Category: ዜና ኤርትራ
ናይ ሎሚ ሰሉስ 22 ሚያዝያይ 2025 ፈነወና
RADIO ERENA - Tuesday, 22 April 2025
Radio Erena · ሰሉስ 22 ሚያዝያ 2025
[...]
ጀርመን፣ ካብ 25 መጋቢት ኣትሒዙ ጠፊኡ፣ ክድለ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ቆልዓ ሞይቱ ተረኺቡ
RADIO ERENA - Monday, 21 April 2025
ኣብ ጀርመን፣ ቬልበርግ፣ ብ25 መጋቢት ካብ ቤት ትምህርቲ ምስ ወጸ ጠፊኡ ክድለይ ዝጸንሐ፣ ጳውሎስ ዝተባህለ፣ ወዲ ሽዱሽተ ዓመት ኤርትራዊ ቆልዓ ሞኡቱ ተረኺቡ።
ነዚ ናይ [...]

ምርጫ ካናዳ 2025ን ኤርትራውያንን – ዘተ ምስ ኤርትራውያን
RADIO ERENA - Monday, 21 April 2025
https://www.youtube.com/watch?v=ORy_0ZypplI [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 20 April 2025
Radio Erena · ሰንበት 20 ሚያዝያ 2025
[...]
ወፍሪ ኤርትራውያን ኣብ ርዋንዳ፡ ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ካልኣይ ይስራዕ
RADIO ERENA – Friday, 18 April 2025
ኣብ 2024፡ ኤርትራውያን ኣብ ርዋንዳ ልዕሊ 93 ሚልዮን ዶላር ኣውፊሮም
ወፍሪ ኤርትራውያን ኣብ ርዋንዳ፡ ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ካልኣይ ይስራዕ
ኣብ ስደ [...]

ምቛም ማሕበራት ኣብ ስደት – ዘተ ምስ ዘርአይ ኪሮስ ካብ ማሕበር ኡቡንቱ ጀርመን
RADIO ERENA - Friday, 18 April 2025
https://www.youtube.com/watch?v=DXZXEiO-9Sk [...]
‘ኣብ ኣፍሪቃ፣ ብብሽክለታ ቀዳመይቲ እትስራዕ ኤርትራ፣ ንዕውታት ኣብ መበረኺ ዱኳታት እናሰቐለት ስልማት ካብ ምዕዳል ኣይተገላገለትን’
RADIO ERENA - Thursday, 17 April 2025
ኣብ ኤርትራ፣ ሃገራዊ ቅድድማት ብሽክለታ ኣብ ዝእንገደሉ፣ ንዕዉታት ኣብ መበረኺ ዱኳታት እናሰቐልካ ዝካየድ ምዕዳል ስልማት ከብቅዕ ይግባእ ክብሉ ግዱሳት ኣፍቀርቲ እዚ ዓ [...]

ዓሻ እምኒ ኣቕሚጡ…..
RADIO ERENA - Thursday, 17 April 2025
https://www.youtube.com/watch?v=txkZUc8eCDs [...]
ኣብ ስደት ዝርከብ መንግስቲ የመን፣ ወደብ ሖደይዳ ካብ ሑቲ ንምምንዛዕ ኵናት ከካይድ ከምዝኽእል ይግለጽ ኣሎ
RADIO ERENA - Thursday, 17 April 2025
ደገፍ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ዘለዎ፣ ዝበዝሐ ክፋሉ ኣብ ስደት ዝርከብ መንግስቲ የመን፣ ንወደብ ሖደይዳ ካብ ዕጡቓት ሑቲ ንምምንዛዕ ሓድሽ ኵናት ክኸፍት ከምዝኽእል ንዝተፈላ [...]
الولايات المتحدة تخطط لإغلاق 10 سفارات و17 قنصلية لخفض التكاليف من بينها سفارتها في إرتريا
إذاعة إرينا الدولية : 17.04.2025
قالت وسائل إعلام أمريكية إنه من المتوقع أن يتم إغلاق 27 سفارة وقنصلية أميركية في العالم من بينها إرتريا، كجزء [...]