Category: ዜና ኤርትራ

1 31 32 33 34 35 633 330 / 6324
ኡጋንዳ፣ ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ኣብ ንኣሽቱ ንጥፈታት ንግዲ ተዋፊሮም ጸኒሖም ዝተባህሉ 150 ኤርትራውያን ዜጋታት ተኣሲሮም

ኡጋንዳ፣ ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ኣብ ንኣሽቱ ንጥፈታት ንግዲ ተዋፊሮም ጸኒሖም ዝተባህሉ 150 ኤርትራውያን ዜጋታት ተኣሲሮም

RADIO ERENA - Wednesday, 17 July 2024 ኣብ ኡጋንዳ፣ ከተማ ካምፓላ፣ ካንሳንጋ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲ ክነጥፉ ጸኒሖም ዝተባህሉ፣ ልዕሊ 150 ኤርትራውያን ዜጋታት ከምዝተኣስሩ ሚኒስትሪ ው [...]
10 ኤርትራውያን ኣትሌታት ንኻልኦት ሃገራት ወኪሎም ኣብ ውድድር ኣትለቲክስ ፓሪስ 2024 ክቐርቡ እዮም

10 ኤርትራውያን ኣትሌታት ንኻልኦት ሃገራት ወኪሎም ኣብ ውድድር ኣትለቲክስ ፓሪስ 2024 ክቐርቡ እዮም

RADIO ERENA - Tuesday, 16 July 2024 በብዝተፈላለየ ምኽንያታት ካብ ኤርትራ ድሕሪ ምውጽኦም፣ ዑቕባ ንምሕታት ኣብ ዝተረፉለን ሃገራት፣ ዕዉታት ስፖርተኛታት ዝኾኑ 10 ኤርትራውያን፣ ነተን ዝነብሩለን ወይ ዜግነት [...]
ኣውራጃውነት – ኣብ ግዜ ገድሊ ኔሩ ድዩ?

ኣውራጃውነት – ኣብ ግዜ ገድሊ ኔሩ ድዩ?

RADIO ERENA - Monday, 15 July 2024 https://www.youtube.com/watch?v=mC3_UQZ_XLE [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 14 July 2024 Radio Erena · ሰንበት 14 ሓምለ 2024   [...]
ቢንያም ግርማይ ሃትሪክ ዓወታት መድረኽ ተጓናጺፉ

ቢንያም ግርማይ ሃትሪክ ዓወታት መድረኽ ተጓናጺፉ

RADIO ERENA - Friday, 12 July 2024 ኣብ ውድድር ግራንድ ቱር ዲ ፍራንስ 2024ብተደጋጋሚ ታሪኽ ኣብ ምስራሕ ዝርከብ፡ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም Intermarché – Wanty ቢንያም [...]
ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ናብ ኤርትራ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ድማ ናብ ሱዳን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዶም

ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ናብ ኤርትራ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ድማ ናብ ሱዳን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዶም

RADIO ERENA - Wednesday, 10 July 2024 ብጉዳይ እቲ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝኸተሞ፣ ንዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ዝምልከት ናይ መረዳድኢ ሰነድ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ምስሕሓብ ዝርከብ ፕረዚደንት ሓሰን [...]
الشرطة الاوغندية تعلن القبض على شابين إرتريين  للاشتباه في قيامهما بقتل شاب إرتري

الشرطة الاوغندية تعلن القبض على شابين إرتريين للاشتباه في قيامهما بقتل شاب إرتري

إذاعة إرينا الدولية 10.07.2024 أعلنت الشرطة الأوغندية، الثلاثاء 9 يوليو 2024، القبض على إرتريين اثنين للاشتباه بصلتهما بمقتل إرتري في منطقة كابالاج [...]
1 31 32 33 34 35 633 330 / 6324