Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣመልኪተን ከመሓላልፋ ዝጸንሓ ኣርባዕተ ኣህጉራውያን ሜድያታት፣ መጠንቀቕታ ተዋሂቡወን
Radio Erena: 21 November 2021
ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣመልኪተን ካብታ ሃገር ጸብጻብ ከመሓላልፋ ዝጸንሓ ኣርባዕተ ኣህጉራውያን ሜድያታት፣ ካብ መንግስቲ’ታ ሃገር መጠንቀቕታ ተዋሂቡወን።
በዓልስልጣን [...]
ተደጋጋሚ ምፍራስ ጸጥታ የጋጥሞ ኣብ ዘሎ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ናይ ኢትዮጵያ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ተኣሲሮም
Radio Erena: 19 November 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ዝርከቡ ብውሕዱ ሰለስተ ላዕለዎት ኣመራርሓ ናይቲ ክልል ከምዝተኣስሩ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ኣቃሊሓ።
ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ፣ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምእሳር ተወላዶ ትግራይ ብዝሰፍሐ መልክዑ ይቕጽል ኣሎ
Radio Erena: 19 November 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ ዜጋታት እታ ሃገር ብጅምላ ምእሳር ብሰፊሑ ይቕጽሎ ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ወቒሱ።
ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ [...]
ነፈርቲ ኵናት ኣመሪካ፣ ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ኣብ ጂቡቲ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን
Radio Erena: 18 November 2021
ነፈርቲ ኵናት ኣመሪካ፣ ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ኣብ ጂቡቲ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከምዘካየዳ መርበብ ሓበሬታ ዲፈንስ ገሊጹ።
እቲ ነፈርቲ ውግእን ዓባይ ናይ ኵናት መርከብን [...]
ፈረንሳ፣ ብዛዕባ ህሉው ወትሃደራዊ ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምዝታይ፣ ብሚኒስተር ምክልኻል ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኻ ናብ ጂቡቲ ክትሰድድ’ያ
Radio Erena: 18 November 2021
መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ጂቡቲ ዘለዎ ወትሃደራዊ መዓስከር፣ ንተወሳኺ ዓመታት ንምንዋሕን ንምሕዳስን ዘኽእሎ ስምምዕ ንምኽታም፣ ብሚኒስተር ምክልኻል፣ ፍሎረንስ ፓርሊ ዝምራሕ ወኪሉ ክ [...]
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ብዛዕባ ጸጥታ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዝምልከት ምስ ሰበ ስልጣን ኬንያ ዘትዩ
Radio Erena: 18 November 2021
ናብ ኣፍሪቅ ናይ መጀመርያ ዑደቱ ዘካይድ ዘሎ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ምስ ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኡሁሩ ኬንያታ፣ ኣብ ጸጥታ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብምትኳር ተመያ [...]
‘ኣዲስ ኣበባ፣ ሓደ ሓደ ኤምባሲታት፣ ብናይ ገዛእ ርእሰን ወትሃደራት ክሕለዋ ይሓታ ኣለዋ።’
Radio Erena: 17 November 2021
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ሓደ ሓደ ናይ ወጻኢ ኤምባሲታት፣ ብናይ ገዛእ ርእሰን ወትሃደራት ክሕለዋ ይሓታ ምህላወን ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እዘን ኤምባሲታት፣ [...]
ፖሊስ ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ንዝተኣኻኸቡ፣ ኣማኢት ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ኣስታት 1500 ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን በቲኖም
Radio Erena: 16 November 2021
ፖሊስ ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኣብ እትርከብ ከተማ ዳንኪኽ ንዝተኣኻኸቡ፣ ኣማኢት ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ኣስታት 1500 ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን [...]
ካምፓላ፣ ብዝተፈጸመ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 6 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 16 November 2021
ኣብ ኡጋንዳ፣ ርእሰ ከተማ ካምፓላ ብዝተፈጸመ ርእሰ ቅትለያዊ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ከምዝተቐትሉን ልዕሊ 30 ድማ ከምዝቖሰሉን ንኣፈኛ ፖሊስ እታ ሃገር፣ ፍረድ ኤናንጋ [...]
Ethiopia and Sudan: The Staggering Giants of the Horn of Africa
Radio Erena: 16 November 2021
The Ethiopian conflict which flared into a full-scale bloody war last year has seen a dramatic change. Right from [...]