Category: ዜና ኤርትራ
![ኣስመራ፣ ናይ ውሸባ ግዜ ካብ ዝተኣወጀሉ ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ማይ ዘይረኸበ ከባቢታት ምህላዉ ተገሊጹ ኣስመራ፣ ናይ ውሸባ ግዜ ካብ ዝተኣወጀሉ ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ማይ ዘይረኸበ ከባቢታት ምህላዉ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/04/Madishto.jpg)
ኣስመራ፣ ናይ ውሸባ ግዜ ካብ ዝተኣወጀሉ ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ማይ ዘይረኸበ ከባቢታት ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 13 April 2020
ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ብዝብል ኣብ ኤርትራ ናይ ውሸባ ግዜ ካብ ዝእወጅ፣ ካብ 30 መጋቢት ክሳብ እዛ ስቱድዮ ዝኣተናላ ሰዓት፣ ኣገልግሎት ማይ ዘይረኸበ ከባቢታት ኣስመራ ከ [...]
![ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ገንዘብ ከዋጽኡ ይሕተቱ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ገንዘብ ከዋጽኡ ይሕተቱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/04/embasypayment.jpg)
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ገንዘብ ከዋጽኡ ይሕተቱ
Radio Erena: 12 April 2020
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምምካት ናይ ገንዘብ ሓገዝ ክገብሩ ምሕታቱ፣ ኣብ ሓያሎ ዜጋታት ቁጠዐ ከምዝፈጠረ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም [...]
![ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ውሸባ፣ንኣሽቱ ናይ ውልቂ ትካላት፣ ንሰራሕተኛታተን ምሉእ ደሞዝ ክኸፍላ ዓቕሚ ከምዘይብለን የማርራ ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ውሸባ፣ንኣሽቱ ናይ ውልቂ ትካላት፣ ንሰራሕተኛታተን ምሉእ ደሞዝ ክኸፍላ ዓቕሚ ከምዘይብለን የማርራ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/04/MOH-6-1.jpg)
ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ውሸባ፣ንኣሽቱ ናይ ውልቂ ትካላት፣ ንሰራሕተኛታተን ምሉእ ደሞዝ ክኸፍላ ዓቕሚ ከምዘይብለን የማርራ
Radio Erena: 10 April 2020
ኤርትራ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምቁጽጻር ኣብ ዝተኣወጀ ናይ ውሸባ እዋን፣ ንኣሽቱ ናይ ውልቂ ትካላት፣ ንሰራሕተኛታተን ምሉእ ደሞዝ ክኸፍላ ዓቕሚ ከምዘይብለን የማርራ ምህላወን ምንጭታት [...]
![ስዑዲ ዓረብ፣ ንናይ ወጻኢ ሰራሕተኛታት ዝሕተት ክፍሊት ንሰለስተ ኣዋርሕ ደው ኢሉ ስዑዲ ዓረብ፣ ንናይ ወጻኢ ሰራሕተኛታት ዝሕተት ክፍሊት ንሰለስተ ኣዋርሕ ደው ኢሉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/04/sau_migr.jpg)
ስዑዲ ዓረብ፣ ንናይ ወጻኢ ሰራሕተኛታት ዝሕተት ክፍሊት ንሰለስተ ኣዋርሕ ደው ኢሉ
Radio Erena: 09 April 2020
ስዑዲ ዓረብ፣ ከም ኣካል ናይቲ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ትወስዶ ዘላ ስጉምታት፣ ናይ ወጻኢ ሰራሕተኛታት ዝሕተትዎ ክፍሊት፣ ክሳብ መወዳእታ ሰነ 2020 ደው ክብል ከምዝወሰነት ሚኒስትሪ [...]
![ኢጋድ፣ ኣባላት ሃገራት ኣንጻር ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንዝገብርኦ መኸተ ንምድጋፍ ንነፍሲ ወከፈን 100 ሽሕ ዶላር ኣወፍዩ ኢጋድ፣ ኣባላት ሃገራት ኣንጻር ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንዝገብርኦ መኸተ ንምድጋፍ ንነፍሲ ወከፈን 100 ሽሕ ዶላር ኣወፍዩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/04/Igad_covid.jpg)
ኢጋድ፣ ኣባላት ሃገራት ኣንጻር ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንዝገብርኦ መኸተ ንምድጋፍ ንነፍሲ ወከፈን 100 ሽሕ ዶላር ኣወፍዩ
Radio Erena: 09 April 2020
ዞባዊ ውድብ ኢጋድ ወይ በይነ መንግስታዊ በዓል ስልጣን ንምዕባለ፣ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ንዝገብርኦ ዘለዋ ቃልሲ ንምድጋፍ፣ ነንፍሲ ወከፍ ኣባል ሃገር 100 ሽሕ ዶላር ወፊዩ።
እቲ ሸሞ [...]
