Category: ዜና ኤርትራ

1 210 211 212 213 214 630 2120 / 6299
ን29 ዓመታት፣ ኣብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢጣልያ ዝተዓቝቡ ክልተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ስርዓት ደርግ ነበር፣ ምሕረት ክግብረሎም ተሓቲቱ

ን29 ዓመታት፣ ኣብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢጣልያ ዝተዓቝቡ ክልተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ስርዓት ደርግ ነበር፣ ምሕረት ክግብረሎም ተሓቲቱ

Radio Erena: 08 July 2020 ን29 ዓመታት፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢጣልያ ተዓቝቦም ዝርከቡ፣ ክልተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ስርዓት ደርግ ነበር ምሕረት ክግበረሎም ዝሓትት ደብዳቤ ናብ መንግስቲ ኢትዮጵ [...]
ብሰንኪ ናይ ዓረብ መበቆሉ፣ ብሓይልታት ጸጥታ ግፍዕታት ከምዝበጽሖ ዝተገልጸ እስራኤላዊ ዲፕሎማሰኛ፣ ኣብ ኤርትራ ኣምባሳደር ኮይኑ ተመዲቡ

ብሰንኪ ናይ ዓረብ መበቆሉ፣ ብሓይልታት ጸጥታ ግፍዕታት ከምዝበጽሖ ዝተገልጸ እስራኤላዊ ዲፕሎማሰኛ፣ ኣብ ኤርትራ ኣምባሳደር ኮይኑ ተመዲቡ

Radio Erena: 06 July 2020 ዝሓለፈ ወርሒ፣ ሓይልታት እስራኤል ኣብ ከተማ ኢዮርሳሌም ብዙሕ ግፍዕታት ከምዘውረድሉ ዝተገልጸ፣ እስራኤላዊ ዲፕሎማሰኛ፣ እስማዒል ኻልዲ፣ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኤርትራ ኮይኑ ከምዝተመ [...]
መርገጺ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ጉዳይ’ቲ ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ናይል እትሃንጾ ዘላ ዲጋ  እንታይ’ዩ?

መርገጺ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ጉዳይ’ቲ ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ናይል እትሃንጾ ዘላ ዲጋ እንታይ’ዩ?

Radio Erena: 05 July 2020 ግብጺን ኢትዮጵያን፣ ብጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ብዝምልከት ኣብ ወጥሪ ከምዘለዋ ዝፍለጥ'ዩ። ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ እዋን፣ ግብጺ፣ ዲፕሎማስያዊ፣ ፖለቲካውን እንተ [...]
13 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ካብ መንግስቲ ማልታ ካሕሳ ሓቲቶም

13 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ካብ መንግስቲ ማልታ ካሕሳ ሓቲቶም

Radio Erena: 05 July 2020 13 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ካብ መንግስቲ ማልታ ካሕሳ ሓቲቶም። እቶም ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ብጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ዝሰግሩሉ ዝነበሩ እዋን፣ ብሓለዋ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርትራ 19 ሚልዮን ኤውሮ ህጹጽ ሓገዝ ኣበርኪቱ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርትራ 19 ሚልዮን ኤውሮ ህጹጽ ሓገዝ ኣበርኪቱ

Radio Erena: 03 July 2020 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርትራ 19.7 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ ከምዘበርከተ ኣፍሊጡ። እቲ ዝተበርከተ ሓገዝ፣ ኣብ ትግባረ ወቕታዊ እማመታት፣ ኣብ ምብርባር ቁጠባ፣ ምፍጣር ናይ ስራሕ ዕድላት [...]
መንግስቲ ኤርትራ ምስ መሻርኽቱ፣ ንዜጋታቱ ህጽጽ ናይ መግቢ ሓገዝ ክገብር፣ ፍልይቲ ጸብጻቢት ሰብኣዊ መሰላት ተማሕጺና

መንግስቲ ኤርትራ ምስ መሻርኽቱ፣ ንዜጋታቱ ህጽጽ ናይ መግቢ ሓገዝ ክገብር፣ ፍልይቲ ጸብጻቢት ሰብኣዊ መሰላት ተማሕጺና

Radio Erena: 03 July 2020 መንግስቲ ኤርትራ፣ ምስ ኣህጉራውያን መሻርኽቲ ብምዃን፣ ብስእነት መግቢ ንዝተጠቕዑ ዜጋታቱ ህጹጽ ሓገዝ ክገብር፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ጸብጻባ ዘቕረበት፣ ዳኒኤላ ክራ [...]
ኢጣልያ፣ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ትምህርታ ከይዕጾ ክትከላኸል፣ ኣባላት ፓርላማ ሓቲቶም

ኢጣልያ፣ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ትምህርታ ከይዕጾ ክትከላኸል፣ ኣባላት ፓርላማ ሓቲቶም

Radio Erena: 02 July 2020 ኢጣልያ፣ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ትምህርታ ከይዕጾ ክትከላኸል፣ ዝተፈላለዩ ኣባላት ፓርላማ እታ ሃገር ሓቱቶም። ሓደ ካብቶም ኣባላት ፓርላማ፣ ኣባል ሰልፊ ቪቫ ኢጣልያ፣ ኒኮላ ካረ፣ [...]
ህግደፍ፣ ካብ ወጻኢ ሃገራት ንዝካየድ  ሸርፍን ሓዋላን ምሉእ ብምሉእ ብሒቱ

ህግደፍ፣ ካብ ወጻኢ ሃገራት ንዝካየድ ሸርፍን ሓዋላን ምሉእ ብምሉእ ብሒቱ

Radio Erena: 02 July 2020 ትካል ህግደፍ ዝኾነ ሂምቦል፣ ንኹሉ'ቲ ካብ ወጻኢ ሃገራት ናብ ኤርትራ ዝካየድ ዝነበረ ሸርፍን ሓዋላን ብሒትዎ ከምዘሎ ተፈሊጡ። እቲ ትካል፣ ነቲ ብዌስተርን ዩኒዮን፣ ናብ ባንክ ኤርትራ ዝ [...]
ኣመሪካ፣ ክልተ ኤርትራውያን ኣሕዋት ቆልዑን ሓትንኦምን ምስኦም ብዝነብር ዘመድ ተቐቲሎም

ኣመሪካ፣ ክልተ ኤርትራውያን ኣሕዋት ቆልዑን ሓትንኦምን ምስኦም ብዝነብር ዘመድ ተቐቲሎም

Radio Erena: 01 July 2020 ኣብ ኣመሪካ፣ ግዝኣት ኣሪዞና ኣብ እትርከብ ከተማ ፈኒክስ፣ ንክልተ ኤርትራውያን ቆልዑን ሓትንኦምን ብኻራ ዝቐተለ ኤርትራዊ፣ ንባዕሉ'ውን ተወጊኡ ኣብ ሕምቕ ኩነታት ስለዝርከብ፣ ጠንቂ ' [...]
ኣየርላንድ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣስታት 150 ኤርትራውያን ከተጣይስ’ያ

ኣየርላንድ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣስታት 150 ኤርትራውያን ከተጣይስ’ያ

Radio Erena: 30 June 2020 ኣየርላንድ፣ ኣብዚ ዝቕጽል ክልተ ዓመታት፣ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ልዕሊ 3 ሽሕ ስደተኛታት ናይ ምጥያስ መስርሕ ክትጅምር ምዃና ኣይርሽ ታይምስ ገሊጹ። እቲ ማዕከን ዜና፣ ንሰበ [...]
1 210 211 212 213 214 630 2120 / 6299