Category: ዜና ኤርትራ

1 203 204 205 206 207 636 2050 / 6360
ናይ ሎሚ ዓርቢ 23 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና

ናይ ሎሚ ዓርቢ 23 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና

Radio Erena: 23 October 2020 https://www.youtube.com/watch?v=nQwbZj-ZAm0&feature=emb_title   [...]
ሽወደን፣ ብጉዳይ ዳዊት ኢሳቕ፣ ኣብ ልዕሊ ሓያሎ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ክሲ ተመስሪቱ

ሽወደን፣ ብጉዳይ ዳዊት ኢሳቕ፣ ኣብ ልዕሊ ሓያሎ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ክሲ ተመስሪቱ

Radio Erena: 21 October 2020 ኣብ ሽወደን፣ ብዛዕባ ሃለዋት ዳዊት ኢሳቕ ብዝምልከት፣ ኣብ ልዕሊ ሓያሎ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ክሲ ተምስሪቱ። እቲ ሎሚ 21 ጥቅምቲ ዝተመስረተ ክሲ፣ ሰበ ስልጣን መንግ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢታት ሽዕብ፣ ወቒሮ፣ ኣስማጥ መሂመትን ከርከበትን ኣንበጣ ተራእዩ

ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢታት ሽዕብ፣ ወቒሮ፣ ኣስማጥ መሂመትን ከርከበትን ኣንበጣ ተራእዩ

Radio Erena: 21 October 2020 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኤርትራ ዕስለ ኣንበጣ ከምዝተራእየ ተሓቢሩ። ብወገን ኢትዮጵያ ዝሰገረ ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብ ሓደ ሓደ ከባቢታት ዞባ ደቡብ ከምዝተራእየ ክ [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 20 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና

ናይ ሎሚ ሰሉስ 20 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና

Radio Erena: 20 October 2020 https://www.youtube.com/watch?v=slrJsDdO6VQ&feature=emb_title [...]
ካብ ስራሕ ወጻኢ ኮይኑ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ዝመጽእ ዓመት ናብ በረራ ንምምላሱ ይስርሓሉ ኣሎ

ካብ ስራሕ ወጻኢ ኮይኑ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ዝመጽእ ዓመት ናብ በረራ ንምምላሱ ይስርሓሉ ኣሎ

Radio Erena: 20 October 2020 ምስ ለበዳ ኮረናቫይረስ ተተሓሒዙ፣ ብክራይ ዘምጻአን ክልተ ነፈርቲ፣ ኣብ ጋራዥ ዓሺጉ ዝጸንሐ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ዳግም ናብ በረራ ንምምላስ ይሰርሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ድሕሪ [...]
ተሳትፎን ዓወትን ኤርትራውያን ኣብ ዓበይቲ መድረኻት ዓለም

ተሳትፎን ዓወትን ኤርትራውያን ኣብ ዓበይቲ መድረኻት ዓለም

Radio Erena: 20 October 2020 ሎሚ ሰሉስ 20 ጥቅምቲ ኣብ ዝጅምር ዎርልድ ቱር ቮልታ ቺኪሊስታ ስጳኛ፣ ናትናኤል ብርሃነን መርሃዊ ቅዱስን ክሳተፉ'ዮም። እዞም ንፈረንሳዊ ጋንታ ኮፊዲስን ካዛኪስታናዊት ጋንታ [...]
ኤርትራ፣ ዝተናውሐ ምዕጻውን ጸልማትን ንህዝቢ የማርር

ኤርትራ፣ ዝተናውሐ ምዕጻውን ጸልማትን ንህዝቢ የማርር

Radio Erena: 19 October 2020 ኣብ ኤርትራ፣ መብራህቲ ዘይምህላው ከም ንቡር ካብ ዝውሰድ ነዊሕ ዓመታት ኣቝጺሩ'ዩ። ስሩዕ ኣገልግሎታት ማይን ኤሌክትሪክን ኣብ ኤርትራ ክህልዉ'ዩ ዝብል ሓሳብ'ውን ዳርጋ ንዝበ [...]
ሕ.ኣ. 300 ሚልዮን ዶላር ንምእካብ ናይ ሓገዝ ምሸት ኣዳልዩ

ሕ.ኣ. 300 ሚልዮን ዶላር ንምእካብ ናይ ሓገዝ ምሸት ኣዳልዩ

Radio Erena: 18 October 2020 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብታ ሃህጉር ተኸሲቱ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላው ንምርግጋእ፣ ናይ 300 ሚልዮን ዶላር ክእክብ መደብ ከምዘውጸአ ኣፍሊጡ። ኮቪድ 19 ብደረጃ ዓለም ኣብ ህይወት ሰብን መነባብ [...]
ሊብያ፣ ተቛሪጹ ዝጸንሐ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ናብ ውሕሱ ቦታ ናይ ምግዓዝ መስርሕ ጀሚሩ

ሊብያ፣ ተቛሪጹ ዝጸንሐ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ናብ ውሕሱ ቦታ ናይ ምግዓዝ መስርሕ ጀሚሩ

Radio Erena: 16 October 2020 ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን፣ ናብ ውሕሱ ቦታ ናይ ምስግጋሮም መስርሕ ዳግም ምጅማሩ፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡ [...]
ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምርኻብ ብቀ/ሚ ኢትዮጵያ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ተሓቢሩ

ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምርኻብ ብቀ/ሚ ኢትዮጵያ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ተሓቢሩ

Radio Erena: 16 October 2020 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምርኻብ፣ ብቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንራድዮ [...]
1 203 204 205 206 207 636 2050 / 6360