![A New Round of Forced Donations A New Round of Forced Donations](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/04/Saudi-Eritreans.jpg)
A New Round of Forced Donations
Radio Erena: 08 April 2020
As usual, whenever the government of Eritrea is hit by a human-made or a natural calamity it takes refuge with its p [...]
![81 ተጣበቕቲ መሰል ደቂሰብ፣ ኣቶ ኢሳይያስ ዝርከቦም መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ እሱራት ጋዜጠኛታት ክፈትሑ ጻውዒት ኣቕሪበን 81 ተጣበቕቲ መሰል ደቂሰብ፣ ኣቶ ኢሳይያስ ዝርከቦም መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ እሱራት ጋዜጠኛታት ክፈትሑ ጻውዒት ኣቕሪበን](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/04/Afewerki.jpg)
81 ተጣበቕቲ መሰል ደቂሰብ፣ ኣቶ ኢሳይያስ ዝርከቦም መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ እሱራት ጋዜጠኛታት ክፈትሑ ጻውዒት ኣቕሪበን
Radio Erena: 07 April 2020
መሰል ደቂን ሰብ ዝጣበቓ 81 ትካላት፣ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝርከቦም መራሕቲ ሃገራት እሱራት ጋዜጠኛታት ክፈትሑ ጻውዒት ኣቕሪበን።
እተን መሰል ጋዜጠኛታት፣ መሰል እምነታትን ካ [...]
![95 ኤርትራውያን ምሁራትን ሰብ ሞያን፣ ኣብ ጉዳይ ለበዳ ኮረና ቫይረስን ህሉው ኩነታት ኤርትራን ዝምልከት ማኒፌስቶ ዘርጊሖም 95 ኤርትራውያን ምሁራትን ሰብ ሞያን፣ ኣብ ጉዳይ ለበዳ ኮረና ቫይረስን ህሉው ኩነታት ኤርትራን ዝምልከት ማኒፌስቶ ዘርጊሖም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/04/Manifesto-2020.png)
95 ኤርትራውያን ምሁራትን ሰብ ሞያን፣ ኣብ ጉዳይ ለበዳ ኮረና ቫይረስን ህሉው ኩነታት ኤርትራን ዝምልከት ማኒፌስቶ ዘርጊሖም
Radio Erena: 07 April 2020
ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ምሁራትን ሰብ ሞያን፣ ኮረና ቫይረስ ኣብ ኤርትራ ከቢድ ቅልውላቅ ከየኸተለ እንከሎ ንምውጋዱ ኣብ ዝግብር ርብርብ ምስቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት [...]
![ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ውሸባ ድሕሪ ምእዋጁ፣ ጎነጽ ኣብ ሰብ ሓዳር ግኑን ተርእዮ ኮይኑ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ውሸባ ድሕሪ ምእዋጁ፣ ጎነጽ ኣብ ሰብ ሓዳር ግኑን ተርእዮ ኮይኑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/04/Domestic-Violence-and-COVID.png)
ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ውሸባ ድሕሪ ምእዋጁ፣ ጎነጽ ኣብ ሰብ ሓዳር ግኑን ተርእዮ ኮይኑ
Radio Erena: 07 April 2020
ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ሓያሎ ሃገራት ውሸባ ድሕሪ ምእዋጀን፣ ኣብ መንጎ ሰብ ሓዳር፣ ጎነጽ ግኑን ተርእዮ ይኸውን ከምዘሎ ተገሊጹ።
ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተረኸብ ጸብጻብ [...]
![ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ዕንቅፋት ደሞክራሲን ምኽባር ሰብኣዊ መሰላትን ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ዕንቅፋት ደሞክራሲን ምኽባር ሰብኣዊ መሰላትን](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/04/COVID-and-Democracy.jpg)
ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ዕንቅፋት ደሞክራሲን ምኽባር ሰብኣዊ መሰላትን
Radio Erena: 06 April 2020
ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዕንቅፋት ደሞክራሲን ምኽባር ሰብኣዊ መሰላትን ይኸውን ምህላዉ ብዝተፈላለዩ ወገናት ይግለጽ ኣሎ።
ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ልዕሊ 182 ሃገራት ተ [...]