Category: ዜና ኤርትራ

1 37 38 39 40 41 633 390 / 6325
ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት እትምርምር ጉጅለ፣ ዕድመ ስልጣና ክናዋሕ ጻውዒት ቀሪቡ

ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት እትምርምር ጉጅለ፣ ዕድመ ስልጣና ክናዋሕ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: Friday, 31 May 2024 ልዕሊ 30 ኣህጉራውያን ዘይመንግስታውያን ትካላት፣ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት እትምርምር ጉጅለ፣ ዕድመ ስልጣና ክናዋሕ ጻውዒት ኣቕሪበን። እዘን ዘ [...]
ሑቲ፣ ናይ ኣሜሪካ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ከምዘውደቐ ገሊጹ

ሑቲ፣ ናይ ኣሜሪካ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ከምዘውደቐ ገሊጹ

Radio Erena: Thursday, 30 May 2024 ሑቲ ናይ የመን ትማሊ ረቡዕ ኣብ ግዝኣት ማሪብ፣ ናይ ኣሜሪካ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ከምዘውደቐ ገሊጹ። ወሃብ ቃል ሑቲ ያህያ ሳሪ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል የመን ማሪብ ኣብ ዝ [...]
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ዓመታዊ ባጀተን፣ ንትምህርቲ ዝስላዕ መጠን ገንዘብ ብዝተዓጻጸፈ ክውስኻ፣ ጻውዒት ቀሪቡ

ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ዓመታዊ ባጀተን፣ ንትምህርቲ ዝስላዕ መጠን ገንዘብ ብዝተዓጻጸፈ ክውስኻ፣ ጻውዒት ቀሪቡ

RADIO ERENA – Wednesday, 29 May 2024 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ዓመታዊ ባጀተን፣ ንትምህርቲ ዝስላዕ መጠን ገንዘብ ብዝተዓጻጸፈ ክውስኻ፣ ጻውዒት ቀሪቡ። ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ ካብ ዕለት 27 ግንቦት ጀሚሩ ንኣርባ [...]
ሓድሕድ ባእሲ ኤርትራውያን ብዘሕዝን መልክዑ ይቕጽል

ሓድሕድ ባእሲ ኤርትራውያን ብዘሕዝን መልክዑ ይቕጽል

RADIO ERENA – Tuesday, 28 May 2024 ትማሊ ሰንበት ኣብ ሸፊልድ ብሪጣንያ ኣብ ጎደናታት ብዝተፈጥረ ባእሲ ኤርትራውያን 22 ሰባት ኣብ ሕክምና ተዓቒቦም ከም ዘለዉ ደይሊ መይል ገሊጻ። ድሕሪ'ቲ ዕግርግር ፖ [...]
ፕረዚደንት ኢሰያስ፣ ምምዝባልን ስደትን ህዝቢ ሱዳን ከብቅዕ ተማሕጺኑ

ፕረዚደንት ኢሰያስ፣ ምምዝባልን ስደትን ህዝቢ ሱዳን ከብቅዕ ተማሕጺኑ

RADIO ERENA – Tuesday, 28 May 2024 ምክትል ሓላፊ ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ማሊክ ኣጋር ትማሊ ሰንበት ኣብ ኤርትራ በጺሑ። እቲ ርክብ፣ ክልተኣዊ ዝምድና ክልቲኤን ሃገራትን ንምዕባይ መዳያት ሓባራዊ ምትሕብባር [...]
ኣብ ኤርትራ ንዝፍጸም ግህሰት ሃይማኖታዊ ናጽነት ኣቓልቦ ክውሃቦ (USCIRF) ጸዊዑ

ኣብ ኤርትራ ንዝፍጸም ግህሰት ሃይማኖታዊ ናጽነት ኣቓልቦ ክውሃቦ (USCIRF) ጸዊዑ

RADIO ERENA – Thursday, 23 May 2024 ኮሚሽን ኣህጉራዊ ሃይማኖታዊ ናጽነት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ (USCIRF)፣ ምምሕዳር ባይደን ኣብ ኤርትራ ንዝፍጸም ግህሰት ሃይማኖታዊ ናጽነት ዝያዳ ኣቓልቦ ክገብር ዝ [...]
ኣብ ደቡብ ተልኣቪቭ ብዘጋጠመ ባእሲ ኤርትራውያን ፖሊስ ንክልተ ቀይዱ

ኣብ ደቡብ ተልኣቪቭ ብዘጋጠመ ባእሲ ኤርትራውያን ፖሊስ ንክልተ ቀይዱ

RADIO ERENA – Thursday, 23 May 2024 ኣብ ደቡብ ተልኣቪቭ ብዘጋጠመ ባእሲ 3 ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንሰለስቲኦም ማእከላይ ጉድኣት ከምዝወረዶም እስራኤል ታይምስ ገሊጻ። እቶም ኤርትራውያን ብ ኣእማንን [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ሃንደበታዊ ምቅይያር ሚኒስተራት ኣካዪዱ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ሃንደበታዊ ምቅይያር ሚኒስተራት ኣካዪዱ

RADIO ERENA – Wednesday, 22 May 2024 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ሃንደበታዊ ምቅይያር ሚኒስተራት ኣካዪዱ። ቤት ጽሕፈት’ቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ’ዚ ሳልስቲ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ሚኒስተር መስኖን ደረ [...]
ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ እትጎዓዝ ዝነበረት ናይ ነዳዲ መርከብ ሚሳይል ወንጪፉ

ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ እትጎዓዝ ዝነበረት ናይ ነዳዲ መርከብ ሚሳይል ወንጪፉ

RADIO ERENA – Wednesday, 22 May 2024 ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ እትጎዓዝ ዝነበረት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ መጥቃዕቲ ኣካዪዱ። ሰበስልጣን ሑቲ ብቀዳም 18 ግንቦት ኣብ ዝሃቡዎ መግለጺ፣ ኣ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 19 May 2024 Radio Erena · ሰንበት 19 ግንቦት 2024   [...]
1 37 38 39 40 41 633 390 / 6325