Category: ዜና ኤርትራ

1 121 122 123 124 125 629 1230 / 6284
ዴንማርክ፣ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ናብ ርዋንዳ ንምግዓዝ ትዝቲ ኣላ

ዴንማርክ፣ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ናብ ርዋንዳ ንምግዓዝ ትዝቲ ኣላ

Radio Erena: 20 April 2022 መንግስቲ ዴንማርክ፣ ኣሰር እስራኤልን ብሪጣንያን ስዒቡ፣ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ናብ ርዋንዳ ንምግዓዝ ይዝቲ ከምዘሎ ሮይተርስ ሓቢሩ። 'ምስ ርዋንዳ ነካይዶ ዘሎ ዘተ፣ ኣተገባብ [...]
ሩዋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ትዳሎ ምህላዋ ተሓቢሩ

ሩዋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ትዳሎ ምህላዋ ተሓቢሩ

Radio Erena: 20 April 2022 ሩዋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ንዝምለሱ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ምድላዋት ትገብር ከምዘላ ተሓቢሩ። መርበብ ሓበሬታ ሞኒተር ካብ ካምፓላ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩዋንዳ፣ ቪንሰንት ቢሩታ፣ ብምጥቃ [...]
ማሕበር ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ጆርጅ ዋሽንግተን፣ ኣብ ካይሮ ንእትርከብ ናይ መባእታ ቤት ትምህርቲ ንስደተኛታት ኤርትራ፣ ኣስታት 4 ሽሕ ዶላር ሓጊዞም

ማሕበር ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ጆርጅ ዋሽንግተን፣ ኣብ ካይሮ ንእትርከብ ናይ መባእታ ቤት ትምህርቲ ንስደተኛታት ኤርትራ፣ ኣስታት 4 ሽሕ ዶላር ሓጊዞም

Radio Erena: 18 April 2022 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ዋሺንግተን ዲሲ ዝቖመት፣ ማሕበር ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ጆርጅ ዋሽንግተን(EESA)፣ ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ካይሮ ንእትርከብ፣ ስ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ፖለቲካዊ ቅልውላው ሱዳን ንምፍታሕ እማመ ኣቕሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ፖለቲካዊ ቅልውላው ሱዳን ንምፍታሕ እማመ ኣቕሪቡ

Radio Erena: 18 April 2022 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ፖለትካዊ ቅልውላው ሱዳን ንምፍታሕ እማመ ከምዘቕረበ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝሓዙ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን [...]
ቁጽሪ ናይቶም ብማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ዝህቅኑ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተዓጻጸፈ ይውስኽ

ቁጽሪ ናይቶም ብማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ዝህቅኑ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተዓጻጸፈ ይውስኽ

Radio Erena: 17 April 2022 ቆራሪ ወቕቲ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ዝውድኣሉ ዘሎ እዋን፣ ቁጽሪ ናይቶም ብማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ዝህቅኑ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተዓጻጸፈ ይውስኽ ከምዘሎ፣ ን [...]
ብሪጣንያ: ሓተትቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ከምእትልእኽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣፍሊጡ

ብሪጣንያ: ሓተትቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ከምእትልእኽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣፍሊጡ

Radio Erena: 15 April 2022 ብሪጣንያ ብመንገዲ ኢንግሊሽ ቻነል ባሕሪ ተሳጊሮም ንዝኣትዉ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ናብ ርዋንዳ ክትልእኽ ክትጅምር ምኳና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ቦሪስ ጆንሶን ኣፍሊጡ። [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢ ቃጨሮ፣ ሳልሳይ ዙር ወትሃደራዊ ታዕሊም ኣባላት ሓይልታት ኣምሓራ ተኻይዱ

ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢ ቃጨሮ፣ ሳልሳይ ዙር ወትሃደራዊ ታዕሊም ኣባላት ሓይልታት ኣምሓራ ተኻይዱ

Radio Erena: 15 April 2022 ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ኤርትራ፣ ከባቢ ቃጨሮ፣ ንኣስታት 2 ሽሕ ኣባላት ሓይልታት ኣምሓራ፣ ወትሃደራዊ ታዕሊም ከምዝተዋህቦም ምንጭታት ራድዮ ኤረና ገሊጾም። እቶም መንእሰያትን ሽማግለ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ ስልጣኑ ይሓድግ ምህላዉ ተገሊጹ

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ ስልጣኑ ይሓድግ ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 13 April 2022 ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ፣ ኣብ ጥሪ 2022 ዝተመዘዘ ኣምባሳደር ዳቪድ ሳተርፊልድ፣ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ ስልጣኑ ይሓድግ ከምዘሎ ፎረይን ፖሊሲ ዝተባህለ መርበብ ዜና [...]
ኣብ ዳባት፣ መዓስከር ኣለም ዋጭ፣ ሓደ ኤርትራዊ መንእሰይ ብሰንኪ ስእነት ሕክምናን ህጹጽ መጓዓዝያን ሞይቱ

ኣብ ዳባት፣ መዓስከር ኣለም ዋጭ፣ ሓደ ኤርትራዊ መንእሰይ ብሰንኪ ስእነት ሕክምናን ህጹጽ መጓዓዝያን ሞይቱ

Radio Erena: 12 April 2022 ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢ ዳባት ኣብ ዝተደኮነ መዓስከር ስደተኛታት ኣለም ዋጭ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ተታሒዞም ካብ ዘለዉ ኣስታት 5 ሽሕ ኤርትራውያን፣ ሓደ መንእሰያት ሰኣን ሕክምና ከም [...]
‘ኢሳይያስ፣ ኣብ ልዕሊ ሃገራት ምዕራብ ዘርእዮ ጽልኢ፣ ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ዝጥቀመሉ ታክቲክ ወይ ስልቲ’ዩ።’

‘ኢሳይያስ፣ ኣብ ልዕሊ ሃገራት ምዕራብ ዘርእዮ ጽልኢ፣ ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ዝጥቀመሉ ታክቲክ ወይ ስልቲ’ዩ።’

Radio Erena: 12 April 2022 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ልዕሊ ሃገራት ምዕራብ ዘርእዮ ጽልኢ፣ ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ ዝገብሮ ስልቲ ወይ ታክቲክ ጥራይ ምዃኑ ዘ ኣፍሪካ ሪፖርት ተንቲኑ። እቲ ማዕከን [...]
1 121 122 123 124 125 629 1230 / 6284