Category: ዜና ኤርትራ

“ሰራዊት ኤርትራ፣ ናብ ትግራይ ዝኣተወ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ሓገዝ ተሓቲቱ ዘይኮነ ባዕሉ’ዩ።” ሜ/ ጀነራል በላይ ስዮም
Radio Erena: 07 January 2021
ሰራዊት ኤርትራ፣ ናብ ትግራይ ዝኣተወ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ሓገዝ ተሓቲቱ ዘይኮነ ባዕሉ'ዩ ክብል ኣዛዚ እዚ ሰሜን ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ሜጀር ጀነራል በላይ ስዮም ገሊጹ።
እቲ ጀነራ [...]

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ሳልሳይቲ ሃገር ክጣየሱ ዝተበገሱ ኤርትራውያን ናይ ዝኸልከሎም ብዝሒ ኣማኢት በጺሑ
Radio Erena: 06 January 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብምጥያስ ይኹን ብምጥርናፍ ስድራቤታት፣ ናብ ኤውሮጳ፣ ኣመሪካ፣ ካናዳን ካልኦት ሃገራትን ዝተበገሱ ኤርትራውያን ቪዛ ካብ ዝኽልክሎም ኣዋርሕ ኣቑጺሩ ይርከብ።
[...]

ብቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ዝተረቑሑ ሓለፍቲ ክልል ትግራይ፣ ብዛዕባ ምእታው ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ዝተገራጨወ መግለጺታት ይህቡ
Radio Erena: 05 January 2021
ብቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ዝተረቁሑ፣ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ክልል ትግራይ፣ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ከምዘሎ ክኽሕዱ'ዮም ጸኒሖም።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ኣብ [...]

The Brewing Hardships in the New Year
Radio Erena: 04 January 2020
The health authorities in Eritrea have extended the nine-month-old lockdown starting from December 22. To combat t [...]

ኣስመራ፣ ንህዝባዊ መጓዓዝያ ተኪኤን ዝጸንሓ ካሮሳ ምኽልካለን ዝተወጽዑ ሕሙማን ተሓዚሎም ናብ ሕክምና ይመላለሱ ምህላዎም ተገሊጹ
Radio Erena: 04 January 2021
ኣብ ኣስመራ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ብዝብል፣ ንልዕሊ 9 ኣዋርሕ ህዝባዊ መጓዓዝያን ታክሲን ደው ድሕሪ ምባለን፣ ከም መተካእታ ኣገልግሎት ክህባ ዝጸንሓ ካሮሳ፣ ዓረብያ ፈረስ [...]

ኣፍሪቃዊ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ብወግዒ ተኣዊጁ
Radio Erena: 03 January 2021
ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ተደናጉዩ ዝጸንሐ ኣፍሪቃዊ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ብወግዒ ተኣዊጁ።
እዚ ንኤርትራ ጥራይ ዘይጸምበረ ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ዝሓቖፈ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ፣ ድሕሪ ምምስራት [...]

ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 67 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 130 ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ተሰጋጊሮም
Radio Erena: 31 December 2020
ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 67 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 130 ስደተኛታት፣ ኣብ ርዋንዳ ናብ ዝርከብ ግዝያዊ መጽንሒ ጋሾራ ተሰጋጊሮም።
እዞም ብሓገዝ ኣህጉራዊ ማሕበር ስ [...]

ናይ ሎሚ ረቡዕ 30 ታሕሳስ 2020 ፈነወና
Radio Erena: 30 December 2020
https://www.youtube.com/watch?v=arvUly1FAtQ&feature=emb_title [...]