Category: ዜና ኤርትራ

1 38 39 40 41 42 642 400 / 6418
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ንመንገዲ ኣየር ናይጀርያ ንምዕዳግ ዝነበሮ መደብ ብቤት ፍርዲ ተነጺጉ

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ንመንገዲ ኣየር ናይጀርያ ንምዕዳግ ዝነበሮ መደብ ብቤት ፍርዲ ተነጺጉ

RADIO ERENA - Wednesday, 07 August 2024 መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንመንገዲ ኣየር ናይጀርያ ንምዕዳግ ንዝነበሮ ናይ ወፍሪ መደብ፣ ብፈደራላዊ ቤት ፍርዲ ናይጀርያ ከምዝተነጽገ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እ [...]
ሌላ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስደትን ዕማማቱን

ሌላ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስደትን ዕማማቱን

RADIO ERENA  - Wednesday, 07 August 2024 https://www.youtube.com/watch?v=SJUZh-EOgoI [...]
ብሪጣንያ፣ ኣኽረርቲ የማናውያን፣ ሓተቲ ዑቕባ ንዝዕቆብሉ መዕረፍ ኣጋይሽ ኣጥቂዖም

ብሪጣንያ፣ ኣኽረርቲ የማናውያን፣ ሓተቲ ዑቕባ ንዝዕቆብሉ መዕረፍ ኣጋይሽ ኣጥቂዖም

RADIO ERENA - Monday, 05 August 2024 ኣብ ብሪጣንያ፣ ኣንጻር ስደተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ዘለዎም፣ ኣኽረርቲ የማናውያን ጉጅለታት፣ ሓተቲ ዑቕባ ብግዝያውነት ንዝጸንሕሉ ሆቴላት ኣጥቂዖም። እቶም ሕሉፋት የማናውያን ጉጅ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 04 August 2024 Radio Erena · ሰንበት 04 ነሓሰ 2024   [...]
ሌላ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስደትን ዕማማቱን

ሌላ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስደትን ዕማማቱን

RADIO ERENA - Friday, 02 August 2024 https://www.youtube.com/watch?v=SJUZh-EOgoI [...]
‘ኤርትራ፣ ዝተወጽዐ ህዝቢ ፍልስጤም ንምድጋፍ ንዝሓዘቶ መርገጺ፣ ኣድናቖትና ንገልጽ’ ፕረዚደንት ኢራን

‘ኤርትራ፣ ዝተወጽዐ ህዝቢ ፍልስጤም ንምድጋፍ ንዝሓዘቶ መርገጺ፣ ኣድናቖትና ንገልጽ’ ፕረዚደንት ኢራን

RADIO ERENA - Thursday, 01 August 2024 እስራኤል ኣብ ቓዛ ኵናት ኣብ እተካይደሉ ዘላ እዋን፣ ኤርትራ ንዝተወጽዐ ህዝቢ ፍልስጤም ንምድጋፍ ሒዛቶ ዘላ መርገጺ፣ ኢራን ኣድናቖታ ከምእትገልጽ፣ ፕረዚደንት እታ [...]
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ካብን ናብን ኣብ ዝካይድ ኣህጉራዊ ጉዕዞ፣ መሸጣ ትኬት ብዶላር ጥራይ ክኸውን ወሲኑ

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ካብን ናብን ኣብ ዝካይድ ኣህጉራዊ ጉዕዞ፣ መሸጣ ትኬት ብዶላር ጥራይ ክኸውን ወሲኑ

RADIO ERENA - Thursday, 01 August 2024 መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ካብን ናብን ኣብ ዝካየድ ኣህጉራዊ መገሻታት፣ መሸጣ ትኬት ብዶላር ጥራይ ክኸውን ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊጹ። እዚ ውሳኔ'ዚ ወላ'ውን ነቶም [...]
ካልጋሪ፣ ኣብ ልዕሊ ደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝተመስረተ ክሲ ተላዒሉ፣ ክሲ ኣባላት ብርጌድ ንሓምዱ ግና ይቕጽል

ካልጋሪ፣ ኣብ ልዕሊ ደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝተመስረተ ክሲ ተላዒሉ፣ ክሲ ኣባላት ብርጌድ ንሓምዱ ግና ይቕጽል

RADIO ERENA - Wednesday, 31 July 2024 ኣብ ካናዳ፣ ከተማ ካልጋሪ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ ወርሒ መስከረም፣ ኣብ መንጎ ደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራን ብብርጌድ ንሓመዱ ዝተወደቡ ደለይቲ ለውጢን ኣብ ዝተኻየደ ባእስ [...]
ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ናብ ፖርት ሱዳን ክበጽሕ ዕድመ ከምዘቕረበሉ ተገሊጹ

ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ናብ ፖርት ሱዳን ክበጽሕ ዕድመ ከምዘቕረበሉ ተገሊጹ

RADIO ERENA - Tuesday, 30 July 2024 ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ሱዳንን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊትን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፣ ንፕረዚደንት ኤርትራ፣ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ፖርት ሱዳን ክበጽሕ ወግዓዊ ዕድ [...]
1 38 39 40 41 42 642 400 / 6418