Category: ዜና ኤርትራ

1 2 3 4 644 20 / 6432
ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ናይ ኣስታት 20 ስደተኛታት ሬሳ ጸምበለል እናበለ ተረኺቡ

ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ናይ ኣስታት 20 ስደተኛታት ሬሳ ጸምበለል እናበለ ተረኺቡ

RADIO ERENA - Tuesday, 06 May 2025 ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣትሒዙ፣ ካብ ሊብያ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ንምስጋር ዝተበገሱ ስደተኛታት ዝጸዓና ሓያሎ ጃላቡ፣ ደሃየን ከምዝጠፍአ ኣብ ዝንገረሉ ዘሎ እዋን፣ ሬሳታት ጸምለለል [...]
ምምሕዳር ትራምፕ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ንምስግጋር ይምድብ

ምምሕዳር ትራምፕ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ንምስግጋር ይምድብ

RADIO ERENA - Monday, 05 May 2025 ምምሕዳር ትራምፕ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ስደተኛታት፣ ናብ ርዋንዳ ንምስግጋሮም መዲቡ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ነቲ መደብ ናብ ግብሪ ንምስግጋር፣ ዘተ ድሮ ተጀሚሩ ከምዘሎ ሚኒ [...]
ፈጣን ሓይልታት ሱዳን፣ ኣብ ፖርት ሱዳንን ከሰላን ንዝረከብ መዓርፎ ነፈርቲ ደብዲቡ

ፈጣን ሓይልታት ሱዳን፣ ኣብ ፖርት ሱዳንን ከሰላን ንዝረከብ መዓርፎ ነፈርቲ ደብዲቡ

RADIO ERENA - Monday, 05 May 2025 ፈጣን ሓይልታት ሱዳን፣ ኣብ ከተማታት ፖርት ሱዳንን ከሰላን ንዝረከብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዘጥቅዐ ኣፈኛ ሰራዊት መንግስቲ፣ ብርጋዴር ናቢል ዓብደላ ኣረጋጊጹ። እቲ ብቀዳምን ሰን [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 04 May 2025 ሰንበት 04 ግንቦት 2025 / Sunday, 04 May 2025 | RSS.com [...]
ኤርትራ፡ ብናጽነት ፕረስ ዓመተ 2025፡ ካብ 180 ሃገራት ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ

ኤርትራ፡ ብናጽነት ፕረስ ዓመተ 2025፡ ካብ 180 ሃገራት ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ

RADIO ERENA - Friday, 02 May 2025 ኤርትራ፡ ብናጽነት ፕረስ ዓመተ 2025፡ ካብ 180 ሃገራት ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ። ኣብ ፓሪስ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ትካል፡ ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ፡ ብምኽንያት 03 ግንቦት ተ [...]
ህሉው ኩነታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያን ሊብያን

ህሉው ኩነታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያን ሊብያን

RADIO ERENA - Friday, 03 May 2025 https://www.youtube.com/watch?v=kCqxOfapTqg [...]
ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ብደረጃ ዓለም ትዝከር

ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ብደረጃ ዓለም ትዝከር

RADIO ERENA - Thursday, 01 May 2025 ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ሎሚ ሓሙስ ሓደ ግንቦት 2025: ብደረጃ ዓለም ትዝከር ኣላ። ኣብ መብዛሕትኡ ሃገራት፣ ተኸሲቱ ብዘሎ ቁጠባዊ ብድሆታት፣ ፈረ [...]
السلطات الاثيوبية ترحل عدد من اللاجئين الارتريين قسرا إلى إرتريا

السلطات الاثيوبية ترحل عدد من اللاجئين الارتريين قسرا إلى إرتريا

إذاعة إرينا الدولية :30.04.2025 رحلت الحكومة الإثيوبية أكثر من 200 لاجئ إرتري كانت تحتجزهم منذ العام الماضي. تم احتجاز الإرتريين الذين تم تر [...]
1 2 3 4 644 20 / 6432