Category: ዜና ኤርትራ
![ኣካላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብከመይ ክሰርሑ ከምዘለዎም ዝዝቲ ዋዕላ ከካዪዱ እዮም ኣካላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብከመይ ክሰርሑ ከምዘለዎም ዝዝቲ ዋዕላ ከካዪዱ እዮም](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/03/iseyas_UN-400x207.jpg)
ኣካላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብከመይ ክሰርሑ ከምዘለዎም ዝዝቲ ዋዕላ ከካዪዱ እዮም
Radio Erena: 08 March 2020
ዝተፈላለዩ ኣካላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብከመይ ክሰርሑ ከምዘለዎም ዝዝቲ ዋዕላ ከካዪዱ እዮም።
እቲ ንዕለት 9ን 10 ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ዋዕላ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣብ [...]
![ኣስመራ፣ 6 ኢጣልያውያን መማህራን ሓደ ቆልዓን ብስግኣት ኮሮና ቫይረስ ተወሺቦም ኣስመራ፣ 6 ኢጣልያውያን መማህራን ሓደ ቆልዓን ብስግኣት ኮሮና ቫይረስ ተወሺቦም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/Asmara-Italia.png)
ኣስመራ፣ 6 ኢጣልያውያን መማህራን ሓደ ቆልዓን ብስግኣት ኮሮና ቫይረስ ተወሺቦም
Radio Erena: 05 March 2020
ኣስመራ፣ 6 ኢጣልያውያን መማህራን ሓደ ቆልዓን ብሰንኪ ስግኣት ኮሮና ቫይረስ ተወሺቦም ምህላዎም ተሓቢሩ።
እቲ ቆልዓ ወዱ ንሓደ ካብቶም መማህራን ናይታ ኣብ ኣስመራ እትርከብ ቤት [...]
![ኣብ ኮንተይነር ተዓሺጎም ካብ ቤልጁም ናብ ብሪጣንያን ዝኣተዉ 10 ኤርትራውያን ናብ ሕክምና ተወሲዶም ኣብ ኮንተይነር ተዓሺጎም ካብ ቤልጁም ናብ ብሪጣንያን ዝኣተዉ 10 ኤርትራውያን ናብ ሕክምና ተወሲዶም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/Port-of-Hull.png)
ኣብ ኮንተይነር ተዓሺጎም ካብ ቤልጁም ናብ ብሪጣንያን ዝኣተዉ 10 ኤርትራውያን ናብ ሕክምና ተወሲዶም
Radio Erena: 05 March 2020
ኣብ ኮንተይነር ተዓሺጎም፣ ካብ ወደብ ዘብሩግ ናብ ብሪጣንያ ዝሰገሩ 10 ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ንመርመራ ናብ ሆስፒታል ከምዝተወስዱ ጸብጻብ ፖሊስ ብምጥቃስ መርበባት ሓበሬታ እታ ሃገር ገሊ [...]
![ህንዲ፣ ኤርትራ እትርከበን 41 ሃገራት ክሳተፋ ዝመደበቶ ወትሃደራዊ ልምምድ ብሰንኪ ኮሮኖ ቫይረስ ሰሪዛቶ ህንዲ፣ ኤርትራ እትርከበን 41 ሃገራት ክሳተፋ ዝመደበቶ ወትሃደራዊ ልምምድ ብሰንኪ ኮሮኖ ቫይረስ ሰሪዛቶ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/navy.jpg)
ህንዲ፣ ኤርትራ እትርከበን 41 ሃገራት ክሳተፋ ዝመደበቶ ወትሃደራዊ ልምምድ ብሰንኪ ኮሮኖ ቫይረስ ሰሪዛቶ
Radio Erena: 05 March 2020
ህንዲ፣ ኤርትራ እትርከበን 41 ሃገራት፣ ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ባሕሪ ክሳተፋ ዝወጠነቶ መደብ ብሰንኪ ስግኣት ኮሮና ቫይረስ ከምዝሰረዘቶ መንስግቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ኣስታት 2 [...]
