Category: ዜና ኤርትራ
ኲናት ሱዳን ኣብ ሓደ ዓመቱ፣ ደሃይ ሰላም የለን
RADIO ERENA – Monday, 15 April 2024
ኲናት ሱዳን ካብ ዝጅምር ሎሚ 15 ሚያዝያ መበል ሓደ ዓመቱ እዩ፣ ብህልኽ ክልተ ጀነራላት ሃገር ዓንያትሉ ኣብ ዘላ እዋን ኲናት ክውድእ ዘኽእል ዕቱብ ዝርርብ ብዘይምህላዉ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 14 April 2024
Radio Erena · ሰንበት 14 ሚያዝያ 2024
[...]
ባይቶ ኤውሮጳ ንኣተሓሕዛን ኣቀባብላን ስደተኛታት ዝዓለመ ሓድሽ ስምምዕ ኣጽዲቑ
RADIO ERENA – Friday, 12 April 2024
ባይቶ ኤውሮጳ ድሕሪ ናይ ትሽዓተ ዓመታት ክትዕን ዘተን፣ ትማሊ ረቡዕ ንኣተሓሕዛን ኣቀባብላን ስደተኛታት ዝዓለመ ሓድሽ ስምምዕ ኣጽዲቖም።
ኣባል ሃገራት ድሕሪ ኣርባዕ [...]
ዩኒሴፍ፣ ንዓመተ 2024 ዘገልግል 3.4 ሚልዮን ክታበት ናብ ኤርትራ ኣእትዩ
RADIO ERENA – Thursday, 11 April 2024
ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት ወይ ዩኒሴፍ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኤርትራ፣ ውሕስነት ጥዕና ቆልዑ ንምርግጋጽ ዝገብሮ ዘሎ ወፍሪ፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ ካብ 14 ሕማማት ንምክ [...]
ኤርትራ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዝበኣሰ ኩነታት
RADIO ERENA – Wednesday, 10 April 2024
ኤርትራ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብዝለዓለ መልክዑ ትቕጽሎ ከም ዘላ ናይ 2024 ጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣስፊሩ።
እቲ ዝወጸ ጽሑፍ ኣብ ኤር [...]
ሑቲ፣ ኣብ 72 ሰዓታት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓያሎ መራኽብ ከምዘጥቅዓ ገሊጹ
RADIO ERENA – Tuesday, 09 April 2024
ሑቲ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ 72 ሰዓታት፣ ብቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ዝመላለሳ ዝነበራ ሓያሎ መራኽብ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመ ገሊጹ።
ኣፈኛ ሑቲ፣ ያሕያ ሳሪዕ፣ ብቴሌቪዥን ኣብ የመን [...]
ፖል ካጋመ ምኽንያት ጃምላዊ ህልቂት ሩዋንዳ ንማሕበረሰብ ዓለም ይነቅፍ
RADIO ERENA – Monday, 08 April 2024
ትማሊ ሰንበት 7 ሚያዝያ መበል 30 ዓመት ዝኽሪ ‘ህልቂት ሩዋንዳ’ ኣብ ዝተገብረሉ እዋን ፕረዚደንት ኣብ ዘስመዖ መደረ 'ህልቂት ሩዋንዳ ደው ክብል ይኽእል ኔሩ' ብምባል [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 07 April 2024
Radio Erena · ሰንበት 07 ሚያዝያ 2024
[...]
መንግስቲ ሶማል፦ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ሰጒጉ፡ ክልተ ኣብያተ ጽሕፈት ቆንስል ዓጽዩ
RADIO ERENA – Thursday, 04 April 2024
መንግስቲ ሶማል፡ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ካብ ሃገሩ ከምዝሰጎጎ ሮይተርስ ሓቢሩ።
እቲ መንግስቲ ብዘይካ'ዚ፡ ኣብ ርእሰ ምምሕዳራት ሶማሊላንድን ፑንትላንድን ንዝነበረ ኣብያተ [...]
ሩስያ፣ ሓድሽ ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ሰይማ፣ ሓደ ካብ ምክትላቱ ናብ ኤርትራ ይበጽሕ
RADIO ERENA –Thursday, 04 April 2024
ሩስያ፣ ኣካል ናይቲ ኣብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ተዋፊሩ ዝርከብ ጭፍራ መራኽብ ዝኾነት ፍሪጌት ዝዓይነታ ናይ ኵናት መርከብ ናብ ወደብ ባጽዕ ኣጸጊዓ ከምዘላ ይፍለ [...]