Category: ዜና ኤርትራ
ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም ሓሙሽተ ሰባት ጥሒሎም
RADIO ERENA - Wednesday, 24 April 202
ካብ ሰሜናዊ ፈረንሳ፣ ዞባ ካሌ፣ ናብ ትማሊ 23 ሚያዝያ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ፣ ኣብ ናይ ጎማ ጃልባ ተጻዒኖም ናብ ብሪጣንያ ክሰግሩ ዝፈተኑ ብውሕዱ ሓሙሽተ ሰባት፣ ኣብ ባሕሪ [...]
ኢጣልያ፡ ከም ኣካል ፖሊሲ ምግታእ ዋሕዚ ስደተኛታት፡ ምስ ኤርትራ ናይ ምትሕግጋዝ ውዕላት ንምክታም መዲባ ከምዘላ ገሊጻ
RADIO ERENA – Tuesday, 23 April 2024
ኢጣልያ፡ ኣብ ኣህጉራዊ ተነጽሎ ምስ ዘላ ኤርትራ ምትሕግጋዝ ትገብር ቀዳመይቲ ካብ ሃገራት ምዕራብ ክትከውን ከምእትደሊ ምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ [...]
ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ ቀዳመይቲ ኮይና ተዓዊታ
RADIO ERENA – Monday, 22 April 2024
ኤርትራዊት ኦሎምፒካዊት ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ ብሰንበት 21 ሚያዝያ ኣብ ኦስትርያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ከተማ ቪን ቀዳመይቲ ኮይና ብምውጻእ ረዚን [...]
ኣብ ማእሰርቲ ትርከብ ኣስቴር ዮውሃንስ፣ መበል 65 ዕድሜኣ ብስድራቤታን ፈተውታን ተጸንቢሉ
RADIO ERENA – Monday, 22 April 2024
ብዘይ ክሲ፣ ፍርዳዊ መስርሕ፣ ናይ ጠበቓ መሰል፣ ይግባይ ናይ ምባል መሰል፣ ስድራቤት ናይ ምርኣይ መሰልን ካልእ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ ካልኣይ መደበር ኣስመራ ተ [...]
ስዊዘርላንድ – ‘ዋዕላ ጥዕና ኣእምሮ’ ተኻይዱ
RADIO ERENA – Monday, 22 April 2024
ብቐዳም 20 ሚያዝያ ኣብ ከተማ ሉዛን ስዊዘርላንድ ብዓይነቱ ፍልይ ዝበለ ብኤርትራውያን ዝተዳለወ 'ዋዕላ ጥዕና ኣእምሮ' ተኻይዱ::
እቲ 'ገዛና' ብዝተባህለ ናይ ምት [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 21 April 2024
Radio Erena · ሰንበት 21 ሚያዝያ 2024
[...]
ኤርትራ፣ 46 ተወለድቲ ትግራይ ካብ ቤት ማእሰርቲ ተፈቲሖም
RADIO ERENA – Friday, 19 April 2024
መንግስቲ ኤርትራ ብዓርቢ 12 ሚያዝያ 46 ተወለድቲ ትግራይ ካብ ቤት ማእሰርቲ ከም ዝፈትሐ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ገሊጸን።
ካብ ክልተ ወርሒ ክሳብ ልዕሊ ሓደ ዓመ [...]
ሱዳን፣ ከም ምሩዃት ተታሒዞም ናይ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ስድራቤት ሓገዝ ይሓቱ
RADIO ERENA – Thursday, 18 April 2024
ካብ ኢትዮጵያ፣ ብመንግዲ ሱዳን ናብ ሊብያ ዝሰግሩ ዝነበሩ 10ታት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት፣ ብዕጡቓት ሱዳን ከም ምሩዃት ተታሒዞም ይሳቐዩን ይጋፍዑን ከምዘለዉ ስድ [...]
ኬንያ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ተፈጢሩ ንዘሎ ወጥሪ ንምህዳእ እማመ ውዕል ባሕሪ ኣቕሪባ
RADIO ERENA – Tuesday, 16 April 2024
ኬንያ፣ ነቲ እብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ተፈጡሩ ዘሎ ወጥሪ ንምህዳእ እማመ ውዕል ባሕሪ ከምዘቕረበት መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እታ ሃገር ነዚ እማመ ዘቕረበር፣ [...]
ኲናት ሱዳን ኣብ ሓደ ዓመቱ፣ ደሃይ ሰላም የለን
RADIO ERENA – Monday, 15 April 2024
ኲናት ሱዳን ካብ ዝጅምር ሎሚ 15 ሚያዝያ መበል ሓደ ዓመቱ እዩ፣ ብህልኽ ክልተ ጀነራላት ሃገር ዓንያትሉ ኣብ ዘላ እዋን ኲናት ክውድእ ዘኽእል ዕቱብ ዝርርብ ብዘይምህላዉ [...]