![ሱዳን፣ ን13 ሽሕ ናይ ወጻኢ መበቆል ዘለዎም ሱዳናውያን፣ ዜግነት መንጢላ ሱዳን፣ ን13 ሽሕ ናይ ወጻኢ መበቆል ዘለዎም ሱዳናውያን፣ ዜግነት መንጢላ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/sudan.jpg)
ሱዳን፣ ን13 ሽሕ ናይ ወጻኢ መበቆል ዘለዎም ሱዳናውያን፣ ዜግነት መንጢላ
Radio Erena: 04 March 2020
መንግስቲ ሱዳን፣ ወጻኢ ሃገራት ዝመበቆሎም ኣስታት 13 ሽሕ ሱዳናውያን፣ ዜግነት ከምዝመንጠለት ጋዜጣ ኣል ወጠን ካብ ካርቱም ሓቢራ።
እንተኾነ እዞም ዜግነት ተመንጢሎም ዘለዉ ኣስታ [...]
![ኤርትራ፣ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ይቕጽል ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ ኤርትራ፣ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ይቕጽል ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/03/Michelle-Bachelet-650x393.jpg)
ኤርትራ፣ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ይቕጽል ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ
Radio Erena: 03 March 2020
ኣብ ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት ሰሪቱ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት፣ ብዝኸፍአ መልክዑ ይቕጽል ምህላዉ ኣብ ጀኔቫ ዝተጋብአ፣ መበል 43 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ።
[...]
![When Artists Lead the Way When Artists Lead the Way](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/mahber-sinetibeb-650x340.jpg)
When Artists Lead the Way
Radio Erena: 02 March 2020
After three months of extensive deliberations on by-laws, role and structure, sixty Eritrean professional musicians, [...]
![ዙር ርዋንዳ፣ ናትናኤል ተዓዋቲ ማልያታት ብጫ፣ ጻዕዳን ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃን ኮይኑ ዙር ርዋንዳ፣ ናትናኤል ተዓዋቲ ማልያታት ብጫ፣ ጻዕዳን ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃን ኮይኑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/Nathnael-winner.jpg)
ዙር ርዋንዳ፣ ናትናኤል ተዓዋቲ ማልያታት ብጫ፣ ጻዕዳን ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃን ኮይኑ
Radio Erena: 01 March 2020
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ናትናኤል ተስፋጽዮን፣ ወናኒ ብጫ ማልያ ዙር ርዋንዳ 2020 ኮይኑ።
ኣብ ቱር ላ ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ ጋቦን ሰኣን ሓንቲ ካልኢት ንብጫ ማልያ ዝሰኣነ ናትናኤል [...]
![ቤት ፍርዲ ካናዳ፣ ኔቭሰን ንዘቕረቦ ጥርዓን ነጺጉ ቤት ፍርዲ ካናዳ፣ ኔቭሰን ንዘቕረቦ ጥርዓን ነጺጉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/hrce.jpg)
ቤት ፍርዲ ካናዳ፣ ኔቭሰን ንዘቕረቦ ጥርዓን ነጺጉ
Radio Erena: 01 March 2020
ነቭሰን ሪሶርስስ፣ ብሰለስተ ኤርትራውያን ንዝቐረበሉ ክሲ ኣብ ቤት ፍርዲ ከይረኣይ ንዘቕረቦ ጠለብ ብቤት ፍርዲ ካናዳ ተነጺጉ።
ሓልዮት ንሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ነቭ [...]
![29 ለካቲት፣ ኣብ 4 ዓመት ሓንሳብ ጥራይ እትመጽእ ፍሉይቲ ዕለት ኮይና ሓሊፋ 29 ለካቲት፣ ኣብ 4 ዓመት ሓንሳብ ጥራይ እትመጽእ ፍሉይቲ ዕለት ኮይና ሓሊፋ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/29-February.jpg)
29 ለካቲት፣ ኣብ 4 ዓመት ሓንሳብ ጥራይ እትመጽእ ፍሉይቲ ዕለት ኮይና ሓሊፋ
Radio Erena: 01 March 2020
ትማሊ 29 ለካቲት፣ ኣብ 4 ዓመት ሓንሳብ እትመጽእ ፍሉይቲ ዕለት ኮይና'ያ ሓሊፋ።
ወርሒ ለካቲት ኣብ 28 መዓልታት ክትውድእ እንከላ፣ ኣብ ነፍሲወከፍ 4 ዓመት ግና ሓንቲ መዓልቲ [...]