Category: ዜና ኤርትራ
انصار نظام الهقدف في سويسرا ينظمون مظاهرات سلمية للمطالبة بحقهم في التجمع وحرية التعبير
إذاعة إرينا الدولية : 12.09.2024
نظم انصار الحكومة الارترية في مدينة بيرن بسويسرا مظاهرة سلمية للمطالبة بحقوقهم في التجمع وحرية التعبير وغيره [...]
الإدارة المؤقتة للتغراي تجري اتصالات مع ممثلي الحكومة الإرترية
إذاعة إرينا الدولية :12.09.2024
في تصريحات أدلى بها بمناسبة العام الجديد حسب التقويم الاثيوبي قال رئيس الجبهة الشعبية لتحرير التجراي الدكتور دبريظي [...]
ፈረንሳ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ህይወት ሓያሎ ኤርትራውያን ኣብ ዘጥፈኣ ሓደጋ ባሕሪ ንዝተዋስኡ ደላሎን ኣሰጋገርቲ ሰባትን ይሃድኑ
RADIO ERENA - Wednesday, 11 September 2024
10 ሜትሮ ዝቖመታ፡ ካብ ጎማ ዝተሰርሐት ጃልባ፡ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም 60 ሓተቲ ዑቕባ ጽዒና'ያ፤ ቡሎንኝ ሱር ሜር ካብ ዝተባህለ ኣብ ሰሜናዊ ፈረን [...]
ብመንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ናብ ኣዲስ አበባ ዝመጽኡ ኤርትራውያን ገያሾ፡ ብዱባይን ካልኦት ሃገራትን ናብ ዓዶም ይመለሱ ኣለዉ
RADIO ERENA - Wednesday, 11 September 2024
ብመንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝመጽኡ ኤርትራውያን ገያሾ፡ ብዱባይን ካልኦት ሃገራትን ናብ ዓዶም ይምለሱ አለዉ።
እቲ መንገዲ ኣየር፡ ኣብ ኤርትራ [...]
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ወከልቲ መንግስቲ ኤርትራ ርክባት ከካይድ ምጽንሑ ኣቦ መንበር ህወሓት ኣረጋጊጹ
RADIO ERENA - Wednesday, 11 September 2024
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ወከልቲ መንግስቲ ኤርትራ ርክባተ ከካያድ ምጽንሑ፣ ኣቦ መንበር ህወሓት፣ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ኣረጋጊጹ።
ንሱ፣ ኣብ ህሉው ኩ [...]
ህግደፍ፡ ኣብ ስዊዘርላንድ መሰል ደገፍቱ ክሕሎ ዝጽውዕ ሰልማዊ ሰልፊ ኣካይዱ
RADIO ERENA – Tuesday, 10 September 2024
ህግደፍ፡ ኣብ ስዊዘርላንድ ዝርከቡ ደግፍቱ፡ ናይ ምእካብ፡ ሓሳብካ ብናጻ ናይ ምግላጽን ካልእን መሰላቶም ክሕሎ ዝጽወዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዱ።
ኣብቲ ሎሚ ሰሉስ 10 መ [...]
ህሉው ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ኣብ ኤርትራ ዝህልዎ ጽልዋን
RADIO ERENA - Monday, 09 September 2024
https://www.youtube.com/watch?v=QSVvmn2YTZk
[...]
ህቡብ ኤርትራዊ ደራፋይ- ዑስማን ዓብልርሒም ኣብ 76 ዓመቱ ኣብ ስደት ዓሪፉ
RADIO ERENA - Sunday, 08 September 2024
ህቡብ ኤርትራዊ ስነጥበባዊ፣ ዑስማን ዓብደልርሒም፣ ኣብ መበል 76 ዓመቱ፣ ኣብ ሽወደን ዓሪፉ።
እዚ ኣብ ታሪኽ ዓውዲ ስነ ሙዚቃ ኤርትራ፣ ዘይሃስስ ዓሸራ ዘንበረ ድምጻዊ [...]
الاسطورة المبدع عثمان عبدالرحيم في ذمة الله
إذاعة إرينا الدولية :09.09.2024
انتقل مساء السبت السابع من سبتمبر الجاري الفنان المخضرم عثمان عبدالرحيم بعد معاناة طويلة مع المرض في مدينة استكهو [...]
ኤርትራ፣ ቀይዳቶም ዝጸንሐት 16 የመናውያን ናብ ዓዶም ኣፋንያ
RADIO ERENA - Monday, 09 September 2024
ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 16 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ብቀዳም 07 መስከረም ናብ ዓዶም ከምዝተፋነው መርበባት ዜና የመን ሓቢረን።
እቶም ካብ ኤርትራ ድሕ [...]