Category: ዜና ኤርትራ
ህልኽ ኤርትራውያን ዲያስፖራ ይቕጽል
RADIO ERENA:- Monday, 26 February 2024
ኣይሁዳውያን ካብ ሃገሮም ተሰዲዶም ኣብ ምሉእ ዓለም ፋሕ ምስ በሉ ዝተዋህቦም ስም እንተኔሩ ዲያስፖራ ዝብል እዩ::
ቀጺሉ እቲ ዲያስፖራ ዝብል ስም ንዝተበታተነ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA:- Sunday, 25 February 2024
Radio Erena · ሰንበት 25 ለካቲት 2024
[...]
ኤርትራ፣ ”ብዓይነቱ ፍሉይ” ዝተባህለ ዋዕላ ጸባ ተኻይዱ
RADIO ERENA:- Friday, 23 February 2024
ኣብቲ ዋዕላ ሚኒስተር ሕርሻ ኣረፋይነ በርሀ፣ ኣብ ኤርትራ ዛጊት ውሕስነት ጸባን ውጽኢቱን ክረጋገጽ ከምዘይከኣለ ኣረዲኡ።
እዚ ብዓይነቱ ናይ ፈለማ ከም ዝኾነ ዝ [...]
ሩስያ፣ 200 ሽሕ ሜትሪክ ቶን እኽሊ ናብ ኤርትራ ትርከበን 6 ሃገራት ኣፍሪቃ ተባጺሑ
RADIO ERENA:- Friday, 23 February 2024
ሩስያ ኣብ ወርሒ ሓምለ2023 ብዝኣተወቶ ቃል መሰረት ፣ 200 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ነጻ እኽሊ ነተን ሃገራት ከምዘባጽሓቶ ገሊጻ።
እቲ ብሚኒስተር ሕርሻ ሩስያ ዲሚት [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ መሸጣ ኣእዱግ ንማሕረዲ ኣጊዱ
RADIO ERENA:- Thursday, 22 February 2024
ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ተጋብኡ ዝቐነየ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ መሸጣ ኣእዱግ ንማሕረዲ ክእገድ ንዝቐረበ እማመ ብምጽዳቕ ተዛዚሙ።
እቲ ሕብረት፣ ብ18 ለካ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ መራኽብ ንግዲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው፣ ወትሃደራዊ ተልእኾ ኣበጊሱ
RADIO ERENA:- Thursday, 22 February 2024
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣጋጢሙ ብዘሎ ስግኣት ጸጥታ፣ መራኽብ ንግዲ ንምሕላው፣ ወትሃደራዊ ተልእኾ ከምዘበግሰ ኣፍሊጡ።
እቲ 'ኣስፒደስ' ተሰምዩ ዘ [...]
ሑቲ ፣ ኣብ ጋዛ ተኹሲ ብህጹጽ ደው ክብል ጸዊዑ
Radio Erena: Wednesday, 21 February 2024
ንዝበዝሐ ክፋል የመን ተቖጻጺሩ ዝርከብ ብኢራን ዝድገፍ ሑቲ ትማሊ ሰሉስ ኣብ ኢክስ ማለት ትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ኣብ ጋዛ ህጹጽ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስጉ [...]
ኣመሪካ፣ ከተማ ቻርሎት፣ ብህግደፍ ንዝተወደብ ምትእክኻብ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ሸሞንተ ሰባት ተኣሲሮም
Radio Erena: Tuesday, 20 February 2024
ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ኣብ ሰሜን ካሮላይና፣ ከተማ ቻርሎት፣ ብስም 'ብርጌድ ንሓመዱ'ዝተኣኻኸቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ብምኽንያት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቕል፣ [...]
ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ጎደናታት ከተማ ሄግ
Radio Erena: Monday, 19 February 2024
ከተማ ሄግ(ደን ሃግ) ንልዕሊ ሓደ ዘመን ከም ዓለምለኻዊት ማእከል ፍትሕን ሰላምን እያ ትፍለጥ::
ኣብዛ ከተማ ሃገራት ፍልልያተን ኲናት ዘይኮነ ብዝርርብን ፍርዳዊ ፍ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: Sunday, 18 February 2024
Radio Erena · ሰንበት 18 ለካቲት 2024
[...]