Category: ዜና ኤርትራ

1 22 23 24 25 26 643 240 / 6421
ኣህጉረ ስብከታት፡ ንምርጫ 6ይ ፓትርያርክ ኤርትራ ከምዝኹንኖን ከምዝቃወሞን ገሊጹ

ኣህጉረ ስብከታት፡ ንምርጫ 6ይ ፓትርያርክ ኤርትራ ከምዝኹንኖን ከምዝቃወሞን ገሊጹ

RADIO ERENA - Wednesday, 27 November 2024 መርገምን ውግዘትን ሰማዕት እንበለ ደም ቅዱስ እንጦንዮስ ተነቢሩ እናሃለወ፥ ዝካየድ ዘይቀኖናዊ ምርጫ ፓትርያርክ፥ ኣትሪርና ንኹንኖን ንቃወሞን ኣሎና ክብል ኣህጉረ ስብ [...]
شركة تاركو للطيران تطلق رحلات مباشرة من وإلى أسمرة

شركة تاركو للطيران تطلق رحلات مباشرة من وإلى أسمرة

إذاعة إرينا الدولية: 27.11.2024 أطلقت شركة تاركو للطيران، ومقرها السودان، رحلات مباشرة من وإلى أسمرة بورتسودان. كما قامت شركة الطيران الخا [...]
ሱዳን ዝመደበሩ፣ መንገዲ ኣየር ታርኮ፣ ካብን ናብን ኣስመራ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ይጅምር

ሱዳን ዝመደበሩ፣ መንገዲ ኣየር ታርኮ፣ ካብን ናብን ኣስመራ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ይጅምር

RADIO ERENA - Tuesday, 26 November 2024 ኣብ ሱዳን ዝመደበሩ፣ መንገዲ ኣየር ታርኮ፣ ካብን ናብን ኣስመራ-ፖርት ሱዳን፣ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ከተማ ካርቱም ማእከላይ [...]
ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ናብ ኣስመራ ይበጽሕ

ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ናብ ኣስመራ ይበጽሕ

RADIO ERENA - Tuesday, 26 November 2024 ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕል ኣልቡርን፣ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ፤ ብሰሉስ 26 ሕዳር፤ ናብ ኣስመራ ኣትዩ። እቲ ጀነራል፣ ም [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 24 November 2024 Radio Erena · ሰንበት 24 ሕዳር 2024   [...]
ዝኽሪ ከዋኽብቲ – ጀርማኖ ናቲ – ብኣስመሮም ሃይለ

ዝኽሪ ከዋኽብቲ – ጀርማኖ ናቲ – ብኣስመሮም ሃይለ

RADIO ERENA - Thursday, 21 November 2024 https://www.youtube.com/watch?v=SVdxFdub7T8 [...]
‘ሓድሕዳዊ ቅትለት፡ ስለ-ኣእምሮኣዊ ናይ መጉዳእቲ በሰላ ዘበገሶ እዩ’

‘ሓድሕዳዊ ቅትለት፡ ስለ-ኣእምሮኣዊ ናይ መጉዳእቲ በሰላ ዘበገሶ እዩ’

RADIO ERENA - Wednesday, 20 November 2024 ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፣ ኤርትራውያን ኣዴታት ብመጻምድተን ከምዝተቐትላ ዝገልጽ ሓበሬታታት ድሕሪ ምዝርግሑ ኣብ ዳያስፖራ ኤርትራውያን ስምባደ'ዩ ፈጢሩ። ኤርትራ [...]
1 22 23 24 25 26 643 240 / 6421