Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሶማል፣ ኣብ መንገዲ ዝተጻወደ ነታጕ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena: Friday, 11 August 2023
ኣብ ሶማል፣ ዞባ ታሕታይ ሸበሌ፣ ኣብ ጎደና ዝተጻወደ ነታጕ ብምፍንጃሩ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ከምዝተቐትሉን 12 ድማ ከምዝቖሰሉን ተገሊጹ።
ኣማሓዳሪ እቲ ዞባ፣ መሓመ [...]
ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ንሓያሎ መዓልታት ዝቐጸለ ግጭታት ከምዝሃድአ ተሓቢሩ
Radio Erena: Friday, 11 August 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ንሓያሎ መዓልታት ዝቐጸለ ግጭት ሚሊሻታትን ሰራዊት መንግስቲን ከምዝሃደ ተሓቢሩ።
ብፍላይ ኣብ ከተማታት ጎንደር፣ ባህርዳር፣ ደብረብርሃ [...]
ሶማል፣ ንናይ 100 ሜትሮ ቅድድም ጉያ እግሪ ብልዕሊ 21 ሰክንድ ዝዛዘመት መንእሰያ መዛረቢት ማዕከናት ዜና ኮይና
Radio Erena: Thursday, 10 August 2023
ፈደረሽን ኣትለቲክስ ሶማል፣ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተኻየደ ጸወታታት ዪኒቨርስታት ዓለም፣ ኣብ ናይ 100 ሜትሮ ቅድድም ጉያ እግሪ ክትሳተፍ ዝልኣኻ፣ ናስራ ኣቡበከር ዓሊ ዝ [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ንከተማታት ጎንደርን ባህርዳርን ካብ ዕጡቓት ኣምሓራ ናጻ ከምዝገበረን ገሊጹ
Radio Erena: Thursday, 10 August 2023
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ንከተማታት ጎንደርን ባህርዳርን ካብ ዕጡቓት ኣምሓራ ናጻ ከምዝገበረን ገሊጹ።
ገለ ክፋል እተን ከተማታት ኣብ ትሕቲ ዕጡቓት ኣምሓራን ሚሊሻታት [...]
ጂቡቲ፣ 50 ሽሕ ቶን ክብደት ዘለወን መራኽብ ንምጽጋን ዘኽእል ተንሳፋፊ ጋራጅ ኣብ ኣገልግሎት ኣውዒላ
Radio Erena: Wednesday,09 August 2023
ጂቡቲ፣ ኣስታት 50 ሽሕ ቶን ክብደት ንዘለወን መራኽብ ንምጽጋን ዘኽእል ተንሳፋፊ ጋራጅ ኣብ ኣገልግሎት ከምዘውዓለት ኣፍሊጣ።
ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ፣ ነ [...]
ቱኒዝያ፣ ኣብ ልዕሊ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ትፍጽሞ ኣላ ዝተባህለ ግፍዕታት ጸለመ’ዩ ክብል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ‘ታ ሃገር ነጺጉ
Radio Erena: Wednesday,09 August 2023
ቱኒዝያ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ኣብ ልዕሊ ዘይብሎም ስደተኛታት ትፍጽሞ ምህላዋ፣ ብማዕከናት ዜና ዝጋዋሕ ዘሎ ሓበሬታ፣ ጸለመ'ዩ ክብል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር [...]
ኢትዮጵያ፣ ኵናት ክልል ኣምሓራ ብዝልዓለ ናህሩ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ባንክታት ገንዘበን ናብ ኣዲስ ኣበባ የግዕዛ ኣለዋ
Radio Erena: Wednesday,09 August 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ብሰንኪ ዝተወልዐ ኵናት፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ምሉእ ብምሉእ ጸጥታ ብምፍራሱን፣ እቲ ግጭት ናብ ከተማታት ጎንደርን ባህርዳርን ይጽጋዕ ብም [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ሩስያ ዘይተሳተፈቶ ዋዕላ ዘተ ሰላም ሩስያን ዩክሬይንን ወዲባ
Radio Erena: Tuesday,08 August 2023
ስዑዲ ዓረብ፣ ሩስያ ዘይተሳተፈቶ ዋዕላ ዘተ ሰላም ሩስያን ዩክሬይንን ወዲባ።
እቲ ልዕሊ 30 ሃገራት ዝተዓደማሉ ብ06 ነሓሰ ኣብ ጂዳ ዝተኻየደ ዋዕላ ንሰላም፣ ኣብ [...]
ኡጋንዳ፣ ቤት ጽሕፈት ወኪል ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ካምፓላ ተዓጽዩ
Radio Erena: Tuesday,08 August 2023
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ኣብ ካምፓላ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ወኪል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ዝሃቦ ፍቓድ ከሐድስ ፍቓደኛ ብዘይምዃኑ፣ ክዕጾ ከምዝተወሰነት ተገሊጹ።
[...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ
Radio Erena: Tuesday,08 August 2023
ሚሊሻታትን ዕጡቓት ኣምሓራ ፋኖን፣ ንሓያሎ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝቖጻጸርሉ ዘለዉ እዋን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዊጁ።
ኣብቲ ንኻልኣይ ሰሙን ዝ [...]