Category: ዜና ኤርትራ
ኤርትራ፣ ኣብ መላእ ጸወታታት ኣፍሪቃ፣ ብቅድድም ብሽክለታ ኣብ ሓደ መዓልቲ ሰለስተ ወርቂ ሓፊሳ
RADIO ERENA - Thursday, 14 March 2024
ኣብ ጋና ኣብ ዝካያድ ዘሎ መላእ ጸወታታት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ስፖርት ዝወዳደሩ 35 ኣትሌታት ልኢኻ ዘላ ኤርትራ፣ ብ12 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽ [...]
ኤምባሲ ኤርትራ – ሪያድ፣ ናብ ዓዶም ክምለሱ ንዝደልዩ ኤርትራውታን ዳግማይ ጻውዒት ኣቕሪቡ
RADIO ERENA - Wednesday, 13 March 2024
ኣብ ሪያድ ዝመንበሩ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ መንበሪ ፍቓድ ከሕድሱ ንዘይክእሉ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምምላስ ዳግማይ ጻውዒት ኣቕሪቡ።
እቲ ኤምባሲ፣ ካብ [...]
ሕማም ዓሶ: ኣውራ ቀታሊ ሕማም ኣብ ኤርትራን ኣፍሪቃን ኮይኑ ይቕጽል
RADIO ERENA - Tuesday, 12 March 2024
ብመሰረት ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ኣብ ኤርትራ ሕማም ዓሶ ሓደ ካብ ቀንዲ ሓደገኛ ሕማማትን ቀታልን እዩ::
ኣብ 2021 ዝተገብረ መጽናዕቲ ከምዘመልክቶ፣ ኣብታ ዓመት 'ቲኣ 9 [...]
ሽወደን፣ ፌስቲቫል ህግደፍ ካብ ምምሕዳር ስቶኮልም ሓገዝ ከምዘይረክብ ተገሊጹ
RADIO ERENA - Tuesday, 12 March 2024
ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆልም፡ ንፌስቲቫል ኤርትራ ዝህቦ ዝነበረ ደገፍ ክስሕቦ ምኳኑ 'ዳገንስ ኒሄተር' ንዝተባህለት ጋዜጣ ብምጥቃስ ራድዮ ሽወደን ትግርኛ ሓቢራ።
ዝሓለፈ ዓ [...]
ኤርትራ፡ ኣብ ኦሊምፒክስ ፓሪስ ዝሓሸ ውጽኢት ንምምዝጋብ፡ ሽዱሽተ ደቂንስትዮ ኣትሌታት ኣብ ኬንያ ኣሰልጢና
RADIO ERENA - Monday, 11 March 2024
ኤርትራ፡ ዓቕሚ ኣትሌታት ደቂንስትዮ ንምዕባይ፡ ሽዱሽተ መንእሰያት ኣብ ኬንያ ከምዘሰልጠነት መርበብ ሓበሬታ ዎርልድ ኣትሌቲክስ ሓቢሩ።
እተን ካብ ወርሒ ሕዳር 2023 ኣትሒ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 10 March 2024
Radio Erena · ሰንበት 10 መጋቢት 2024
[...]
ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ
RADIO ERENA - Friday, 08 March 2024
8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ።
እዚ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተፈላለየ ኣገባባት ዝጽንበል ኣህጉራዊ መዓልቲ፣ ደቂንስትዮ ኣብ ቅድሚ ሕ [...]
ኣስመራ፣ ብምውላ ሕብረት ኤውሮጳ ንክልተ ዓመታት ዝሰልጠና26 ጽሙማን ደቂንስትዮ ተመሪቐን
RADIO ERENA - Friday, 08 March 2024
ኣብ ኤርትራ፣ ብምወላ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኣስታት ክልተ ዓመታት ብዝተፈላለየ ስነ ጥበብን ኢደ ስርሓትን ክስልጣን ዝጸንሓ 26 ጽሙማን ደቂንስትዮ ተመሪቐን።
እተን ደቂንስትዮ [...]
ደቐምሓረ፡ 30 ሜጋ ዋት ዘመንጩ ናይ ጸሓይ ጸዓት ብኩባንያ ቻይና ክህነጽ’ዩ
RADIO ERENA - Thursday, 07 March 2024
ኩባንያ ቻይና፣ ኣብ ከባቢ ደቐምሓረ 30 ሜጋ ዋት ዘመንጩ ናይ ጸሓይ ጸዓት ንምትካል ምስ መንግስቲ ኤርትራ ስምምዕ ከቲሙ።
እቲ ሻንግዚ ህንጻ ሓይሊ ኤልክትሪክን ጸዓትን ዝ [...]
‘ብኤርትራ ዝተታሕዘ ከባቢታት ትግራይ ኣጻሪና፣ መፍትሒ ንምንዳይ ብዕምቖት ንሰርሕ ኣለና’ ሚ/ምክልኻል ኢትዮጵያ
RADIO ERENA - Wednesday, 06 March 2024
ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶርያ፣ ብኤርትራ ዝተታሕዘ ከባቢታት ትግራይ ብምጽራይ፣ መፍትሒ ክርከበሉ ብዕምቆት ይስርሓሉ ከምዘሎ ሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ፣ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ገ [...]