Category: ዜና ኤርትራ
ኢትዮጵያ፡ ምስጓግ ኤርትራውያን ይቕጽል
RADIO ERENA:- Tuesday, 05 March 2024
መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ገፊፉ ኣሲርዎም ዝጸንሐ ኤርትራውያን ምስጓግ ቀጺሉ።
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ መንእሰያት ዝበዝሕዎም 10ታት ኤርትራውያን ብመንገዲ [...]
ጂቡቲ፡ ህሉው ኩነታት ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንጠለባት ወደባታ ከምዘዕበዮ ገሊጻ
RADIO ERENA:- Tuesday, 05 March 2024
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ተኸሲቱ ምስ ዘሎ ኩነታት ጸጥታ ተተሓሒዙ፡ ወደባት ጂቡቲ ጠለባቱ እናዓበየ ከምዝመጸ ተሓቢሩ።
ሻርቕ ኣል ኣውሰጥ፡ ንሰብ መዚ ወደብ ጂቡቲ ብምጥቃስ ኣብ [...]
ቀይሕ ባሕሪ: ሑቲ ዝሃረሙዋ መርከብ ጥሒላ
RADIO ERENA:- Monday ,04 March 2024
'ሩቢማር' ዝተባህለይ ዋንነታ ናይ ብሪጣንይ ዝኾነት መርከብ ብዑጡቓት ሑቲ-የመን ብሚሳይል ድሕሪ ምህራማ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከባቢ ባብ-ኤል መንደብ ከምዝጠሓለት ተገሊጹ::
[...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA:- Sunday, 03 March 2024
Radio Erena · ሰንበት 03 መጋቢት 2024
[...]
ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክልል ኣምሓራ፡ መዓስከር ኣለምዋጭ ኣስታት 22 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቚቦም ይርከቡ
RADIO ERENA:- Thursday , 29 February 2024
ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተደኮነ መዓስከር ኣለምዋጭ፡ ኣስታት 22 ሽሕ ኤርትራውያን ተዓቚቦም ከምዘለዉ፡ ወኪል ላዕለዋይ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት- UN [...]
ማእከላይ ባሕሪ፣ ኤርትራውያን ዝርክብዎም 34 ሓተቲ ዑቕባ ዝሓዘት ጃልባ ጥሒላ
RADIO ERENA:- Wednesday , 28 February 2024
ብዓርቢ 23 ለካቲት ካብ ማልታ ንደቡብ 6.5 ኪ.ሜ ርሒቑ ኣብ ዝርከብ ሸነኽ ማእከላይ ባሕሪ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ዝጸዓነት ጃልባ ከምዝጠሓለት [...]
ግብጽን ኤርትራን፡ ንኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ዋንነት ባሕሪ ተመያይጠን
RADIO ERENA:- Tuesday , 27 February 2024
መራሕቲ ግብጽን ኤርትራን፡ ንኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ከምዝተመያየጡ፡ መርበባት ዜና ካብ ካይሮ ሓቢረን።
መራሕተን እዘን ሃገራ [...]
ዙር ርዋንዳ፡ ደረጅኡ ካብ ዘዕቢ ንደሓር፡ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንኻልኣይ ዓመቶም ብዘይ ብጫ ማልያ ወጺኦም
RADIO ERENA:-: Tuesday , 27 February 2024
ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ፡ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ዙር ርዋንዳ፡ መበል 16 ውድድሩ፡ ብ25 ለካቲት ኣብ ዝዛዘመሉ፡ ኤርትራ ብደረጃ ጋንታ ቀዳማይ ቦት ሒዛ። [...]
ኤርትራውያን ሕጂ’ውን ናብ ትግራይ ይስደዱ: ጭውያ ይቕጽል
RADIO ERENA:- Monday, 26 February 2024
ውዕል ሰላም ፕሮተርያ - ደቡብ ኣፍሪቃ ተፈሪሙ ኲናት ትግራይ ደው ካብ ዝብል ሓደ ዓመትን ሰለስተ ወርሕን ጌሩ ኣሎ::
ኣብ ትግራይ ኲናት'ኳ ደው እንተበለ ስምብ [...]
ህልኽ ኤርትራውያን ዲያስፖራ ይቕጽል
RADIO ERENA:- Monday, 26 February 2024
ኣይሁዳውያን ካብ ሃገሮም ተሰዲዶም ኣብ ምሉእ ዓለም ፋሕ ምስ በሉ ዝተዋህቦም ስም እንተኔሩ ዲያስፖራ ዝብል እዩ::
ቀጺሉ እቲ ዲያስፖራ ዝብል ስም ንዝተበታተነ [...]