፐረሽን ፊናንስ ኣፍሪቃ ዝተባህለ ትካል፣ ኣብ ኤርትራ፣ ደንካልያ ኣብ ዝካየድ ዕደና ፖታሽ 150 ሚልዮን ዶላር ከውፍር ምዃኑ ኣፍሊጡ። መርበብ ሓበሬታ ቢዝነውስ ዋይር ኣብ [...]
Undoing Business in Eritrea

Undoing Business in Eritrea

Radio Erena: 16 December 2019 One really finds it quizzical and mind-boggling to comprehend the hypocritical conduct of Eritrean officials. Fro [...]
ሱዳን፣ ግፋ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይቕጽል

ሱዳን፣ ግፋ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይቕጽል

Radio Erena: 16 December 2019 ሱዳን፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ኣብ ካርቱም ዝጀመረ ግፋ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይቕጽል ኣሎ። ዛጊት ኣማኢት ዜጋታት ክልትኤን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለየ ኣብያት ማእሰርቲ [...]
ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ሃለዋት ዳዊት ይስሃቕን ኤርሚያስ ተኪኤን ይሓቱ

ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ሃለዋት ዳዊት ይስሃቕን ኤርሚያስ ተኪኤን ይሓቱ

Radio Erena: 15 December 2019 ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ኣተወ ደሃዩ ጠፊኡ ዘሎ ኤርሚያስ ተኪኤ ብዝምልከት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም። ኣብቲ ብዕለት 12 ታሕሳስ ኣብ ኣፍደገ ባይቶ [...]
ካብ ሊብያ ተመሊሶም ኣብ ኒጀር ተዓቝቦም ዝጸንሑ 18 ኤርትራውያን ናብ ሉክሰምቡርግ ተጣይሶም

ካብ ሊብያ ተመሊሶም ኣብ ኒጀር ተዓቝቦም ዝጸንሑ 18 ኤርትራውያን ናብ ሉክሰምቡርግ ተጣይሶም

Radio Erena: 13 December 2019 ኣብ ሊብያ ካብ ዘሎ ሕማቕ ኩነታት ተመሊሶም፣ ኣብ ኒጀር ኣብ ግዝያዊ መዕቆቢ ዝጸንሑ 18 ኤርትራውያን ናብ ሉክሰምቡርግ ከምዝተጣየሱ ሚኒስይትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። [...]
ሬድዮ ኤረና፣ ኣብ ፈረንሳ ዝወሃብ ፍሉይ ስልማት ሰብኣዊ መሰላት ተዓዊታ

ሬድዮ ኤረና፣ ኣብ ፈረንሳ ዝወሃብ ፍሉይ ስልማት ሰብኣዊ መሰላት ተዓዊታ

Radio Erena: 12 December 2019 ሬድዮ ኤረና፣ ኣብ ፈረንሳ ዝወሃብ ፍሉይ ስልማት ሰብኣዊ መሰላት ተዓዊታ። እቲ ብ10 ታሕሳስ 2019፣ ብሚኒስትሪ ፍትሒ ፈረንሳ ተወዲቡ፣ ብኮሚሽን ምምኽካር ንሰብኣዊ መሰላት [...]
“ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት 250 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም ኣለዉ” CPJ

“ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት 250 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም ኣለዉ” CPJ

Radio Erena: 12 December 2019 ክሳብ 1 ታሕሳስ 2019 ኣብ ዝነበረ ግዜ፣ ብደረጃ ዓለም 25 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም ከምዘለዉ፣ ኣብ ኒውዮርክ ዝመደበሩ ኮሚቴ ንድሕነት ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ብ11 ታ [...]
1 236 237 238 239 240 631 2380 / 6302